Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي
  • قائمة القراءة
  • مختصر
  • كتاب مسموع
  • بحث
  • تحميل
  • myzon
  • تسجيل الدخول
  • تسجيل
English  አማርኛ  Français  العربية
كتاب اليوم

ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ.pdf


  • word cloud

ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ.pdf
  • Extraction Summary

ኣንጻር ብዓቕሚ ኣዝዮም ጸብለል ዝብሉና ጸላእቲ ብዘይጠቅም ናይ ወጻኢ ሓገዝን ወፍርን ዘድልየናኳ እንተኾነ ንኤርትራ ንሃንጻ ብእኡ ዘይኮነስ ብብርቱዕ ድልየት ተጻዋርነት ትግሃት ናይ ስራሕ ድሲፕሊንን ክእለትን መሃዝነትን ኢዩ። ከምቲ ሓርነት ኤርትራ ብዘይ ዉፉይ ሰብ ዘይሕሰብዩ። ምውሳብ ሃገራውን ማሕበራውን ቃልሲ ንማሕበራዊ ፍትሒ ሃገራዊ ቃልሲ ንናጽነትን ማሕበራዊ ቃልሲ ንዝሓሸ መጻእን ከነጻጽል ከምዘይግባእ ተመክሮ ቃልስና ኣረጋጊጽዎ ኢዩ። ገስጋሲ ማሕበራዊ ፍልስፍናን መደባትን እምበኣር ሓደ ካብቶም ቀንዲ መለለይታት ሓርነታዊ ቃልስና ታሪኽ ርእሰ ምርኮሳዩ። ካብ ህዝቢን ግብራዊ ፈተነን ብዝነቅል ሓሳባት ድማ ነቲ መምሪሒታት ዘማዕብል ማእከላይን ታሕተዋይን ካድር እቲ ብጾቱ መሪሑ ኣብ ውግእ ዝኣቱ መራሒ መስርዕ ወሳኒ ተራ ተጻዊቱዩ። ምስ ህዝቢ ርኮርኮተ ዘራኸቦ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ካብ ታሕቲ ድማ ንላዕሊ ዘራኸብን ኣብ መላእ ሃገር ዝተዘርገሐን ንጡፍ ተዓጻጻፊ ኣድማዒ ውድባዊ ቅርጺ ምህናጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ።

  • Cosine Similarity

ኣንጻር ብዓቕሚ ኣዝዮም ጸብለል ዝብሉና ጸላእቲ ብዘይጠቅም ናይ ወጻኢ ሓገዝ ኣብ ህዝብናን ዓቕሚ ሃገርናን ብምትእምማን ብምምርኳስን ከቢድ መስዋእቲ እናኸፈልና ብሓቦ ብጽንዓት ብፖለቲካዊ ብስለትን ናይ ስራሕ መሃዝነትን ንጸላኢ ኣብ ምምካት ከይተሓጸርና መሰረት ናጻ ሃገር እናንበርና ብምግዳል ኣብ መጨረሽታ ድማ ምሉእ ህዝቢ ብንቕሓትን ወኒን ኣብ ዝተሳተፎ ረፈረንደም ናይ ደገፍ ድምጺ ብምሃብ ዝተጨበጠ ብሙኻነ ብዘይ ምግናን ኣብ ታሪኸ ሓርነታዊ ምንቅስቓሳት ሒደት መወዳድርቲ ዘለዎ ኢዩ። ምርግጋጽ ሃገራዊ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ መዕጸዊ ናይ ሓደ ዓብን ክቡርን ምዕራፍ ኣብ ታሪኸ ህዝቢ ኤርትራ መኸፈቲ ድማ ናይ ሓደ ሓድሽ ምዕራፍ ኢዩ። ምህናጽ ሃገርን ሃገርነትን ኣብ ኤርትራ ኤርትራ በዚ ናይ ሎሚ ዶባታ ኣብ ትሕቲ ሓደ ስሙር ምምሕዳር ዝተጠርነፈት ምስ ምምጻእ መግዛእቲ ኢጣልያኳ እንተኾነኑ መፈለምታ ታሪኸ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ምቕልቃል መግዛእቲ ኢጣልያ ከምዘይኮነ ምዝካር ኣገዳሲዩ። ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ናይ ጸላእን ናይ ዝጠፈሹ ኤርትራውያንን ናይ ምፍልላይ ዉዲት ኣብ ምፍሻል ሃገራውነትን ሓድነትን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምኹስካኳስ ሃገርነት ኣብ ምህናጽ ዓቢ ኣበርክቶ ጌሩዩ። ራእይና ኣብ ሽዱሽተ መሰረታዊ ዕላማታት ክጽሞቕ ይኸእል ሃገራዊ ስኒት ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኣፈላላይ ወገን ቀቢላ ቋንቋ ሃይማኖት ጾታ ደርቢ ብኤርትራውነቱ ተሓቢኑ ብስኒት ብሰላም ብቕሳነት ክነብር ፖለቲካዊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ብሕግን ብግብርን ከቢሩ ኣብ ምምሕዳርን ምክያድን ህይወቱን ሃገሩን ኣብ ኩሉ ጽፍሕታትን ሜዳታትን ንጡፍ ተሳታፍን ወሳንን ክኸውን ቁጠባውን ማሕበራውን ምዕባለ ኤርትራ ብቁጠባ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ትምህርቲ ስነኪነት ደረጃ መነባብሮ ክትምዕብልን ክትግስግስን ማሕበራዊ ፍትሒ ቁጠባውን ማሕበራውን ደሞክራሲ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ምዕሩይ ኣተዓዳድላ ሃብትን ኣገልግሎታትን ፅድላትን ፍሉይ ቆላሕታ ንዝተወጽዑ ወገናትን ክህሉ ባህላዊ ትንሳኤ ሃብታም ባህላዊ ውርሻናን ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ዘማዕበልናዮ ስልጡን ልምድታትን መሰረት ብምግባር ፍቕሪ ሃገር ኣኸብሮት ወዲ ሰብ ማዕርነታዊ ምሕዝነት ደቀኣንስትዮን ደቂተባዕትዮን ፍትወት ሓቅን ፍትሕን ምኸባር ሕጊ ፍቕሪ ስራሕ ርእሰ ምትእምማን ርእሰ ምርኮሳ ክፉት ኣእምሮን መሃዝነትን ዝመለለይኡ ኤርትራዊ ባህሊ ክምዕብል ዞዘውን ኣህጉራውን ምትሕብባር ኤርትራ ምስ ጎረባብታ ብስኒትን ምትሕብባርን እናነበረትኑ ንዞበውን ዓለማውን ሰላምን ጸጥታን ልምዓትን ብዓቕማ እተበርክት እተኸብር ኣባል ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ክትከውን ሓድሽ ሕልምናን ተልእኾናን እዚዩ። ሃገራውነትን ደሞክራስን ናይቲ ኣብ ኤርትራ እንሃንጾ ቅዋማዊ ፖለቲካዊ ስርዓት መሰረታዊ መትከላት ክኸውን ኣለዎ። እቲ ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ታሪኻዊ ኣመዓባብላን ተመክሮን ፍሉይ ኩነታትን ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝሰረተን ንዕኡ ዘንጸባርቕንኑ ሓድነትን ዝተመጣጠነ ምዕባሌን ህዝቢ ኤርትራ ዘውሕስ ናጽነትን ጸጥታን ሃገር ዝሕሉ ሃገራዊ ቅዋማዊ ስርዓት ክኸውን ኣለዎ። ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ስርዓት ኣብ መሰረት ሃገራውነት ማለት ሃገራዊ ረብሓ ምሕላው ሃገራዊ ሓድነት ህዝቢ ምሕያልን ምምዕባልን ናጽነት ሃገር ምዕቃብ ክህነጽ ኣለዎ። ብኻልእ ወገን እቲ ፖለቲካዊ ስርዓት ኣብ ከተማን ገጠርን ሰፊሕ ማሕበራዊ መሰረት ዘለዎን ንኹሉ ዘሳትፍን ክኸውን ኣለዎ። እቲ ፖለቲካዊ ስርዓት ኣብ ደሞክራሲ ክስረት ኣለዎ። ኣብ ኩነታት ሕብረተሰብና ደሞክራሲ ኣብ ቁጽሪ ሰልፍታትን ምክያድ ምዱብ ምርጫታትን ዘይኮነስ ኣብ ክውን ተሳታፍነት ህዝቢ ኣብ ምውሳን ጉዳያት ኮማቱን ሃገሩን ከም ሓደ መርኣያ ፖለቲካዊ ብዙሑነትን መሰል ምውዳብን ምግላጽ ርእይቶታትን ንምርጫታት ከኣ ከም ኣድማሳዊ ደሞክራስያዊ ኣገባብ ዝምልከት ኣይኮነን። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ወድዓዊ መረዳእታ ዝተመስረተ ምስ ዝኸውን ከኣ ኢዩ ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ብሩህ መጻኢ ክህልዎ ዝኸእል። ስለዚ ዕፅላማታትና ብሰፊሕ ህዝባዊ ተሳታፍነት ብዝንደፍን ዝጸድቕን ሃገራዊ ቅዋም መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ዘኸብር ሓጋጊን ፈጻምን ፈራድን ኣካላቱ ኣብ ሕድሕዱ ዝቆጻጸርን ዝመዛዘንን ኣብ ኤርትራ ግዝኣት ሕጊ ጾሀህ ዐየ ዐዘ ዘስፍን ንሓድነትን ምፅባሌን ህዝቢ ኤርትራ ዝድርኽ ቅዋማዊ ስርዓት ምትካል ብመሰረት ቅዋም ንምህናጽ ሃገር ዘቀላጥፍ ሃገራዊ ሓድነት ዘውሕስ ንቁጠባውን ማሕበራውን ምዕባሌ ምቹእ ባይታ ዝፈጥር ኣብ ሰፊሕ ማሕበራዊ መሰረት ከተማን ገጠርን ዝተሃንጸ ንኩሎም ማሕበራት ጉጅለታት ክፉትን ኣሳታፍን ዝተመጣጠነ ምዕባሌ ዘረጋግጽ መሰል ዜጋታቱ ዘኸብር ካብ ብልሽውና ናጻ ዝኾነ ሃገራዊ ረብሓ ዘቐድም ሃገራዊ ናጽነት ዝሕሉ ሃገራዊ ሓበራዊ መረዳእታ ክዐከዐከዐ ረ ርዐዘከ ዘማዕብልን ኣብኡ ዝተሰረተን ሓያል ሃገራዊ መንግስትን ሓያል ሕብረተሰብን ምህናጽ ብመሰረት ቅዋም ናይ እምነት ጋዜጣን ጽሑፍን ርእይቶ ፖለቲካዊ ምውዳብ ሰላማዊ ሰልፍን ኣኹባን ሓበሬታ ስራሕን ትምህርትን ካብ ፍርሕን ግፍዕን ሓራ ምኻን ማዕርነት ኣብ ቅድሚ ሕገብ መሰረታዊ ሰብኣውን ፖለቲካውን መሰላት ንኸኸበርን ንኸምዕብልን ምቅላስ እቲ ፖለቲካዊ ስርዓት ሃገራዊ ውህደት ህዝቢ ኤርትራ ዘደንፍዕ ንኩሉ ትሕተሃገራዊ ዝምባሌታት ዝነጽግን ዘዳኸምን ሃገራዊ ትካላት ዘማዕብል ሃገራውነትን ዓለማውነትን ሬይርረህዐቦጠ መሰረት ኩሉ ፖለቲካዊ ንጥፈታትን ትካላትን ምኳኑ ዘውሕስ ኣብ መትከል ምሉእን ማዕባልን ሃገራውነት ዝተመስረተ ምኻኑ ምርግጋጽ እቲ ፖለቲካዊ ስርዓት ኣብ ህዝቢ ዝተሰረተ ተሳታፍነት ህዝቢ ኣብ ምውሳን ጉዳያት ከባቢኡን ሃገሩን ዘረጋግጽኑ ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ዝተሃንጸ ብመትከላት ዘይምምእካል ፖለቲካዊ ብዙሕነት ግሉጽነት ምጽውዋር ተሓታትነት ዝመርሕ መሰረታዊ ናይ ፖለቲካዊ ምውዳብን ርእይቶ ምግላጽን መሰላት ዘኸብር ደሞክራስያውን ብዙሓውን ኣሳታፍን ኮክርበተ ል ቦርርቭርቬፀተየሃ ምኽን ምርግጋጽ እቲ ፖለቲካዊ ስርዓት ሃገራውያን ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ብሕጊ ዝዋስኣሉን ኣብ ሓድሕደን ብሰለማውን ደሞክራሲያውን መገዲ ዝዋዳደራሉን ብዙሕ ሰልፋዊ ስርዓት ለለህከቪዞፀርቢበሃ ሃተከ ከምዝኸውን ምግባር ነጻን ሓያልን ፍርዳዊ ኣካል ዝተፈላለየ ህዝባዊ ማሕበራትን ምንቅስቃሳትን ከም ናይ ደቀንስትዮ ሓረስቶት መንእሰያት ተመሃር ከምኡውን ማሕበራት ሞያን ካልኦት ግላዊ ትካላትን ዝሓቆፈ ንቹሕ ሲቪላዊ ሕብረተሰብ ናጻን እሙንን ነቐፌታውን ሓላፍነታውን ርዮዘርዐ ጾይከ ማዕከናት ዜና ካልኦት ደሞክራሲያዊ ትካላት ንኸምስረቱን ንኸምዕብሉን ምቅላስ ዱ ምህናጽ ድሌት ህዝቢ ዘርዊ ሓያል ሃገራዊ ቁጠባ ሓደ ፍትሓዊ ፖለቲካዊ ስርዓት ብዘይ ምዕቡልን ፍትሓውን ቁጠባዊ ስርዓት ክህሉ ኣይክእልን ኢዩ። ዕላማ ሰውራና ከኣ ሃገራዊ ናጽነት ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ናጻ ኤርትራ ኣብ ማሕበራዊ ፍትሒ ዝተመስረተ ቁጠባዊ ምዕባሌ ምፍጣርውን ኢዩ። ስለዚ እቲ ኣብ ናጻ ኤርትራ እንሃንጾ ቁጠባዊ ስርዓት ምስቲ እንሃንጾ ደሞክራሲያዊ ፖለቲካዊ ስርዓት ዘሳንን ንዕኡ ከም መሰረት ዝጸሮን ክኸውን ኣለዎ። ደፎ ኣብ ቁጠባዊ ማሕበራዊ ፍትሒ ማለት ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ርኹባትን ሱኡናትን ዘሎ ጋግ ቁጠባዊ ፅድላትን ሃብትን ንምጽባብ ንኹሎም ዜጋታት ምዕሩይ ቁጠባዊ ዕድላትን ርትዓዊ ኣከፋፍላ ሃገራዊ ሃብትን ምርግጋጽ ኣብ መንጎ ገጠርን ከተማ ማእከልን ወሰናስንን ርሬከተቦ ቦዩጨርህዌክየሃ ዘሎ ጋግ ምዕባሌ ንምጽባብ ምዕሩይን ርትዓውን ዝርጋሐ ቁጠባዊ ምዕባሌ ኣብ መላእ ሃገር ምርግጋጽ ማእከላይ ዓላምኡ ድሌት ህዝቢ ምርዋይ ዝኾነ ቁጠባዊ ምዕባሌ ምፍጣር ሰብ ጸማ ርሃጽ ዝረኸበሉ ብስርሑ መነባብሮኡ ዘማሕይሸሉን ብዕይኡ ዝኸብረሉን ኩነታት ምህናጽ ብደረጃ ከባብን ሃገርን ኣብ ምውሳን ቁጠባዊ ጉዳያት ተሳታፍነት ህዝቢ ምርግጋጽን እቲ ዝተጨቆነን ድምጺ ዘይብሉን ዝበዝሐ ህዝቢ ስልጣንን ድምጽን ከምዝረክብ ምግባርን ዌወያሯ ድምያራፈ ማዘቋሦፖ ምፖሀሪዕሴፋ ሩና ያያሂ ሇሆሂ ምነጎያፉ። ስለዚ ኣብ ቁጠባዊ ውጥናትና ሰብ መሰረታዊ ረቋሒ ክኸውን ኣለዎ። ስለዚ ዕላማታትና ኣብ ምዕቡል ሕርሻ ኢንዳስትሪ ንግድን ካልኦት ኣገልግሎታትን ዝተመስረተ ድሌታት ህዝቢ ዘርዊ ውሽጣዊ ዓቕምታት ዘማዕብል ጥንቁቕ ኣጠቓቕማ ባህርያዊ ከባብን ሃብትን ዘዘውትር ኣብ ናጻ ዕዳጋን ናጻ ዋኒንን ዝተመርኮሰ ሓያል ሃገራዊ ቁጠባ ደረጃ ብደረጃ ምህናጽ ናይ ኤርትራ ስትራተጂ ቁጠባዊ ምዕባሌ ኣብ ማሕበራዊ ፍትሕን ቁጠባዊ ደሞክራስን ንኸምስረት ምቅላስ ብነዊሕ ኩናት ንዝዓነወ ቁጠባና ንምሕዋይን ንምምዕባላን ከምኡውን ነቶም ብሰንኪ ኩናት መነባብሮኦም ዝተመዛበለን ዝተበታተነን ክፋላት ሕብረተሰብና ንምጥያስን ኣብ ሃገራዊ ቁጠባ ግቡእ ቦታኦም ከም ዝረኽቡ ንምግባርን መደባት ምሕንጻጽን ምፍጻምን መንግስቲ ንምህናጽ ሓያል ሃገራዊ ቁጠባ ዘኸእል ምቹእ ኩነታት ከምዘጣጥሕን ደራኺ ተራ ከም ዝጻወትን ንብዙሓት መንግስታት ካብ ዘሳቼ ዘሎ ሕዱር ብልሽውናን ናይ ዕዳ ታኹላን ናጻ ኮይኑ ሃገራዊ ረብሓ ብምቕዳም ከም ዝሰርሕን ምርግጋጽ ዳይናሚክ ተወዳዳሪ ብዘበናዊ ጥበብ ዝምራሕ ርእሰ ምትእምማን ዘለዎ ኣብ ቁጠባ ኤርትራ መራሒ ተራ ዝጻወት ሃገራዊ ግላዊ ክፋልን ንኸምዕብል ምትብባዕ ቁጠባዊ ስትራተጂ ኤርትራ ኣብ ህዝባዊ ተሳታፍነትን ምምዕባል ውሽጣዊ ዓቕምታትን ከምዝምርኮስ ምግባር ብርእሰ ምርኮሳ እናተመራሕና ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ምትሕብባርን ወፍሪ ርእሰማል ወጻእን ምድልዳልን ምትብባዕን። ስለዚ ዕላማታትና ባህላዊ ውርሻታት ህዝብና ብምዕቃብን ብምምዕባልን ካብ ፍረታት ኣህጉራዊ ባህሊ ብምጥቃምን ኣብ ታሪኸን ያታን ባህላዊ ብዙሕነትን ህዝቢ ኤርትራ ዝተመስረተ ንኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ክምዕብል ዝጀመረ ሃገራዊ ባህሊ ዝቕጽልን ዘማዕብልን ሓድሽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህሊ ምምዕባል ንኹሉ ትሕተሃገራዊ ከፋፋልን ድሑርን ጸቢብ ኣተሓሳስባታትን ስምዒታትን ትምክሕትን ዝነጽግ ኣብ ስነፍልጠታውን ማዕርነታውን ኣተሓሳስባ ዝተመስረተ ንምዕባሌ ቴክኖሎጅን ስነፍልጠትን ስነጥበባትን ዝድረኸ ደሞክራሲያዊ ባህሊ ምምዕባል ንባህላዊ ውርሻታት ህዝብና ነቲ ጽቡቕን ጠቓምን ጎድንታቱ እናኣማዕበልካ ብምርዓሙን ነቲ ጎዳእን ጎታትን ግድንታቱ ከኣ እናመመኻ ብምንጻጉን መሰረት ሃገራዊ ባህልና ምግባሩ ካብ ናይ ካልኦት ህዝብታት ባህሊ ምስ ባህላዊ ኩነታትና ዝሰማማዕን ንባህላዊ ምዕባሌና ዝድርኽን እናመመኻ ምውራስን ምስ ኩሎም ህዝብታት ኣብ ማዕርነትን ሕድሕድን ምክብባርን ዝተመስረተ ባህላዊ ምትሕብባር ምምስራትን ምድልዳልን ኩሉ ኤርትራዊ ያታታትን ልምድታትን ቋንቋታትን ብግቡእ ከምዝጽናዕን ከምዝምዕብልን ሃገራዊ ባህልና ከም ዝህብትምን ምግባር ጥንታዊ ታሪኻዊ ቅርስታት ህዝቢ ኤርትራ ከምዝጽናዕን ብግቡእ ከምዝዕቀብን ምግባር ዝኸሪ ጀጋኑ ሰማእታትና ከም መሰረት ሃገራዊነትናን ዓቢ ታሪኻዊ ውርሻናን መጠን ካብ ውሉድ ወለዶ ብኸብሪን ሓበንን ከም ዝመሓላለፍን ታሪኾም ከምዝውረስን ምግባር ታሪኻዊ ቅርስታት ሓርነታዊ ሰውራና ከም ታሪኻዊ ውርሻ ህዝቢ ኤርትራ መጠን ካብ ውሉድወለዶ ንኸመሓላለፍ ከም ዝዕቐብን ከም ዝጽናዕን ምግባር ኣብ ሓርነታዊ ሰውራና ዝማዕበለን ዘዐወተናን ናይ ርእሰምርኮሳ ሓርበኝነት ፍቅሪ ህዝብን ሓቅን ማዕርነታዊ ምሕዝነት ደቀኣንስትዮን ደቂተባዕትዮን ጽንዓት ድሌት ፍትሒ ተወፋይነት ንስራሕ ሃገራዊ ባህሊ ንኸዕቀብን ንኸምዕብልን ብዘይምሕላል ምቅላስ ብስም ዘበናውነት ናይ ወጻኢ ባህሊ ብዕዉር ምቅዳሕን ምምላኸን ከምኡውን ብዘይመኣዝን ምስ ዝነፈሰ ሞዳታት ምንፋስን ከይመጽእ ድልዱልን ምዕቡልን ሃገራዊ ባህላዊ ህይወት ንምፍጣር ምጽዓር ስልጡን ሃገራዊ ባህልን ስነ ምግባርን ዘለዎ ኤርትራዊ ሰብ ንምህናጽ ምቅላስ። ስለዚ ዕላማታትና ህዝቢ ኤርትራ ምዕሩይን ብቹዕን ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ከምዝረክብ ምግባር ምዕሩይ ዝርጋሐ ዘለዎ ብብቹዕ ሃገራዊ ስርዓተትምህርቲ ዝምራሕ ንሃገራዊ ሓድነትን ምዕባሌን ዘገልግል ሃገራዊ ትምህርቲ ምዝርጋሕ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ መሃይምነት ምጥፋእ ሞያውያን ናይ ላዕለዋይ ደረጃን ማእከላት ትምህርቲ ከምኡውን ኣብ ኩሉ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት በብዓውዱ ዝወሃብ ቀጻሊ ትምህርትን ስልጠናን ምትብባዕ ምዕሩይን ብቹዕፅን ዝርጋሐ መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምርግጋጽ ህዝቢ ናይ ማይ መፅቆቢ ጽርየት መራኸቢታት ኣገልግሎት ከምዝረክብ ምግባር ማህበራዊ ኣገልግሎታት ሰፊሕ ዝርጋሐ ሃልይዎ ብብቕዓት ንኽካየድ ተሳታፍነት ህዝብን ግላዊ ክፋልን ምትብባዕ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ሰራዊትን ትካላት ጸጥታን ፖሊስን ናይ ህዝባዊ ሰራዊት ጽቡቕ ያታ ብምችጻል ህዝቢ ዘገልግል ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ ቅዋም ዝሰርሕ ኣብ ማእቶት ዝሳተፍ ኣብ ምፍታሕ ሽግራት ሕብረተሰብ ዝሳተፍ ንቁሕን ውፉይን ልዑል ሞያዊ ብቕዓትን ኣወዳድባን ዘለዎ ሃገራዊ ትካላት ክኸውን ኣለዎ። ስለዚ ዕላማታትና ኣብ ናጽነትን ሃገራዊ ረብሓን ዝተመስረተ ናይ ሰላምን ዘይሻርነትን ፖሊሲ ወጻኢ ምኽታል ብጎረባብትናን ከባቢናን ብምጅማር ምስ ኩለን ሃገራት ፖለቲካውን ቁጠባውን ስርዓተን ብዘየገድስ ኣብ ናጽነት ናይ መሬት ሓድነትን ናይ ሃገር ክብርን ምሕላው ዘይምውራር ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ዘይምእታው ብማዕርነትን ሓበራዊ ጥቕምን ምስራሕ ዝተምስረተ ዝምድናታት ምምስራት ምስ ኩሎም ህዝብታት ታሪኻውን ባህላውን ፍልልያት ብዘየገድስ ኣብ ኣድማሳዊ ሕውነትን ማዕርነትን ሰላምን ምርድዳእን ዝተመስረተ ምሕዝነት ምድልዳል ንሰላምን ምርግጋእን ዞባናን ዓለምን ምጽዓር ቁጠባውን ባህላውን ምዕባሌ ሃገርና ንምቅልጣፍን ንምድንፋዕን ምስ ኩለን ሃገራት ቁጠባውን ባህላውን ምትሕብባር ምምዕባል ኤርትራ ብዝኸተመትሉ ኣህጉራዊ ስምምዓት ምምእዛዝ። ናይዚ ሕቶዚ ዝርዝራዊ መልሲ ብናይቲ ግንባር ቅዋም ዝግለጽ ኮይኑ መሰረታዊ ሓሳቡ እዚ ዝስዕብ ክኸውን የድሊ ሰፊሕ ዝሰረቱ ግንባር ናይቲ ግንባር ሰፊሕ ዓላማታትን ኣቃውማ ሕብረተሰብናን ከምኡውን ኣብ ሃገርና ናይ ብዙሕሰልፋውነት ኣወንታዊ ተመክሮ ዘይምጽንሑ ኣብ ግምት ኣእቲኻ እቲ ግንባር ንሓደ ውሱን ማሕበራዊ ቀጸላ ወይ ደርቢ ዝውክል ወይ ድማ ነቶም ኣዝዮም ውፉያት ባእታታት ጥራይ ዝሓቁፍ ጸቢብ ዝሰረቱ ሰልፊ ዘይኮነስ ከም ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ብዝተኻእለ መጠን ንኹሉ ሰናይ ኤርትራን ህዝባን ዝደሊ ሃገራዊ ኤርትራዊ ዝሓቁፍ ኣዝዩ ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ግንባር ክኸውን ኣለዎ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

تعليقات:


memezon

خيارات التنزيل | تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي | كتاب اليوم

© dirzon | شروط الخدمة | خصوصية | حول | خدمات | اتصال