Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሚዕበኳ ትግራዋይነት ግዓውኩጽ ዝተፅሓፈ ብጻበ ይቕረታ ባስፀርካበ ገማይደ ኣስመላሽ ግርማይ ወ ዓም መሰል ፀሓፊ ብሕጊ ሕልው እዩ። እዚ መንነት እዚ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ወለድና ዝኾንዎን ዝፈጠርዎን ከም ባህሊ እናገበሩ ክሳብ እታ ሎሚ እናዓመረ ዘሎን ንቐፃሊ እውን እናዓበየ ዝነብርን እዩ። ብዚ መስመር እዚኣ ዝወፀ ኩሉ ተደፋራይ እዩ ዋላ ትግራዋይ እየ ይበል ትግራዋይነት ዝብል መዓዛ ስለ ዘይብሉ ይድፋእ ኢሉ ድማ ይሰዓር እዩ። እቲ ገጢሙና ዘሎ ዕንወትን ክሳራን ብመፅናዕቲ ተሓጊዝካ እውን መእተዊኡ ዘፀግመልካ ክንድዙይ እዩ ኢልካ ንምግማቱ ዘፀግም እዩ። ናይቶም ብግፍዒ ኣብ ነበለት ሓውዜን ኣቡነ ይምኣታ ሑመራ ማይ ካድራ ኣድያቦ እንትጮ ራማ ኣሕስኣ ቶጎጋ ራህያ ሮፎቐቹ ፍረወይኒ ማይቅነጣል እንዳባፃሕማ ዛላምበሳ ማዕበል ትግራዋይነት እዩ።
ዋላ እውን እንተኾነ ብቲ ዝነበረ ናይ ዓለም መንግስታት ምሽብሻብ ኣለሻ ክታበትን ናይ መንግስትን ህዝብን ትግራይ ጥንቃቐን ኣብ ዓም ናብ መኣዲ ትምህርትኻ ከም ትምለስ ተስፋ ነይሩና እዩ። ናይ መጀመርታ ሓሳብ እቶም ፀላእቲ ካብ ሃገረ ኤርትራ ክመፅእ ዝኽእል ተፃብኦ ኣንፃር ኢትዮጵያ ክሕሉ ተባሂሉ ካብ ማእኸል ታት ጀሚሩ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ይሕሉ ዝነበረ እዚ ሰሜን ዝተብሃለ ግንባር መከላኸሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተጠዊሞም መራሕቲ ትግራይ ጨውዮም ብምውሳልደድ ትግራይ መራሒ ኣልቦ ገይርካ ምትርማስ ዝብል እዩ ነይሩ። ማዕበል ትግራዋይነት ካብ ሐዚ ንደሓር ግን መሰረተይ ትግራዋይነት እዩ። ዋና መልእኽቲ እቲ መግለዒ ድማ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዘራያቱ ወራር ክፍፅመልና ይሸባሸብ ከም ዝነበረ እዩ ነይሩ። ክሳብ ሐዚ እቲ ፀላኢ ጉጅለ ዝትርኾ ትግራይ ጀማሪት እቲ ከሩናት ከም ዝነበረት ንሱ ድማ መኽበሪ ሕጊ ኮይኑ ከም ዝኣተወ እዩ። ማዕበል ትግራዋይነት ወራዕ ሰራዊት ኬርትራ ሰሉስ ሕዳር ዓም መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ብዕሊ ናብ ትግራይ ከም ዘእተወን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ምልሻታትን ፍሉይ ሓይልን ኣብ ዝነበረ ውግእ ብድሕሪት ከም ዝወግአናን ብግልዒ ብደብሪፅ ተነገረና። እቲ ምኽንያት ድማ ዘይተፀበናዮየ ህግደፍ ኤርትራ ልዕሊ ክፍላተ ሰራዊት ናብ ትግራይ አእትዩ ኣካል እቲ ወራር ስለ ዝነበረ እዩ። ኣብቲ እዋን እቱይ ፀላእቲ ብብዘሒ ሓይሊ ሰብ ይሞቶም ከም ዝነበረ ንሰምፅ ስለ ዝነበርና እቲ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ዝነበረ ህዝብና ናይ ዓወቱ ፀሓይ ኣይዓረበትን ዝነበረት። ፀኒሕና ዝሰማፅዕናዮ ልዕሊ ሽሕ ዝኸውን ህዝብና ናብ ሱዳን ከም ዝተሰደተ ቁፅሪ ዘይብሎም ሰላማውያን ሰባት ብግፍዕን ብዘስካሕኽሕን ከም ዝተረሸኑን ዝተጨፍጨፉን ምሳሌ ኣብ ማይ ካድራ ማርያም ደንገላት ኣክሱም ማሕበረ ዴጎ ዛላምበሳ ቦራ ወዘተ ጨፍጫፍ ተኻየዶምን ደቂ ኣንስትዮና ብብዙሓት ወታደራት እቶም ወረርቲ ከም ዝተደፈራ ህፃውንቲ ከምቲ ከማኻ ዝበሉ እውን ወለዶም ከም ዝሰኣኑ ማዕበል ትግራዋይነት ገሊኦም ከም ዝተቐተሉ ገሊኦም ድማ ኣበይ ከም ዝኣተዉ ዘይፍለጥ ባህሪሮም ምስ ሃደሙ ኣደዳ ኣራዊት ከም ዝኾኑን ብጭካነ እውን ከም ዝተጨፍጨፉን ሰማዕና። ብተወሳኺ ድማ ኣብ ከተማታት ሽረን ኣክሱምን እቲ ፀላኢ ጉጅለ ከምቲ ዝበሎ ንልዕሊ ዓመት ተጋሩ ብግፍዒ ይጭፍጭፍ ከም ዝነበረ ይስማዕ ስለ ዝነበረ እዩ። ብኣውርኡ ድማ መንግስቲ ትግራይ ኣውዒእዎ ዝነበረ መግለቂዊ ካልእ ዓይነት ናይ ቃልሲ ስልቲ ከም ዘካይድን ህዝቢ ድማ ዓርሱ ክሕሉን ዝብል ካብ ሰብ ሰሚዕና ነበርና። መቐለ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እቲ ፀላኢ ጉጅለ ከም ዝወደቐት ሰማዕና። እንተበልና ፀላእቲ ኣብ ከተማ መቐለ ክዋግኡ እሞ ንታ ከተማ ከፅንይዋ ድልየትን ባህግን ከም ዝነበሮም ይኹን እምበር መንግስቲ ትግራይ ሓሳብ እቶም ፀላእቲ ንዘይምስኻዕ ክብል ንኣንፈት ተምቤን ከም ዝወፀ እዩ። እቲ መቐለ ኣብ ትሕቲ እቲ ፀላኢ ጉጅለ ወዲቓ ዝብል ሓበሬታ ምስ ተሰምር ሓደ ነባር ወታደር ኢትዮጵያ ዝነበረ ሻምበል ወዲ ከባብየይ ኣብቲ ከናት ብወገን ትግራይ ተሰሊፉ ይዋጋእ ከም ዝነበረን ግን ድማ ብቲ ዝተሰምዐ ካብ ልቡ ሓዚኑ ብኸመይ ክቃለስ ከም ዘለዎን ደጋጊሙ ይሓስብን ይሓተንን ነበረ። ሰንበት ታሕሳስ ዓም ኣብቴ ዝነበርካዮ ከተማ ብበዝሒ ሰራዊት እቴ ፀላኢ ጉጅለ ዋላ እንተነበረ እቶም ጨካናት ቀተልቲ ሰራዊት ሻዕብያ ከም ዝወፁ እቶም ናይ ኢትዮጵያ ወታደራት እውን ዝቐትሉ ዝወሩን ደቂ ኣንስትዮ ዝዕምፁን ከም ዝኾኑ እናፈለጥኩ ግን ድማ ብቲ ሓደ ጫፍ እታ ከተማ ከም ዝውዕሉ ምስ ኣፅናዕኹ ንሳቶም እንተይረአዩኒ ኣትየ ክወስደካ እንተዘይኮይኑ ግን ዝገበሩ ይግበሩኒ ኢለ ምስ ረዘነ ሓወይ ኮይንና ንሰለስተን ገለን ሰዓታት ዝኸውን ኩነታት እቲ ፀላኢ እናሓተትና ኣባኹም በፃሕና። ማዕበል ትግራዋይነት ብኻልእ ወገን ድማ እቲ ኣብ እቨ ቴሌቭዥን እንሪኦ ዝነበረ ሓቦ ዘስንቕ ቃልሲ ኣብ ወፃኢ ካብቲ ዝምረፅ ዝነበረ ሓዱሽ መንግስቲ ኣሜሪካ ፅቡቕ ተስፋ ከም ዝነበረ እዩ። ኢሎም ካብ ሕዳር ጀሚሮም ኣብ መቐለ ኩሉ ሻዕ ፅልምት ምስ በለ ተኹሲ ከም ዝስማፅን ኣብ ማዕበል ትግራዋይነት ኀደናታት መቐለ ብዙሓት ተቐቲሎም ዝሓድሩ ተጋሩ ከም ዝነበረን ነገሩኒ። ንዙይ ድማ እዩ እንታይ ማዕበል ትግራዋይነት ዓይነት ሽብር ብመን መዓዝ ከም ዝበፅሐካ ዘይትፈልጠሉ ግን ድማ ከም ደበና ኣንጠልጢሉ ኣብ ልዕለኻ ጠጠው ኢሉ ዝረአየካ። እቲ ኣብ ገዛ ምውዓልናስ ኣብ ደገ ምንቅስቓስ የስግእ ስለ ዝነበረ እውን እዩ። ከም ውፅኢቱ ድማ ህዝብና እቶም ፀላእቲ ኣብ ቀረባ እዋን ተፀራሪጎም ካብ ትግራይ ከም ዝባረሩ ርግፀኛ ኮነ። ንዚ ድማ እዩ እቲ ሐዚ ዘሎ መንግስቲ ውሉድ ደርጊ እዩ እንብሎ። ማዕበል ትግራዋይነት ብዙይ ምኽንያት መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምቲ ሰነ ዓም ኣብ ሓውዜን ኣብ ዕዳጋ ዝነበረ ህዝቢ ዝደብደብዎ ድሕሪ ዓመታት ሰሉስ ሰነ ዓም እውን ኣብ ቶጎጋ ዕዳጋ የካይድ ዝነበረ ህዝብና ብነፋሪት ደብደበ። ተጋዳላይ ምግበይ እውን ረኺብናዮ ዝብሉ ወረ ነበሩ እሞ እቲ ሓቂ እንተረጋገፅናዮ ክልቲኦም ምስ ኣብ ጥቓ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ቀፅሪ ዓዲሓቂ ዝነበረ ህዝቢ መግለፅታት ይህቡ ከም ዝነበሩ እቲ ህዝቢ ድማ ብሓዱሽ መልክዕ ከም ዝተለዓዓለን ናብ ገድሊ ንምኻድ ብዙሕ ሰብ ይውስን ከም ዝነበረ እዩ። ኣብታ ዕለት ደብሪፅ ኣብ ማርታ ኣደባባይ ብዙሕ ሰብ ኣብ ዝተኣከበሉ ብዛፅባ እቲ ንህዝብና ዝበፅሐ መከራን ምብስባስን ሓዚኑ ብህዝቡ ከመይ ከም ዝኾርዐን ቀፃሊ ኣንፈት እቲ ቃልሲ ድማ ብኸመይ ከም ዝዛዘምን ከም ዝተዛረበ ካብ ብዙሕ ሰብ ሰሚዐ ብተወሳኺ ድማ ብኤፍኤም መቐለ ኣቢለ ሰማዕክዎ። እዙይ ምስ ኮነ ማዕበል ትግራዋይነት ዋላ ኩሉ ግልጋሎት ተዓፅዩ እናሃለወ ህዝቢ ትግራይ ግን ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ እቲ ሓርነት የስተማቕሮ ነበረ። ኣብ ማእኸል እቲ ወፍሪ ብወገን መንግስቲ ትግራይ ስዕረት ፀላኢ እናተግሃደ ይኸይድ ስለ ዝነበረ እሞ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝፍጠር ሕጊ ኣልቦነት ሓላፍነት ንዘይምውሳድ ብዝብል እቲ ብ ሰነ ዓም ማዕበል ትግራዋይነት ወዒኡ ዝነበረ ዝርርብ እማመ ሰላም ቅድመ ኩነት ብምምሕያሽ ከምዚ ዝስዕብ ክኸውን ተገበረ እቲ ድርድር እማመ ሰላም ምስቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ዘይሕጋዊ ሓይሊ ዘይኮነስ ኩሎም ናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ዝተሳተፍሉ ክኸውንን ከም ቅድመ ኩነት ድማ እዞም ዝስፅቡ ተግባራዊ ተገይሮም ብሚድያ ክቃልሑ ኩሎም ፀላእቲ ካብ መሬት ትግራይ ለቼቐም ክወፁ። ኣብ መወዳእታ እቲ ኩናት ኣብ ማእኸል ጠጠው እናበለ ይቕፅል ኣሎ እዩ። ይኹን እምበር ካብ ትግራይ ወፃኢ ስለ ዝኾነ ብሰራዊት ትግራይ ዝንገረና እምበር ዝበዝሕ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝብና ካብቲ ናይ ኩናት ቀጥታዊ ማህሰይቲ አዕሪፉ ከም ዝነበረ ምርዳእ የድሊ እዩ። ማዕበል ትግራዋይነት ኣሜሪካን ሃገራት ኣውሮፓን ኣብ ዓም ኩላተን ኣንፃርና ተሰሊፈን ናብቲ ኩናት እዚ ክንኣቱ ዝኾነ እውን ናታተን ስቕታ ወይ ድማ ውሽጣዊ ደገፋት ንቲ ፀላኢ ከም ዝነበሮ እዩ። ማዕበል ትግራዋይነት ምዕራፍ ማዕበሄ ትግራዋይነት ትግራዋይነት ማእኸል ዝገበረ ትግራዋይ ኩሉ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ መዓዝ ብዘየገድስ ብከመይ ከም ዝሓብርን ከም ዝስለፍን ሳይንሳዊ ወይ እውን ካልእ መግለዒ ኣይረኸብኩሉን ማለተይ መፅናዕቲ ከም ዘድልዮ እዩ። ኣብቲ ሐዚ ገጢሙና ዘሎ ኩናት እንተርኢና እኳ ኣብ ወፃኢ ዓድታት ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ደጀን ህዝብናን ኣብ በረኻታት ትግራይ ምስ ዝነበረ መንግስትናን ሰራዊትናን ብኸመይ ሓቢሮም ኣንፃር ፀላእቶም ከም ዝተሰለፉ እንተሓሲብካዮ ብምንም ክግለፅ ዘይኽእል ተኣምራዊ እዩ ዝመስል ዝነበረ። ንሳቶም ድማ ህዝቢ ትግራይ ባሕሪ ትግራዋይነት እንትኾን ሰራዊት ትግራይ በሊሕ ጫፍ መርከብ ትግራዋይነት እዩ ሕብረት ዲያስፖራ ተጋሩ ድማ ዲፕሎማስያዊ ጫፍ መርከብ ትግራዋይነት ንብሎ እቲ ዝፈጠርዎ ቃልሲ እዩ ማዕበል ትግራዋይነት ኢልናዮ ዘለና። እቲ ማዕበል ብቲ ሓያል ምንቅስቓስ እተን ክልተ መራኽብ ኣብቲ ባሕሪ ዝፍጠር እንትኸውን ኣንፈቱ ድማ ናብ ሓደ ወገን እዩ ናብ በላእቱ። ማዕበል ትግራዋይነት ቃልሲ ትግራዋይነት ምስ ማዕበል ካብ ኣመሳሰልናየ። ማዕበል ትግራዋይነት ሰራዊት ትግራይ በሊሕ ጫፍ ትግራዋይነት እዩ ሰራዊት ትግራይ ማለት። ዋላ እውን ከም ሰራዊት ትግራይ ውረድተዋረድ መዋቕር ኣይንበሮ ትግራዋይነቶም ዝፀወዖም ኩሎም ብቢዘለውዎ ዝኽእልዋ ኽገብሩ ህዝብና ኣብ መሬት ንሳቶም ድማ ኣብ ልቦና ማሕበረሰብ ዓለም ክገብርዎ ዝግባእ ቃልሲ ከም ዘሎ ቀልጢፉ ዝተረደኦም ኣብ መላእ ዓለም ዝነብሩ ተጋሩ እዮም። ማዕበል ትግራዋይነት ኪነጥበባውገ ትግራይ ኪነጥበባውያን ተጋሩ ኣብ በረኻ ምስ ሰራዊትና ኣብ ዓዲ ምስ ህዝብና ኣብ ወፃኢ ድማ ምስ ዲያስፖራና እናኾኑ ብዛዕባ እቲ ዝገጠመና ዘርኢ ናይ ምፅናት ኩናት ብመልክዕ ደርፊ ይኹን ግጥሚ ወይ ብድራማ እናገበሩ ንህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ይቃለሱን የቃልሱን ኣለዉ። ማዕበል ትግራዋይነት ሰብዛፍቲ ትግራይ ተጋሩ ሰብሃፍቲ ኣብ ዝሃልዉ ይሃልዉ ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያ ወይ እውን ኣብ ወፃኢ ዓድታት ብታ ዝኽእልዋ ካብ ሃፍቶም እናዓቀኑ ንቴ ማዕበል ትግራዋይነት ደገፍ ይገብሩ። ትግራይ ቴሌቭዥን ድማ እቲ ጊዜያዊ መመሓደሪ ይጥቀመላ ነበረ እቲ ፀላኢ ካብ መቐለ ተፀራሪጉ ክባረር እንተሎ ድማ ኣዕንይዋ ከም ዝኸደ እዩ። ማዕበል ትግራዋይነት መስመር ትግራይ ትግራዋይነት ኣስኳል እዩ። ትግራይ ድማ ዓዲ ትግራዋይነት እያ። ማዕበል ትግራዋይነት ብምኽንያት እቲ ኩ።