Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ኣብ ህይወትና ክህሉወና እንደልዮ ናይ ሰራሕ ብልጽግና ሓጉስ ገንዘብ ዕውት ዝምድና ሓላፍነት ጥዕና ሰላምኣእምሮ ወዘተ ንምግላጽ ዝተዋህበ ምሳሌዊ ነገር እዩ። ንፋርማጆኻ ኣብ ምድላይ ኣብ ትገብር ጉዕዞ ገለ ነገር እንተ ዘጋጥመካ እንታይ ምገበርካ። ኣብታ ምውቕቲ ሰንበት ድሕሪ ምሳሕን ዋዛን ናብ ዕቱብ ዕላል ሰገሩ እታ ኣብ ክፍሉም ኣዝያ ህብብቲ ዝነበረት ሰላም ህይወት ካብቲ ኣብ ትምህርቲ ከለኹ ዝሓሰባ ዝነበርኩ ተፈልያትኒ ብዙሕ ነገር ተለዊጡኒ። ኣብቲ ቦታ ምሰ ተኣቱ ንኽትጠፍእ ቀሊልዩ ነቲ ዘጽነዖ ግን ደሰታ ህይወት እትረኽበሉ ምሰጢራዊ መገዲ ሓዚእሉምዩ ነፍናፍን ህጹጽን ተዓዘቦም። ምኽንያቱ ካብ ዘይከውን ሓደጋ ሰለ ዝዕቅቡና። ተፈጸመ ደራሲ ዶር ሰፐንሰር ጆንሰን ተርጓሚ ኣብርሃም ዮሃንስ ወዲዕቋር።
ካብ ዝገርመኩም ግዜ ኣይትወሰድን እያ ብምባል ዛንታ ፋርማጆይ መን ወሲዱዎ ክጸውየሉም ጀመረ ኢ ነዊሕ ዓመታት ይገብር ኣብ መሸጉራጉር ዝነብሩ ኣርባዕተ ጠባያት ነበሩ መኣዛን ደስታን ዝህቦም መግቢ ድማ ፋርማጆ ነበረ እቶም ክልተ ነፍናፍን ህጹጽን ዝብሃሉ ኣናጹ ክኹኑ ከለው እቶም ክልተ ድማ ክንዲ ኣናጹ ኞመት ዘለዎም ሄርሞንን ሃሃይለን ዝብሃሉ ሰባትዮም። ትርጉም ኣብርሃም ዮሃንስ ወዲዕቋር ፋርማጆይ መን ወሲዱዎ። ገለ እዋን ጽቡቕ ክኸዱ ከለው ገለ እዋን ድማ እቲ ሰባዊ እምነቶምን ሰምዒቶምን ኣብቲ መሸጉራጉር ዝተሓላለኸን በዳህን ህይወት ክሕልፉ ይድርኹምዩ ነፍናፊ ህጹጽ ሃይለን ሄርሞንን ዝሓለፍዎ መገዲ ብዘየገድሰ ዝደልይዎ ይረኽቡዮም ሓደ መዓልቲ ድማ በብመገዶም ከምቲ ዝደልይዎ ዓይነት ፋርማጆ ኣብ ቀጸሪ ቀጽሪ ረኸቡ ንግሆንግሆ ዕጥቆም ለቢሶም ናብ ቀጽሪ ፋርማጆ ተጽሪ ምኻድ ተትሓዝዎ። ሃይለን ሄርሞንን ኣብ ፈለማ መዓልታት ቐልጢፎም ብምትሳእ ነቲ ዝጽበዮም ዝነበረ ኩላሶ ፋርማጆ ይሃጹ ነበሩ ድሕሪ ግዜ ግን እቲ ወትሩ ዘካይድዎ ዝነበሩ ንጥፈታት ከሰልችዎም ጀመረ ዶንግዮም ክትሰኡን ቀሰኢሉም ክዳኖም ክለብሱን ጀመሩ እቲ ፋርማጆ ኣበይ ኣሉን በየን ትኸዶን ስለ ዝፈለጡ ምህዋኽ ገዲፎሞዮም ነቲ ፋርማጆ መን ኣምጺዎ ተዘይፈለጡ ኣብኡ ኸም ዝጸንሖም ግን ርግጸኛታትዮም ሃይለን ሄርሞንን ኣብ ቀጽሪ ፋርማጆ ቀጽሪ ምስ በጽሑ ኣብ ቤቶም ዘለው ኹይኑ ይስምዖም ዕዋቀም ኣውጺኦም የንጠልጥሉዎ ሳእኖም ድማ ብሸበጥ ይትክኡዎ ገለ ዓይነት ምሸ። በሉ ውሕሰነት ሰለ ዝተሰምዖም ተደሰቱ እቲ ኣብ ቀጽሪ ፋርማጆ ቀጽሪ ዝረኸቡዎ ናቶም ኩይኑ ሰለ ዝተሰምዖም ኩሉ ማሕበራዊ ንጥፈታቶምን ቤቶምን ኣብ ጥቓኡ ደኩነ ዝያዳ ቤቶም ኩይኑ ክሰምዖም ብምባል ክቨላልምዎውን ጀመሩ ኣብቲ መንደቕ ፋርማጆ ብምሰኣል ከምዚ ኢሉም ጸሓፋ ፍርማጆ ምህላው ሕጉስ ይገብረካ ትርጉም ኣብርሃም ዮሃንስ ወዲዕቋር ፋርማጆይ መን ወሲዱዎ። ሃይለን ሄርሞንን ኣዕሩኽቶም ነቲ ኩምራ ፋርማጆ ኽርኢዎ ብምባል ናብቲ ቀጽሪ ፋርማጆ ቀጽሪ የምጽኡዎምዮም ገለ ዓይነት ፋርማጆ ምሸ። ኣብ ሓሳቦም ዝነበረ እቲ ፋርማጆ ብሓቂ ኸይዱ እንተኹይኑ ንምርግጋጽ ኣብቲ ፋርማጆ ኣልቦ ቐጽሪ ምድላይዩ ጥራይዩ ነይሩ ሃይለን ሄርሞንን በቲ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ እናዕረምረሙን እናተራገሙን ከለው ነፍናፍን ህጹጽን ጉዕዞኦም ተታሓሒዞም ነይርም። ዝተፈላለየ ዓይነታት ፋርማጆ እናኳማስዐ እንከሉ ሃይለ ገለ ኢሉ ተዛረቦ ዝበሉ እኳ እንተዘይሰምያ ኣብ ቀጽሪ ኞጽሪ ከም ዘሉ ኣዘኻኸር ሄርሞን ነዚ ምስ ተረድአ ክዛረብ ጀመረ ትፈልጥ ሃይለ ህይወት ተለዋዋጢትያ። ሃይለ ኣይመለሰሉን ትርጉም ኣብርሃም ዮሃንስ ወዲዕቋር ፋርማጆይ መን ወሲዱዎ። ሄርሞን ፍቨኽ በለ ንሃይለ ዝቨገሮ ዝነበረ ፋርማጆ መን ወሲዱዎ ክኸውን ከሉ ንዕኡ ዘገርሞ ግን እቲ ፋርማጆ ክእለ ከሉ ሰለምንታይ ንሱ ቀልጢፉ ዘይተበራበረዝብል ሕቶዩ ነይሩ። ንድሕሪት ተመሊሱ ኣብ ቀጽሪ ፋርማጆ ቐጽሪ ዘሓለፎ ኹነታት ክዝክሮ ምስ ጀመረ እቲ ፋርማጆ ብሓንቲ ለይቲ ከም ዘይተሰወረ ኣመነ ዓቐን ፋርማጆ እናጉደለ ኽኸይድ ከሉ ጣዕሚውን ይኝየርዩ። ናብቲ መሸጉራጉር ዝወጽኣላ ግዜ ድማ ኣሓጎሰቶ ንዕኡ ንተሰፋ ንብጻዩ ሃይለ ድማ ምናልባት ጉዕዞ እንተጀሚሩ ነቲ ጽሑፍ ርእዩ ትብዓት ክውስኽ ብምባል ኣብቲ መንደኝ ፕ ድሸ ፈት ፇዕ ድሸቫ ፉረሟጽ ፇጅታረቻዙያ ይለግሃነ ሄርሞን ነቲ ጸልማት መገዲ ተመልከቶ ኣብ ቅድመይ እንታይ ኣሉ። ነቲ ኸባቢ ምስ ተመልከቶ ቅድሟኡ ኸም ዝተበጽሐ ዘመልክት ትርፍራፍ ተዓዘበ ቀልጢፍካ እንተተበጊሰካ ዝሓሰብካዮ ኸም ተስምር ኣስተብሃለ ነቲ ኣብ ፋርማጆ ኣልቦ ቐጽሪ ዝገደር ሃይለ ክሕግዝ ጉዕዞኡ ንድሕሪት ጀመረ ነቲ ዝመጸኦ ንምዝኽኻር ድማ ኣብቲ መንደቕ ከምዚሉ ጸሓፈ ጠፍ ሯቿ ዳረ ያታዮፎ ዳጂዲሰፍ ሀሇሇዎሳጠረ ሳሳጳ ዳሻ ታረታ ዲኝ ሄርሞን ንሃይለ ምስ ረኸቦ ካብቲ ዝተማላአሉ ፋርማጆ ሃቦ ንሱ ግን ርእሱ ደፍአ። ፍሸኽ ብምባል ሕጂውን ኣብቲ መንደቕ ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ ያ ዳያ ሩፉርሟጽ ዳዳሳጦ ሪ ደው ምጓሉ ዳ መሸታራረሂ ምድሳዕ ጦሃ ውአ ዳሐም ሄርሞን ዘለዎ ኹነታት ምስ ተመልከቶ ነገራት ከምቲ ብፍርሒ እንሰእሉ ግናይ ኸም ዘይኩነ ነጸረሉ ኣብ ኣእምሮና እንሃንጾ ፍርሒ ካብቲ ቐጥታዊ ኹነታት ይኸብድ ሓድሸ ፋርማጆ ምሰኣኑ ፍርሑ እኳ እንተቐስሰቀሶ ክርእዮ ግን ኣይመረጸን ሓድሸ ጉዕዞ ምስ ፈለመ ኣብቲ ኩረድዮ ጉዕዞኡ ዘቀጽሉ ፋርማጆ ረኺቡዩ። ኣብቲ መንደቕ ድማ ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ ን። ነቲ ዘይረኸቦ ሓድሸ ፋርማጆ ኣብ ሓንጉሉ አእናቐረጸ ናብቲ ዘይፈልጦ ክፋል መሸጉራጉር ተዓዘረ እተን ዝረኽበን ዝነበረ ሩቱሩብቀራቦ ተኣማንነቱን ሓይሉን ይዕቅባሉ ነበራ ንሱ ሕሉፍ ክዝክሮ ከሉ በቲ ኣብ መናድቕ ዘስፈሮ ጽሑፍ ይድሰት ነበረ ምናልባት ሃይለ ክንቀሳቐስ እንተወሲኑ እቲ ጽሑፍ ኣሰር ኩይኑ ክመርሖዩ ብምባል ሓጎስ ተሰምዖ ሄርሞን ቅኑዕ ኣንፈት ሒዙ ክህሉው ተተሰፈወ ሃይለ ነቲ ጽሕፈት ርእዩ ናብ ዘለዎ ክሰዕቦ ከኣ ተመነየ ገለ እዋን ቅጅል ዝብሉዎ ዝነበሩ ሓሳባት ንምስፋር ድማ ከምዚሉ ጸሓፈ ሪወ ዳም ሪ ሐውያ። ብዘለዎ ሓይልን ፍጥነትን ኣብቲ መሸጉራጉር ጉየየ ጉዕዞኡ ድማ ብዘሕጉስ ተደምደመ ናብቲ ንዕኡ ሓድሸ ዝኹነ ነዊሕ መተሓላለፊ መገዲ ኣተወ ኣብ ቀጽሪ ፋርማጆ ቀጽሪ ድማ በጽሐ ንውሸጢ ምስ ኣተወ ብዝርኣዮ ተደነቐ ርእይዎ ዘይፈልጥ ብዝሒ ፋርማጆ ረኣየ ንኣዒንቱ ክኣምነን ኣይከኣለን ይሓልም ከይህሉ ተጠራጠረ ከባቢኡ ምሰ ተመልከተ ግን ነፍናፍን ህጹጽን ተዓዘቦም። ሄርሞን ሃይለ ተዘከር ሃይለ ፍርሑ ስዒሩ ነቲ ኣብ መንደቕ ዝጸሓፎ ተኸቲሉ ክመጽኦ ተመነየ ናብቲ ፋርማጆ ኣልቦ ቐጽሪ ተመሊሱ ክጽውዖውን ሓሳበ ግን ከኣ ደጊሙውን ሓሰበ ሃይለ ሕሉፍ ፍርሑ ሰዒሩ ክመጽእ ኣለዎ በለ ንኽትልወጥ ናትካ ድልየት እምበር ናይ ዝኹነ ካልእ ዘረባ ከም ዘየድልየካ ካብ ዝሓለፎ ተመኩሮ ተረዲኡዩ።