Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

እታ_ነዋሕ_ለይቲ.pdf


Advertisement
  • word cloud

እታ_ነዋሕ_ለይቲ.pdf
  • Extraction Summary

ጸዓዱ ደበና ሰማይ ጸቢብዎም ከም ዝወረዱ። ተረፍ ጭንቀታ ዘልዓለቶ ሓሳብ ትርጉም ኣልቦ ምኺኑ ተጋህደላ። ዝሕልሕል ኢሉ ከነሱ ቁሪ ኣየሰከፋን ነየናይ ነብሲዩ ኢላ ተስፋ ቆሪጻያ። ምድረሰማይ ከም ቀደሙ በርሃው በለ። መኣዛ ከትትንስእ ነግ ፈረግ በለት። ተቐላጢፋ ብነብሳ ጋረደቶም ዝሞትኩ መሲሉኪ ኣንቲ ሸርሙጣ ኣለማዮ ካብ በጥ ዝበለሉ መሬት ተንሲኡ ኣብ ማፅጾ ደው በለ። ካባኺ ኣነ እጐርሕ። መኣዛ ደሪቓ ዓንዲ ጨው ኮይና ስለዝነበረት ዝብሎ ዝነበረ ኣይተረደኣን። ሞይቱ እናበለትያ ብድድ ኢሉ። ኣማኢት ኣሽሓት ወትሃደራት ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከሃድሙ ከም ዝተማረኹ ሰሚዐን ነይረን ህግሓኤ ንምሩኻት ነጻ ስለ ዝለቅቕ። መለሳሉ ወሮ ሓረጉ ከተለልይኦ ትኸእላ አንተኹንክከን ኪዳ ረኣያ ካልእ ዝግበር የለን።

  • Cosine Similarity

ኣብ ልዕሊ ገላዕታ በለስ ተቐሚጠን ዝፋጽያ ዝነበራ ኣዕዋፍ ኣብ ዓይና ኣተዋ ሕጉስቲ ዘይምኺና ዘኪራ ድማ በተን ኣፅዋፍ ቀንአት ኣብ መንጐኣን እተን ኣዕዋፍን ዘሎ ፍልልይ ናይ ሂወት ከኣ ኣብ ሓሳባ ውትፍ በላ። ንቀዳም ካብ ሽዑ እናሓሰባ ናብ መኪናኡ ኣተወ ይ ከፋል ጂፕ ዝዓይነታ ወትሃደራዊት መኪና ኣብ ቅድሚ ላተርያ ራንዴኩ ደው በለት ሓለቓ ሚእቲ ኣለማዮ ምስ ካልኣዩ ማዕጾ ናይ መኪና ከፊቶም ብጸጋምን የማንን መሬት ረገጹ። አዒንታ እንተትርእዮም በለጠ ከሰምፅ ሃህ ኢሉ ተጸበየ ከም ፅንጉለ ውጽእ ውጽእ ዝበሉዮም መኣዛ ኣብ ቅድሚኡ ከም ዘላ ፍሽኸ ኢሉ ፈዘዘ ብልቡ ዘዘራርባ ዘሎ ይመስል ነበረ። መኣዛ ንበይናያ ኣብ ገዛ ነይራ። ኣቶ ኣስገዶም ካብ ሕከምና ንገዛ ምስ ተመልሱ ዓሪፎም መኣዛ ኣብ ገዛ ኮፍ ኢላ ንኤልሳ መሓዛአኣያ ትጽበ ነይራ ኣብ ናይ ፈተና እዋን ሓቢረንየን ዘጽንዓ ዝበዝሕ እዋን መኣዛያ ንኤልሳ እትኸዳ። ከም ኣፍደገ ቃኘው ፈኸራን ዕንደራን ናይ ወተሃደራት የብሉን እዚ ጥራይ ዘይኮነ ስድራ ኤልሳ ንበይኖም ዝነብርዎ ሰርቪስ ብምኺኑ ብሕትውና ኣለዎ መኣዛ ኣዒንታ ካብ ስእሊ ናይ ኣቦኣ ኣላቺቓ ጥራውዝታ ከትገናጽል ጀመረት ድሕሪ ሓደ ሰሙን ናይ ካልኣይ ሰሚስተር ፈተና ኣለወን። በለት መኣዛ ቁኖ ናይ ኤልሳ እናጠመተት ኤልሳ። በለት መኣዛ መነባብሮ ናይ ገዛኣ ኣብ ቅድሚኣ ቅጅል ኣናበላ። ካብታ ዝረኣየላ ግዜ ኣትሒዙ ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ካብ ምስላ ተገላጊሉ ኣይፈልጥን ኣብ ሓደ እዋን ዘፍቀራ የውብዳር ከምኡ ዓይነት ስምዒት ኣይፈጠረትሉን ኣብ ፍቕሪ ተመኩሮ ከም ዘይብሉ መኣዛ ፈሽ ፈሽ ኣቢላቶ ኢያ። ናሕሲ ዘይኮነ ምስሊ ናይ መኣዛ ኣብ ኣአምሮኡ ውትፍ በለ። አቲ ካልእ ከም ናይ ብቐዳማይ ተስፋ ምስ ቆረጽና ከነርከበሱ ኢና። ኣለማዮ ጥራይ ከረኸባ የብሉን ኣብ ትምህርታ ስለ ዝጸናጸና ናብኡ እንተዘይከይዳ ከም ዝርስዓ እምነት ኔርዋ ሕጂ ደንኾና ኣለና ከንከይድ መኣዛ ካብ ቅድሚኣ ክከርሕቹዌላ ደለየት። መአዛ ካልእ መዋጥር ተኸሲትዋ ኣዕነነየት ኤልሳ እንታይ ትጽበዩ ኣለኺ ኪዲ ኤልሳ ስለ ዘዕገሽገሸት በለጠ ብትእዛዝ መልከዕ ሓበራ መኣዛ ከይደ ጽባሕ የራኸበና በለት ኤልሳ ካብ መኣዛ ምፍላይ ዕረ እናጠዓማ ናበይ ከትከዲ ብሓንሳብ ኢና ንኸይድ መኣዛ በይና ምስኣቶም ከትተርፍ ግንብንብ ስለ ዝበላ ተማሕጸነታ። በለ በለጠ መኣዛ ፈጠጠት ከትብል ስለ ዝረኣያ ከም ዝፈርሐት ገሚቱ መኣዛ ከይተንቀሳቐሰት ኣብ ዝነበረቶ ደው በለት። ተሰማሚዕም ናብ መኣዛ ተመልሱ ገዛኺ ሰምበል ኣይኮነን ድዩ መኣዛ። ሓተተ በለጠ ሓሶት ኣብ ምኸሽሑ ምኺኑ ገሚቱ ምስ በጻሕና ከነግረኩምየ በለት መኣዛ ዘቀመጠቶ ገዛ ከም ዘለዋ ከፉት ካንሸሎ እንተርኣየትያ ተቋምት ነይራ ከም ገዝኣ ትኽ ኢላ ከትኣቱ ወዲኣቶ ነበረት ካልእ ኣማራጺ ኣይነበራን ገዛኺ ከንኣቱ ኢና እንተኢሎማ ግን ነገር ተወዲኡ ኢዩ። በለ በለጠ። ፅላል ኣልማዝ ድማ ካብ ቅድሚኣ ንኸትርሕቕ ዝግድድ ኣይኮነን ንኣልማዝ እናጠመተ መለሰሉ ኣልማዝ ኣብ ውሸጡ ደስ ዝብል ስምዒት ፈጢራትሉ ነበረት ብፍላይ ረጐድቲ ከናፍራ ንኸስዓሙ ዝተፈጥሩ ኮይኖም ተሰምዕፅዖ ከም ህጻን ስጋ ዝመልአ መሸከል ዘለዋ ጓል ኣንስተይቲ ባህያ እትብሉ እሞ ኣነ መኣዛ እንተመጺኣ ካብ ኣስካቡሊ ከገላገል ሰለዝኾንኩ ኣብ ውሽጢ ኣለኹ። ናይ ኣልማዝ ዕላል ድማ ተስተማቕሮ በሎ በለጠ። ከምቲ ንሳ ተፍቅሮ ከም ዘየፍቅራ ግምት ኣለዋ በዚ ድማ ምስ ግዜ ኣብ መስመራ ከተእትዎ ወትሩ ምስ ተበላሓተትያ። ኣብ ገጹ ዝነበረ ኩራ ግን ዝብሎ ነይርዎ ኣብ ማርቻቬዲ ኮፍ ኢሉ ከሽቅጥ ኣይፈተወን ንሱ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ካብ ባር ናብ እንዳሻሂ እናዞርካ ምሻጥዩ ለሚዱ ከምኡ ኣዕሩኸቱ ስለዝነበርዎ ካብኦም ከፍለ ድሌት የብሉን ከም ሰበይቲ ኣብ ሓደ ተኾርምዩ ከውዕል አኣይተዋሕጠሉን። መንግስትና ንስልጣኑ ከብል እናታለለ ኣብ ሓዊ ይጠብሰና ኣሉ በለ ኣለማዮ ኣብ ልዕሊ መንግስቱ ዝነበሮ ጽልኢ ኣብ ገጹ እናተነበ። ኣብ ኣፍደገ መእተዊ ማዕጾ ምስ በጽሑ ኣለማዮ ደው ኢሉ ንበለጠ ሓተቶ መልከዑ ኣብ ኣእምሮኡ ኣትዩ የናውጾ ነበረ። ፍቕሪ ከም ዕዳጋ ሰብ ኣብ ዝበዝሖን ጽቕጥቅጥን ዝርከብ ኣይኮነን። በለጠ ብስምዒት መለሰሉ ኣብ ገዝኣ ኬድናኸ ኣብ ቅድሚ ስድራቤታ እንታይ ከንብል ንኸእል። ንስኻ ከም ቃንጥሻ ኣብ ሓደ ለይቲዩ ኣብ ልብኻ በሞሉ ዝሓድር። ፍቕሪ ብሰብኣውነትን ቅንፅዕናንዩ ዝርታፅ ኣነ ናይ መኣዛ ጸገም ናይ መልከዕካ ጸገም ከም ዘይኮነ ይርድኣኒዩ። ኣብ ቅድሚ ዮኤል ኮይና ከመይ ጌራ ሻሂ ከም እትሰቲ የተሓሳስባ ነበረ። ኣብ ገጺይ እንታይ ከም ዝረኣኻ ኣይፈልጥን ሎሚ ኣዕልል ዝብል ጽሑፍ ኣብ ግንባርኪ ኣሎ። ዮኤል ኣብ ሓሳብ ከም ዝኣተወ ትም በለ። ናይ ዕላል ዓቐሚ ከም ተጸንቀቐ ዝብሎ ስኢኑ ኣዕጠጠየ ኣብ መንጎ ከልቲኦም ዝውሕጥ ጸጥታ ሰፈነ ከልቲኦም በብልቦም ከመይ ጌሮም ናብ ናይ ዕላል ሃዋህው ከም ዝምለሱ ኣብ ሓሳብ ኣተው ስለምንታይ ግን ሓቲትካኒ መኣዛ ጸጥታ ሰበረቶ። ተገሪማ ጠመተታ ኤልሳ ኣብ ናይ ሂወት ሕቶ ኢና ዘለና። ኣነውን ምእንቲ ድሕነትኪ ባዕለይ ከኸዶምየ ብሰንኪይ ኣብ ሓደጋ ክትወድቂ ዝደሊ ኣይኮንኩን በለታ ማዕረ ከንድኡ ሓይሊ ከም ዘለዎም ጌርኪ ኣብ ኣአምሮኺ ቦታ ኣይትሃብዮም ብስውር እምበር ብጋህዲ ከምኡ ከገብሩ ኣይከእሉን ኢዮም አንቲ ኤልሳ እንታይ ኢኺ ኣብ ኣስመራ ከም ዘይትነብሪ ጋሻ ትኾኒ ከትፈልጢ። እናበለ ሰብ ዝመርጽ ኣይኮነን መኣዛ ድማ ፍቕሪ ከሕዘኪንከሎ ኣየርእየና ኢዩ። ከም ዝሓሰወ ከይፍለጥ ዘረባኡ ኣነጸሮ ኣብ ቲራሾሎ ንገዝኦም እናኸደ ዝምህሮም ተማሃሮ ኣለዉዎ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ካብ ስዓት ከልተ ንሓደ ሰዓት ይምህር ሽዑ ግን ካብ መኣዛ ንኸይተርፍ ዘምጽኦ ምኸኒትዩ እምበር ምሸት ዝምህረሉ ግዜ የብሉን። ከም ዝነጸገቶ ሓበረቶ ኣብ ቀንዲ ጽርግያ ናይ ኤከስፖ በጽሑ ሕጂ ደኣ ስዓት ከንደይ ከትምለስ ኢኻ ኣይመሰየካን። ካብ ኣለማዮ በለጠ ከም ዝተርር ትፈልጦ ያ ሰምበል በጺሓ ኣብ ዘይቤታ ከትኣቱ ዝገበራ ንሱዩ። ፍቕሪ ድማ ከም ሰረገላ ሓደ ፈረስ ጥራይ ዝጓትቶ ኣይኮነን። በለቶ ኣብ ቅድሚኣ ከም ዝነበረ ገጻ ጸዋዊጋ። እዚ ኩሉ ድማ ዘረጋገጾ ነገር ኣብ ዘይብሉ ኢዩ። መኣዛ ኣብ ሓሳብ ከም ዝኣተወት ኣይመለሰትን ሓፊርኪ ዲኺ። እቲ ቦታ ኣብ ጸጸራት ዝርከብ መዓስከር ናይ ጦርሰራዊት ኢዩ። ኣብ ኤርትራ ኩሉ ሻዕብያ ኢዩ። ኣብ ቦሌ ከም ዝዓበየ ክገልጽ እንከሎ ናይ መጨረሻ ኩርዓትዩ ዝስምዖ ካብ ቦሌ ምጻእ ካብ ካልአ ምጻእ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ከም ዘለኻየ ዝፈልጥ። በለጠ ከም ቆልዓ ከም ዝጻወተሉ ይፈልጥዩ። ኣነ ደኣ ከመይ ጌርካ ጓል ከም እተአምን ኣብ ታዕሊምየ ተማሂረዮ። መኣዛ ስለዘይትፈትወካ ከም ናይ ሞት ፍርዲ ኣብ ልዕሌኻ ዝተወሰነ ከትሓስቦ የብልካን ሰብ ከፍጠር እንከሎ እታ ንዕኡ ዝተባህለት ሕዙእ ቦታ ኣለዋ መኣዛ ናይ ካልእያ። ብዘይካ በለጠ ኣብ ቅድሚኡ ካልእ ሰብ የለን። ምስ መንፈስ መኣዛ ከገጥም ከም ዝደለየ ግን ኣዒንቱ ናብ ኩሉ ኣንፈት ኣፍጠጠን አለማዮ እንታይ ትገብር ኣለኻ። መኣዛ እናተሓብአት ኣብ ምትላልና ካብ ኣተወት ካብኣ ከትወጽእ የብላን ከም ዋልያን ኒያላን ዝበሃላ እንስሳታት ናይ ሃገርና ካብ ነብሪ እናሃደማ ዝነብራ ከምአን ከትከውን ኣለዋ እዚ ንመታለሊ ጽቡቕ መቐጻዕቲ ኢዩ። ምኹራይሲ ኣይኩረኹን ኩራ ድማ ኣብ ፍቕሪ ከም ከልተ ገጽ ናይ ሳንቲምዩ። ኣለማዮ ኣብ ጽርግያ ደው ኢሉ። መኣዛ ። አቲ ምኽንያት ግን ንሱ ኣይነበረን ምስ ዮኤል ናይ ዓይኒ ፍቕሪ ካብ ዝሕዛ ። ኣብ ሳሎን ኮፍ ምስ በለት። ልባ ህውኸ ህውኸ ኣበለታ ዮኤል ከም ፈኳስ ከይሓስባ ካብ ማዕጾ ከትምለስ ወስወሰት ንኤልሳ እንታይ ኢላ ከም አተመኸንየላ ግን ኣይፈለጠትን ዮኤል ምስ ከፈታ እንታይ ኢላ ፅላል ከም እትኸፍትውን ካልእ ብድሆ ኩና። መኣዛ ከምቲ ዝተበገሰቶ ናብ ልዳት ኣየምርሐትን ምናታ ምስ ጨበጠ ትም ኢላ ትጽበ ነበረት እታ ኣብ ልባ ዝነበረት ካብ ዮኤል ከትሰምዓ ነዊሕ ተጸሚማያ። መኣዛ። መኣዛ እንታይ ኢላ ከም እትምልሰሉ ኣይፈለጠትን ኣብ ፍቕሪ መሃይም ኢያ። መኣዛ ካብ መደቀሲ ዮኤል ከትወጽአ ናብ ማዕጾ ሰጐመት ዮኤል ትም ኢሉ ረኣያ። ኣብ እንዳመሓዛኣ ምስ ዮኤል ዝፈጸመቶ እናዘከረት በይና ትስሕቕ ነበረት በለጠ እናተኸታተላ ኣብ ኣፍደገ መዓስከር ቃኘው ደው በለ። ዘውዲቱ ስም ጓል ስለዝሰምዐት ከይመለስት ተስገሩዱማ ጠመተቶ ከም ዘይኣፍቃሪቱ ካብ ዝርእያ ሰሙን ኣለዎ ካልእ ጓል ከም ዝሓዘ ጥርጣረኳ እንተነበራ ዘረጋገጸቶ ኣይነበራን በለጠ ኣብ ቅድሚኣ ስም ጓል ከጠቅስ ምስ ሰምዓቶ ግን ስምዒታ ገንፈለ ካባይ ንላዕሊ ኣዋልድ ንስኻ ትፈልጠን። በለጠ። ንስኺ ኣብ ጸሎት ኣነ ድማ ኣብ ቅንዕናይ ንኣምን ንስኻ ቅንዕና ኣለካ። ዝጠርጠረታ ጐርዞ ኣብ መንጽር ቃኘው ኣብ ዝርከብ ቪላታት ከም እትነብር ካብ ዘረባ በለጠ ኣስተውዒላ ኢያ አብዚኣ ኣቲኺ ሕተቲ እተን ሰበይቲ መኣዛ ናብ እትነብረሉ ቪላ እናመልከታ ሓበራኣ። በለጠ ድማ ኣብ ዓይና ገጠመ ጽቡቓት ከም ዝፈቱ ትፈልጦ ኢያ። ዘውዲቱ ብኣሽሙር ፍሽኸ በለታ ዋላ ሓንቲ መለሰት መኣዛ ስም በለጠ ምስ ተላዕለ ኣይቀሰነትን። ዘውዲቱ ተደናገረት መኣዛ ዝበለታ ምስ ሰምዐት ዘውዲቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ተሓጐሰት በለጠ ነታ ኣብ ቅድሜኣ ዝነበረት ምጭውቲ ጐርዚ ሒዙ ከትርእዮ ድልየት የብላን ቀንዲ ኣለማዮ ዝበሃል ወትሃደርዩ ኣፍቂረኪ እናበለ ዘጨንቐኒ ዘሎ። እመንኒ ኣነ ከምኡታት ጠባይ የብለይን ኣነ ምስ በለጠ ዋላ ሓንቲ ርከብ የብለይን ኣለማዮ ግን ንኸፍቅሮ ብሓይሊ የገድደኒ ኣሎ ምስ በለጠ ዘላለየኒውን ኣለማዮዩ። በለጠ ግን ከመይ ጌሩዩ ምስ መኣዛ ርከብ ኣለኒ ኢሉኪፃጎ መኣዛ ዘረባ ዘውዲቱ ኣብ ጥርጣረ ሸመማ ንበለጠ ኣብ ካምፖቦሎ ካብ መኪና ወሪዱ ኣብ ዘዘራረባ እዋንያ ንመጨረሻ ግዜ ርእያቶ። ምሕዝነት ዓቢ ትርጉም ኣለዎ ኣብ ጸበባን መከራን እንተዘይተሓጋጊዝካ ኣብ ካልእ ድኣ ኣብ ምንታይ ከትተሓጋገዝ ኢኻ። መኣዛ ድምጺ ሰሚዓ ምዩቕ በለት ኣብ ውሽጢ ከብዳ ዝኣተወ ራዕዲ ዳርጋ ተቐጻጺሩዋ ኢዩ በዓል ኣለማዮ ከም ንፋስ ኣብ ኩሉ ዝበጽሑዩ ዝመስላ ነይሩ እንታይ ደኣ ኬንኪገ። መኣዛ ኣብ ሓሳብ ከም ዝኣተወት ትም በለት። ዮኤል ኣነ ኣብ ሓደጋየ ዘለኹ። በቲ ካልአ ድማ ኣብ ስግኣት ወዲቓ ኣበይ ከም አትዓልብ ኣይፈለጠትን ኣብ እንዳ መሓዛኣ ከትዕቆብ ከም ዝመጸት ትፈልጥያ ምስ ዮኤል ብፍቕሪ ተኣሳሲራ ኣብ ትዕዝብቲ ከትወድቕ ድልየት የብላን ፍቕሪ ዮኤል ኣሰኒፉ ተቐጻጺሩዋ እንከሎ። መኣዛ ኣብ ሳሎን ኣላ። መኣዛ ብሓይሊ ኣብ መኪና ኣተወት። ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ሓደ ብሓደ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከሃድሙ ጀመሩ ኣልማዝውን ሓንቲ ካብዚኣቶም ነበረት ደርጊ ባጽዕ ንምምላስ ኣብ ዘካየዶ ፈተነ በለጠ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ከም ዝተቐትለ ምስ ተረድአት ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact