Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
አሰረ እግሪ ኣብ መሬት እንከለዋ ብዝፈጸማኦ ቅዱስ ኣገልግሎት እዩ። ቅዱሳት ኣንስቲ ንክርስቶስ ዝገበራሉ ኣገልግሎት እንታይ እዩ ናብ ዝብል ምስ እንከይድ። ናይ ሓዋርያት ጽሑፋት መልእኽትታት ናብ ክርስቲያናት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብጺሐን። ቤተክርስቲያን ክስራሕ እንከሎ ዝተፈላለየ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ዝፍጸም ኣገልግሎት ሠሪሐን እየን ቅዱስ ጳውሎስ ወደ መዝሙር ቅዱስ ጢሞቴዎስ መጺኡ ጸጋ ጥምቀት ክህበኪ እዩ። ድሕሪ ሰለስተ የ መዓልቲ ኣቡኣ ሉክያኖስ ምስ ሰበይቱ መጺኦም እንተሓተትዋ ኣነ ክርስቲያናዊት ኾይነ እየ። ቅድስት ኢዮጳራቅሰያ ሕጻን ከም ምኳና መጠን እቲ ኩሉ ጽቡቕ ሥራሓተን ርእያ ነተን ደናግል ከመንኩስኣን ክናብያኣን ሓደራ ሂባተን ኣብ ሓጺር ግዜ መተት። ማለት ሓደ ግዜ ውዑይ ማይ ይኽዕወላ። ብብኽያት ክትጽልየለንን ክትባርሽበን ከኣ ለመናኣ። ኣብታ ኣዲኣ ዝተቐብረትላ ቦታ ከኣ ተቐብረት። ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር ናብኣ ኣትዩ ከምዚ እናበለ ዘመረ እመኒ ሖርኩ ማእከለ ጽላሎተ ሞት ኢይፈርሆ ለእኩይ እስመ አንተ ምስሌየ ንበካ ምሳይ ስለ ዘሎካ ዋላ ናብ ድነ ሞት እንተ ከድኩ ነቲ ክፉእ ኣይፈርሆን እየ። እቲ ኣበምኔት ግን በሉ ቀስ በሉ ስም ገዳም ኣይተክፍኡ ብምባል ቀስ ብቐስ ንኣባ መሪና ጸዊዖም ኣብቲ ኬድካዮ ዝነበርካ ዓዲ እሞ ዝሓደርካሉ ቤት ፈታዊ ገዳምና ሰብኣይ ንጓሉ ስለዝዓ መጽካሉ ኣብዚ ቅዱስ ገዳምና ክትነብር ኣይግባኣካን እዩ። ውጻእ በሎ። እዚ ክብሉ ዝከኣሉ ከኣ ብናቶም ፍቓድ ዘይኮነስ ብናይ እግዚአብሔር ፍቓድ እዩ። ምጋልፉራ ያያሇ ሪቱ ራ ይሪለፊ ሯ ሯ ሯ ታሪክ ጻድቅት ቅድስት ማርያም ግብጻዊት ሃገረ ትውልዳ ግብጺ እዩ። ብድሕሪኡ ዕራቐቱ ዝኮነ ናይ ሰብነቱ ቆርበት ብሓዊ ከምዝተለብለበ ብሃሩር ፀሓይ ዝጸለመ ናይ ሰብ ኣካል ምኳኑ ተረዲኡ ካብቶም ኣብ በረካ ዮርዳኖስ ዝነብሩ ቅዱሳን ባሕታውያን ንሓደ ንምርካብ ልቡ ባህ ኢልዎ ርእይ ኣቢሉ ናብቲ ሰብ ጉየየ። እቲ ሰብ ግና ካብኡ ሃደመ ዘየርክቦ ምጺዷኑ ምስፈለጠ ኦ ናይ እግዚአብሔር ኣገልጋሊ ስለምንታይ ኢቫ ካባይ እትሃድም ዘሎኻሥ በጃካ ስለ እግዚአብሔር ጽንሓኒ ካብ ከማይ ዘለ ሽማግለ ስለ ምንታይ ትሃድም በሎ። ኣነ ጓለ ንስተይቲ ስለ ዝኮንኩ ከምኡ ውን ክዳን ስለ ዘየብለይ ናባካ ክመጽእ ኣይክእልን እየ። ንሳቶም ድማ ጸድቕ ንጉሥ እዩ። መፍቀሪ ቤተ ክርስቲያን ድማ እዩ። ሓንቲ ነገር ኣብ ልበይ ቂር ዝበለትኒ ስለ ዘላ እየ። ኣብ ደብሪ ኣባ ዮሓንስ ኣብያተ ክርስቲያን። ስለዚ እምነትን መንፈሳዊ ሥርዓትናን መንፈሳዊ ውርሻናን ጽቡቕ ባህልናን ተሓልዩ ማንቲ ክነብር ርኅራጌ ኣምላክናን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ተራዳእነት ትጉሃን መላእክት ጸሎት ኩሎም ቅዱሳነ እግዚአብሔር ይርድኣና። ገድለ ቅዱስ ጊዮርጊስ ወረቐት ነገረ ቅዱሳን ማኅበረ ቅዱሳን ዓም ግእዝ የቅዱሳን ታሪክ ቁጥር ኛ ዓም ማኅበር መጽሓፍ ዱስ ታሪኸ ቤተክርስትያን ኤርትራ ብመ ይትባረክ በርሀ ዓም መልክዐ ጉባኤ ብመጋቤ አእላፍ ሄኖክ ወሚካኤል ሁለቱ ኪናት ዓም ብመርጌታ ሐየሎም በርሀ ትምህርተ መለኮት ዓም ብአሥራት ገብረማርያም አንድምታ ደቂ ነብያት አንደምታ ውዳሴ ማርያም።
ስለ ቅዱሳን ጻድቃን ሓዋርያ ቅዱስ ዮሓንስ ኣብ መልእኽቱ ደቀየ ቅዱሳን ሓደ እኳ ኣየስሕቸኹም ከምቲ ክርስቶስ ጻድቕ ዝኾነ እቲ ጽድቼቺ ዝገብር ከኣ ጻድቕ እዩ። ንሳ ኣብ ሓደ ቀላይ ጥቓ ጥቓ ኮይኖም ሱባኤ ኣተዉ መዓልቲ ከይኣኸለ ከሎ ኣብ መበለ መዓልቲ ምስ ገበሩ በዚ ዝቐንአ ሰይጣን ከምዚ እንተኾይኑ እሞ ምስ ፈጣሪኦም ክዕረቹ ዶ ኣይኮኑን ኢሉ ናብ ኣዳም ከይዱ ኣዳም ፈጣሪ ተዓሪቹካ እዩ እሞ ውጻእ በሎ ኣዳም ንስኻ መን ኢኻ በሎ ኣነ መልኣከ ብርሃን ገብርኤል እየ በሎ በል ደሓን ዝለኣኸኒ እነግር ኣሎኹ ኢሉ ካብኡ ሓሊፉ ናብ ሔዋን ከደ ሔዋን በዓል ቤትኪ ዝብሎ ዘሎ ፍለጢ ቀደም ፈጣሪኡ ኣይትብላዕ ዝበሎ ፅፀ በለስ በሊዑ ሕጂ ድማ ውጻእ ምሒረካ እየ እንተበሎ ኣይወጽእን ይብል ኣሎ ኣነ ካብዚ ንንየው ውሩድ ካብ ርእሰይ በላ ሔዋን ናይ ብሓቂ መሲልዋ መሰስ ኢላ ወጺኣ። ንሱ ንሔዋን ብምኸታል ኣብ እግሪ ገነት ምስ በጽሑ እቲ ዲያብሎስ ኣነ መን እየፓ ቅዱሳን በሎም ንሳቶም ከኣ መልኣከ ብርሃን ቅዱስ ገብርኤል መልኣኸ ኢልካና ኔርካ በልዎ ንሱ ኣነ መልኣከ ብርሃን ኣይኮንኩን ናይ ጥንቲ ጸላኢኹም እየ ኢሉ ጸልማት ገጹ ኣርኣዮም በዚ ሰንቢዶም ወደቹ ኣብቲ ዝወደቕዎ መዓልቲ ገበሩ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኸ መጺኡ ኣልዒሉ ወሲዱ ኣብ ደብረ ቅዱስ ኣቐመጦም ኣዳም ነቲ መልኣኸ ናይ መግብናሽ ክመይ ንኹን በሎ ከይዱ ኣብ ገነት ንዘለዉ ኣዕዋፍ ጎይታ ገነት ዝኾነ ኣዳም ጠምዩ ኣሎ ዳሕራይ መዓልቲ ምስ ፈጣሪኡ ምትዕራቹ ኣይተርፎን እሞ እሞ። ንሳቶም ብኽኸንፊ ንሱ ብእግሪ እናጎየየ ተሽታቲሎም ኣብ እግሪ ገነት በጽሑ ናይ ገነት ቀጽሪ ብሓዊ ዝተኸበበ እዩ ንሳቶም ብላዕሊ ነፊሮም አተዉ ኣዳም ግና መእተዊ ስኢኑ ደው በለ ሰይጣን እንታይ እዩ እዚ ዘቕበዝብዞ ዘሎቿ ነዚ ከይቀተልኩ አይዓርፍን እየ ኢሉ እምኒ ኣልዒሉ አገዳኡ ሰበሮ ደሙ ከኣ ኣብቲ እምኒ ዓዌቼረ እታ እምኒ ኣብ ርእሲ ኣዳም ከም ድንኳን ኮይና ንኣዳም ኣድሓነቶ ወተደብተረት ይእቲ ዕብን ላዕለ ርእሰ አዳም ይብል ኣብ ውሽጢ እታ ከም ድንኳን ዝኾነት እምኒ ንሰለስተ መዓልቲ ጸንሐ ኣብ መበል ሳልሳይ መዓልቲ መልኣኸ መጺኡ ኣልዓለሉ ኣዳም ካብቲ ዘምጽኦ ፍረ ገነት ምስቲ ዝፈሰሰ ደሙ ሓዊሱ መስዋእቲ ኣቅረበ በዚ ጎይታ ተገልጸሉ እሞ በል ነዚ ተቐቢለልካ ኣሎኸ ካብ ሕጂ ንደሓር ዓለም ዝድሕን ብናይ ወደይ መስዋዕትነት እዩ እምበር ብናትካ መስዋእትነት ኣይኮነን ኢሉ። ነቶም ኣጋይሽ ኣብርሃም ዝፈግኦ ተመሲሉ ርእሱ ተፈጊኡ ደም እናወጸ ኣብርሃም ቀደም ከይመስለኩም ነዓይ እኳ ክበልዕ ኢለ እንተኸድኩስ ርእሰይ ፈጊኡኒ እነሀኹልኩም ንምባል ንሰለስተ መዓልቲ ዝኣክል ናብ ኣብርሃም ኣጋይሽ ከምዘይመጹ ገበረ ኣብራሃም ከኣ ብዘይ ኣጋይሽ እኸሊ ስለዘይጥዕም ካብ ዕለት ሓምሌ ክሳብ ሓምሌ ከይበልዐ ምስ ቀነየ ሥላሴ ንኣብርሃም ቅዱሳን መታን ከብልዑ አረግቶት ኣጋይሽ ተመሲሎም ናብ ቤቱ መጺኦም ኣብልዕዎ ሰበይቱ ሳራ ጓል ዓመት ወዲ ክትወልድ ስሙ ከኣ ስለዝሰሓቐት ይስሓቅ ክትብሎ ኢያ ከምዛ ሎሚ መጺአ ዘሎኹ ንዓመታ ክመጸካ እየ በሎ አብርሃም ስለ ስዶምን ጎሞራን ካብ ሚእቲ ዓሰርተ ጻድቃን እንተረኺብካ መሓሮም እናበለ ደጋጊሙ ንጎይታ ሓተተ ጎይታ ውን ሕራይ ክምሕሮም እየ በሎ ካብ ሚእቲ ዓሰርተ ይትረፍ ሓሙሽተ ውን ኣይተረኸቡን ማለት ብጀካ ሎጥ ምስ ክልተ ኣዋልዱ ካልእ ጻድቕ ኣይተረኽበን ኣብርሃም ብጥሜት ምኸንያት ናብ ሃገረ ግብጽ ወረደ ኣብኡ ከኣ ጎይታ ረዲእዎ እቲ ንጉሥ ንኣጋር መጉዚት ገይሩ ምስ ብዙሕ ሃብቲ ሃቦ ኣብርሃም ኩሉ መንገድታቱ ብጎይታ ይሕገዝ ነበረ ሳራ ጓል ዓመት ምስ ኮነት ኣዕረፈት ኣብ ኬብሮን መቕብር ገዚኡ ቀበራ ንሱ እንተኾነ ውን ኣብ ዓመቱ ነሓሴ ዕለት ዓረፈ ምስ ሰበይቱ ከኣ ኣብ ኬብሮን ተቐብረ ኣብርሃም ስየ ብምሓዝ ነቲ መሰውኡ ይዞሮ ነበረ ኣብርሃም ጎይታ ዘመን ክትጸምሕ ኢኻ በሎ ኣብርሃም ከኣ ን ዓመት ኢለ ቤት ኣይሰርሕን እየ። ዝኣልቦቱ አብ ወእም ኣቦን ኣደን የብሉን ንዝበሎ ትርጉሙ ዘተረድኡ ሰባት መልከ ጹዴቅ ወዲ እግዚአብሔር እዩ ኢሎም ክምህሩ ኣብ ዝተሰምዑ ግዜ ዝነበረ ሊቅ ቅዱስ ማርቆስ ካብ ኣምላኸ ሱባኤ ሓቲቱ ብዝረኸቦ ዝሃቦም መረዳእታ ከምዚ ዝስዕብ እዩ ኣቦን ኣደን የብሉን ከብሎ ዝኸኣለ ናይ ነገደ ካብ ትውልዲ ኣብ መጽሓፈ ኦሪት ስለዘይተጻሕፈ እምበር ኣቡኡስ ሳሌም እዩ ኣቡኡ መምለኺ ጣዖት ብምንባሩ እዩ ነቡኡ ዘይዘከሮ እዚ ካህን መልከ ጴጹዴቅ ብትንቢት ብዕለት መጋቢት ተወልደ ተወሊዱ ውን ከም ኩሉ ሰብ ምስ ወለዱ ኣይዓበየን ምኸንያቱ እግዚኣብሔር ኣምላኸ ስለዝመረጾ አቐዲሙ ውን ብዓቢ ሓወቡኡ ሴም ትንቢት ዝተነግረሉ ኣብ ጎልጎታ ዝተባህለ ምስ መላእኸቲ ኮይኑ ናይ ኣቦሓጎታቱ ኣዕጽምቲ ማለት ካብ ኣዳም ክሳብ ኣቡኡ ዝነበሩ ቅዱሳን ኣስከሬኖም ብኸብሪ እናዓጠነ ይነብር ነበረ ጸጉሪ ርእሱ መላጸ ኣይተንከፎን ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ኣብርሃም ንጸላእቱ ነገሥታት ስዒሩ ምስ ተመልሰ ብመስዋዕቲ ስርናይን ወይንን ተቐበሎ እዚ ከኣ ትንቢት ናይ ቅዱስ ሥጋ ወልደ እግዚአብሔርን ክቡር ደመ ወልደ እግዜብሔርን እዩ አብርሃም ውን ካብ ኩሉ ትሕዝትኡ ዓስራይ ኣፍ ሃቦ ስለዚ እዩ ከኣ ክሳብ ሎሚ ዕሸር ንቤተ ክርስትያን እናተዋህበ ዝነበር ዘሎ ናብ ናይ ሳሌም ኣቡኡ ታሪኸ ክንምለስ አሰረ ቅዱሳን ሳሌም ኣቡኢ መምለኺ ጣዖት ስለዝነበረ ንመልከ ጹደቅ ወዱ ብተን ኣባጊዕ ዝጸበቐ ኣምጽኣለይ እሞ ንኣምላኽና ጣዖት መስዋእቲ ከነቕርብ በሎ መልኬ ጹዴቕ ጣዖት ደኣ እንታይ ኣምላኸ ኮይኑ እምቢ ኣየምጽኣልካን እየ በሎ ሳሌም እምበኣርከስ ኣብ ክንዲ በጊዕ ንዓኻ ክስውኣካ እየ በሎ ኣብዚ ግዜ እዚ ኣዲኡ ሰሊማ ኣዝያ ትፈትዎ ስለዝነበረት ንሳሌም ሰብኣያ መስዋዕ ምስውኡስ ምስ የሕዋቱ ዕጫ ኣውዲቕካ ዘይተስውዕ በለቶ ንሱ ውን ንዘረባኣ ተቐበላ ዕጫ እንተኣውደቐ ናብቲ ዓቢ ሓዉ በጽሐ ሳሌም ንወዱ ክስውያዖ እናኸደ ከሎ ሰሊማ ንመልከ ጹዴቕ ወዳ ኣንታ ወደይ ሓውኻ እናሞተ ስቕ ዲኻ ትብል በለቶ መልከ ጹዴቕ ናብ እግዚአብሔር ጸሎት ገበረ እሞ ካብ ሰማይ ሓዊ ወሪዳ ንሳሌም ምስ ወዱ በልዓቶም መልከ ጹዴቅ ምሳሌ ናይ ጎይታናን ኣምላኸናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ዕረፍቱ ወይ ዝተሰወረሉ ዕለት ጳጉሜን ፅለት እዩ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብስሙ ዝተሓንጸ ቤተክርስትያን ኣብ ሰላዕ ዳዕሮ ዘተባህለ ዓዲ ዞባ ማእከል። ዮሴፍ ከኣ ትርጉሙ እቲ ስለስተ ጨንፈር ሰለስተ መዓልቲ እዩ ድሕሪ መዓልቲ ፈርኦን ክፈትሓካ እዩ ናብ ሽመት ቀደምካ ውን ክመልሰካ እዩ ከምቲ ናይ ቀደም ኣሰላፊኡ ከለኻ እትገብሮ ዝነበርካ ከኣ ንፈርኦን እታ ጽዋዕ ኣብ ኢዱ ክትህቦ ኢኻ ምስ ቀንዓካ ድማ ዘክረኒ በጃኻ ምሕረት ግበረለይ ንፈርኦን ከኣ ንገረለይ እሞ ካብዛ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽኣኒ በሎ እቲ ሓለቓ ሰንከትቲ ከኣ ሕልሙ ኣነ ድማ ብሕለመይ እንሆ ፃዕዳ እንጀራ ዝሓዘ መሶብ ኣብ ርእሰይ ነበረ ኣብቲ ላዕላይ መሶብ ከኣ ካብ ፈርዖን ዝበልዖ ኩሉ ዓይነት መግቢ ግቡር እንጀራ ነበረ ካብቲ ኣብ ርእሰይ ዝነበረ መሶብ ድማ ኣዕዋፍ ይበልዓ ነበራ በሎ ዮሴፍ ከኣ ከምዚ ኢሉ ነገሮ ትርጉሙ እቲ መሶብ ሰለስተ መዓልቲ እዩ ድሕሪ መዓልቲ ፈርዖን ካብ ማአሰርቲ ከውጽኣካ። ዮሴፍ ድማ ንፈርዖን ክልቲኡ ሕልምኻ ሓደ እዩ ኣምላኸ ነቲ ክገብሮ ዘለዎ እዩ ነጊሩካ እተን ጽቡቓት ወረን ሰዊት ዓመት እዩ ደድሕሪን ዝወጻ ዓባሩን ክፉኣትን ኣሓ ከኣ ዓመት እየን እተን ዓሸል ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጎጓ ወረን ሸዊት ድማ ዓመት ጥሜት እየን ኢሉ ተርጎመሉ እንሆ ኣብ ብዘላ ሃገርካ ግብጺ ብዙሕ ጽጋብ ዝኾነለን ዓመት ክመጻ ኣየን ብድሕሪአን ከኣ ዓመት ጥሜት ክመጻ እየን ብአአን እቲ ኩሉ ኣብ ሃገር ግብጺ ዝነበረ ጽጋብ ክርሳዕ እዩ እታ ሃገር ከኣ ብጥሜት ክትውዳእ እያ እቲ ጥሜት ኣዝዩ ክብርትዕ እዩ ዘፍ ። መልኣከ ሞት ከም ቅዱሳን ሓደ ጎበዝ መንእሰይ ተመሲሉ ኣብ ቅድሚኡ ደው በለ ከምዚ ከኣ በሎ ሰላም ንዓኻ ይኹን ሙሴ እዚ ቃል እዚ ካብ መልኣከ ሞት ምስ ሰምዐ ልሳኑ ተኣስረ። ሕጂ ከኣ በትርኻ ሒዝካ ተንሥእ እሞ ብእኣ ጌርካ ንባሕሪ ኤርትራ ውቕዓያ በሎ ሙሴ ከኣ ወቕዓ ሓደ ዓቢ እምኒ ከኣ ካብቲ ባሕሪ ወጺኡ ከረውረው በለ በል ነቲ እምኒ ውቕዓዮ በሎ ነቲ እምኒ ምስ ወቕዖ ኣብ ክልተ ተመቼሉ ኣብ ማእከሉ ሓደ ሕይወት ዘለዎ ፍጡር ሓሰኻ ኣብ ኣፉ ሓደ ልሙዕ ቆጽሊ ገይሩ ክበልዕ ረኣየ ከምኡውን ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብዚ ባሕርን ኣብ ውሽጢ እምንን ቀለበይ እናሃበ ዘጽንሓኒ እግዚኣብሔር ይባረኸ ክብል ረኣዮ እግዚኣብሔር ንሙሴ ነዚ ሓሰኻ እዚ ኣብ ባሕርን ኣብ ንቹጽ እምንን ዝቕመጥ ሓሰኻ እኳ ዘይረሳዕኩስ። ፈርያ ዝተረኸበት ለሚን እያ እዚኣ ድማ ምሳሌ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ እያ ኣሮን ናይ ሙሴ ኣስተርጓሚ ነበረ እዚ ሎሚ ሓደ ኣንባቢ ሓደ ተርጓሚ ዝግበር ካብዚ ዝተወስደ እዩ ምስቶም ደቁ ናብ ደብተራ ኣገልጋሊ ነበረ እስራኤላውያን ድሕሪ ኣብ ግብጺ ምውጽኦም ሙሴ ኣብ ደብረ ሲና ምስ ጎይታ እናተዛረበ መዓልቲን ለይትን ብምድንጓዩ ተሃዊኾም ንኣሮን ጣዖት ሰርሓልና ምስ በልዎ። ኣዲኡ ሐና ይብሃሉ ነቡኡ ክልተ ኣንስቲ ነበራኦ ንሳተን ከኣ ሐናን ፍናናን ዝበሃላ ነበራ እስራኤላውያን ብመስፍንነት ኣብ ዝግዝእሉ ዝነበሩ ዝተረኸበ ዓቢይ ነቢይ ኮይኑ ንጉሥ ሳኦል ወዲ ቂስ ዝቐብአ እዩ ሃገሩ ኣብ ናይ ኤፍሬም ክፍሊ ራማ ዝተባህለት ቦታ እዩ ሐና ኣዲኡ ውላድ ብምስኣና ትሓዝንን ትጽልን ከም ዝነበረት ኣብ ቀዳማይ መጽሓፈ ሳሙኤል ተጻሒፉ ኣሎ እዛ ኣደ እዚኣ ናብ ቤተ ክርስትያን ከይዳ ዎ እግዚኣብሔር ሓደ ውላድ ነሃነበኒ ጸሎተይ እንተስሚዕካኒ ድማ እቲ እትህበኒ ውላድ ምሉእ ፅድሚኡ ንቤትካ ከገልግል ክውፍዮ እየ ኢላ ንብዓት ሓዊሳ ጸሎትን መብጽዓን ኣቕረበት ካህን ኤሊ ውን እግዚኣብሔር ዝለመንክዮ ይስማዕኪ ኢሉ መረቓ ዝለመንካዮ ዘይኸልእ። ዝነገርካዮ ዘይርስዕ እግዚኣብሔር ድማ ጸሎታን ብኽያታን ሰሚዑ ነዚ ቅዱስ ውላድ ሃባ ንሳ ከኣ ከም መብጽዓኣ ንቤተክርስትያን ከገልግል ሃበቶ ንሱ ከኣ ከም ቆልዓ ጸወታ ከይፈለጠ ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ዓበየ እግዚኣብሔር ብደቂ ኤሊ ስለ ዘይተሓጎሰ ምስቲ ሕፃን ሳሙኤል ክዛረብ ደለየ ሳሙኤል ኢሉ ከኣ ጸውያዖ ንሱ ከኣ ባርያኻ ይሰምዕ ኣሎሞ ተዛረብ በለ ደቂ ኤሊ ዝገበርዎ በደል ንዘለዓለም ኣይዕረቕን እየ ዝብል ድምጺ ውን ሰምዐ ድሕሪ ካህን ኤሊ መተካእትኡ ኮይኑ ኣገልገለ ንሳኦልን ዳዊትን ቀቢኡ ኣንገሠ ማለት እስራኤልውያን ምድራዊ ንጉሥ ኣንግሠልና ኢሎም ኣብ ዝገደድዎ ንሳኦል ወዲ ቂስ ካብ ምሕላው ኣድጊ ኣምጺኡ ኣንገሠሎም ይኹን እምበር ሳኦል ምስ ሳሙኤልን ሕዝብን ብዓቢኡ ከኣ ምስ እግዚኣብሔር ተጻልአ ካህን ሳሙኤል ከይፈተጠ ባዕሉ ብድፍረት መስዋእቲ ኣቕረበ። ንኣጋግ ማሪኹ ከይተኣዘዘ ሒዙ ናብ ቤቱ አምጽኦ በዚ ኩሉ ምኽንያት ናቱ መተካእታ ዳዊት ወዲ እሴይ ካብ ምሕላው ኣባጊዕ ኣምጺኡ አንገሠሎም ነቢይ ሳሙኤል ኣብ መሴፋ ዝተባህለ ዓዲ ዝተረኸበ ወዲ ዓመት ከሎ ብእግዚኣብሔር ተጸውዐ ደቂ ኤሊ አፍኒንን ፊንሐስን መኪርዎም ምስ ኣበይዎ ሓዚኑ ብጸሎቱ ብሕማቕ ጠፍኡ ኣብ ዘመኑ አጋግን ሳኦልን ዝተንስእሉ ግዜ ኮይኑ ዳዊትን ሳኦልን ምስ ኢሎፍላውያን ኩናት ዝገጥምሉ ዝነበሩ ግዜ አሰረ ቅዱሳን እዩ ነቢይ ሳሙኤል ንአጋግ ከሓዲ ዝቐተሎ ንዳዊት ዝቐብያዖ ጥቅምት እዩ ዝነበረ ብዕለት ሰኔ ስለ ህዝቡ ጸለየ ነቢይ ሳሙኤል ፍጹም ፈታዊ እግዚኣብሔር ተባሂሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተጠቕሰ ኣብ መበል ዕድሚኡ ሰኔ ዕለት ኣብ ውሽጢ ገዝኡ ሞተ። ዝነብሮ ዝነበረ ቦታ ከኣ ናይ ኤፍሬም እምባታት እዩ ስለ ንጉሥ ዳዊትን ስለ ንጉሥ ሰሎሞንን ታሪኽ ጸሓፈ ነቢይ ሳሙኤል ምስ ሞተ መተካእታኡ ኮይኑ ኣብ ዘመን ንጉሥ ዳዊት። ጥሪቱን ንብረቱን ደቁን እንተዝውድኡ ከምኡውን ኣብ ሰብነቱ ብሕማም እንተዝፍተን ምኸሓደካ ነይሩ በሎ እግዚኣብሔር ከኣ በል ዝበልካዮ ኩሉ ይኹነልካ ኢሉ ኣፍቀደሉ እዚ ኩሉ ከኣ ኣብ ልዕሊ ኢዮብ ተፈጸመ ይኹን እምበር ኢዮብ ካብ እምነቱ ምንቕ ኣይበለን በዚ ከኣ ክሳብ መፈጸምታ ዓለም ናይ ትዕግስቲ ኣብነት ኮይኑ ብኹሉ ፍጥረት እናተነግረሉ ይነብር ኣሎ ኢዮብን ቀዳመይቲ ሰበይቱን ሰይቲ ኢዮብ ንሰብኣያ እናለመነት ትምግቦ ነበረት ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ሰይጣን ሰባት ከምዘይተኸቡላ ገበረሞ ጥራይ ኢዳ ክትምለስ ከላ ፀሓይ በርቲዑዋ ኣብ ጽላል የዕሪፋ እንከላ። ተሓጺቡ ሓውዩ ወዲ ዓመት ኮነ ሓንቲ ምሥራቃዊት ሰበይቲ የእትዩ ውላድ ወለደ አንድምታ መጽሓፈ ቅዳሴ ቄርሎስ ገጽ መጽሓፍ ኢዮብ ባዕሉ ዝጸሓፎ መጽሓፍ እዩ ኢዮብ ጸኒሑ ዕድመ ጸጊቡ ደቁን ደቂ ደቁን ርእዩ ብዕለት መስከረም ብሰላም ኣዕረፈ ነቢይ ኢልያስ ተስብያዊ ኢልያስ ማለት ክልተ ትርጉም ኣለዎ ንኣምላኹ ቀናኢ ቅብዓ ዘይት ተክለ ዘይት መዝ አንሰ ከመ ዕፀ ዘይትሥሙር ዕንጨይቲ አውሊዕ ማለት ኮይኑ ኣቡኡ ኢየሰንዩ ኣዲኡ ቶና ይብሃሉ ርእሰ ነብያት ይብሎ ታሕሣሥ ዕለት ተወሊዱ ኣብታ ዝተወልደላ ዕለት ኣርባዕተ መላእኸቲ ብእሳታዊ ብርሃን ክሽፍንዎ ኣቡኡ ርእዩ ነቶም ክህናት ነገሮም ከም ሕጊ ሙሴ ኣብ ሻሙናይ መዓልቱ ስሙ ገብረኣምላኸ ኢሎም ሰመይዎ ትርጉሙ ድማ ናይ ኣምላኽ ባርያ ኣገልጋሊ ማለት እዩኤል ናይ ጎይታ ሕቡእ ስሙ ኮይኑ ያስ ከኣ ናይ ኣቦሓጉኡ ስም ኢዩ ነቢይ ኤልያስ ኣብ ሃገረ ገለአድ ፍሉይ ስሙ ከኣ ተስቢ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተወልደ ኣብ ናቱ ዘመን ንጉሥ አከኣብን ንግሥት ኤልዛቤልን ግፍዐኛታት ብምንባሮም ንናቡቴ ብገዛእ መሬቱ እንተዘይወሲድናሉ ኢሎም ታሕሣሥ ዕለት ክሳዱ ኣቹረጽዎ ብገዛእ መሬቱን ርስቱን ኤልዛቤል ደሙ ኣኽኸላባት ከምዝልሕስዎ ገበረት ነቢይ ኤልያስ ነሓሴ ዕለት ናይ ናቡቴ ክሳድ ኣቹሪጽኪ ኣኸላባት ከምዘብላዕኪዮ ንደምኪ ከኣ ኣኸላባት አሰረ ክልሕስዎ እዮም ብምባል ከይፈርሀ ተነበየሳ ከምታ ዝተነበየላ ከኣ ጎይታ ንመንእሰይ ንጉሥ ልኢኹ ንኤልዛቤል ነሓሴ ዕለት ንሳ ኣብቲ ላዕላይ ከላ ኢዩ የሁ እስከ ብኣኡ ኣጽድፍዋ እዛ ርግምቲ በለ እሞ ኣጽደፍዋ ክትጸድፍ ከላ ደማ ኣብቲ መንደቕ ፈሰሰ ክሳዳውን ብሰይፊ ቆረጻ ጽንሕ ኢሉ በሉ ሽማስ ንግሥቲ ኢያ እሞ ኪዱ ቅበርዋ ኢሉ እንተለኣኸ ከምቲ ነቢይ ኤልያስ ዝተነበየላ ብጀካ ኢዳን እግራን ርእሳን ካልእ ሰብነታ ኣኸላባት በሊዖምዋ ጸንሑ ነገ ። ኣብ ሳልሳይ ዓመት ኩሎም ኣፍላጋትን ባሕርታትን ነጸፉ በዚ ኩሉ ፍጡር ንሞት ተቓላጠፈ ዝብላዕ ዝስተ ካብ ገጽ ምድሪ ጠፍአ እግዚኣብሄር ኣምላኸ ብኳኺኳት ጌሩ ምግቡ ዝሃቦ ንኳኸ ርኹስ እዩ ኢሉ ፈንፊኑ ክገድፎ እዩሞ ሽዑ ምስ ጠመየ ዝናም ቅዱሳን ይዝነም ክብል እዩ ብዝብል ምኸንያት ነበረ ገድለ ኤልያስ ገጽ ተመልከት ኣብዚ ግዜ እዚ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ካብቶም ቅዱሳን መላእኸቲ ሓደ ዝይሰእል ኩሎ ዕለተ ለእንስሳ ሣዕረ ወለሰብእ ተግባረ ምእንቲ ደቂ ሰባትን እንስሳን ዝልምን ከምቲ ልማዱ ናብ ኣምላኸ ቀሪቡ እዚ ጊዜ እዚ መፈጸምታ ዓለም እንተዘይኮይኑ። እቲ ዘይቲ ድማ ካብ መቐርሰሚቶ ኣይጎደለን ድሕሪዚ ወዲ እታ መበለት ሕምም ኢሉ ቀልጢፉ ሞተ ሽዑ እታ መበለት ኣታ ናይ ኣምላኸ ሰብ ሓጢኣተይ ኣዘኪርካዶ ወደይ ቀተልካዮ በለቶ ሽዑ ነቢይ ኤልያስ ናብ ኣምላኸ ጸልዩ ካብ ሞት ኣተንሥኦ እቲ ዝተንሥአ ሕፃን ዮናስ ነቢይ ንሀገር ነነዌ ዝሰበኸ እዩ ተንሚኡ ውን ንነቢይ ኤልያስ ሰዓቦ እታ መበለት ከኣ ነቢይ ከምዝኾነ ኣመነት አሰረ ቅዱሳን እግዚአብሔር ድማ ንኤልያስ ንአከአብ ኬድካ ተርአዮ እሞ። ናብ ምድሪ ሰጊዱ ከአ ገጹ ኣብ መንጎ ክልተ ብርኩ አሰረ ቅዱሳን ጌሩ ጸሎት ጀመረ ንወዲ መዝሙሩ ናብ ባሕሪ ኣቢልካ ኣማዕዱ በሎ ኣማዕድዩ ከኣ ገለ እኳ የለን በሎ ኤልያስ ኪድ እስከ ርአ እናበለ ሸውዓተ ጊዜ መላለሶ ኣብታ ሻብዓይቲ ጊዜ ክንዲ ኢድ ሰብ ዝምንኣሳ ደመና ካብ ባሕሪ ትለዓል ኣላ በሎ በል ንአክአብ ዝናም ከይዓግተካ ሠረገላኻ ጽዒንካ ውረድ ኢልካ ንገሮ በሎ ብኡ ብኡ እቲ ሰማይ ብደመናን ብመሾምቦባን ጸልመተ ብርቱዕ ዝናም ከኣ ኮነ አከአብ ብሠሥረገላ ኤልያስ ከኣ ብእግሩ ከኣ ኤልያስ ቀዲሙ ኣተወ ኤልዛቤል ካህናታ ኤልያስ ከም ዘወድኦም ፈሊጣ ንኤልያስ ከም ሓደ ካባታቶም እንተዘይጌረካ ኢላ ብጣዖታ መሐለት ኤልያስ ንጊልያኡ ኣብኡ ገዲፍዎ ሕይወቱ ከውጽእ ናብ ሃደመ መንገዲ ሓደ መዓልቲ ምስ ከደ ኣብ ጽላል ሓንቲ ክሊዓው መጺኡ ኮፍ በለ ክመውት ድማ ተመነየ ኦ እግዚአብሔር ኣነስ ካብ ኣቦታተይ ኣይበልጽን እየ እሞ ሕጂ ይኣኽለኒ ንነፍሰይ ውሰዳ ኢሉ ጸለየ እንሆ ድማ መልኣኽ ነቕኒቹ ተንስእ እሞ ብላዕ በሎ ቁሊሕ እንተበለ ከኣ እንሆ ዘተሰንከተ ቅጫን ሳርማ ማይን ኣብ ትርኣሱ ነበረ በሊዑ ሰትዩ ድማ በጥ በለ እቲ መልኣኸ መሊሱ ካልኣይ ነቅቕኒቹ ነዊሕ መንገዲ ኣሎካሞ ተንሚእካ ብላዕ በሎ ተንሚኡ ድማ በልዐን ሰተየን እሞ። ዕርገት ነቢይ ኤልያስ ራጉኤል መልኣኽ ነገሮ ነቢይ ኤልያስን ኤልሳዕን ካብ ጊልጋል ተበገሱ ኤልያስ ከኣ ንኤልሳዕ እግዚአብሔር ናብ ቤትኤል ክኸይድ ልኢኹኒ እዩ እሞ ኣብዚ ጽናሕ በሎ ኤልሳዕ ግና ካብ እግርኻ ኣይተርፍን እየ በሎ እቶም ኣብ ቤትኤል ዝነበሩ ማኅበር ነብያት ከኣ ናብ ኤልሳዕ መጺኦም እግዚአብሔር ንኤልያስ ሎሚ ከም ዝወስዶዶ ፈሊጥካ ኣሎኻጽሯ በልዎ እወ ፈልጠ ኣሎኹ። ነቲ ንጉሥ ስለቲ ክፉእ ግብሩ ገሠፆዖ ካብ ሞት ግን ዓዲ ኣይወዓለን እቶም ሓምሳ ደቂ ነብያት ኤልያስ ወዲቹ ተሪፉ ከይከውን ኢሎም ንሰለስተ መዓልቲ ደልዮም ሰአንዎ ነቢይ ኤልያስ ካብ ፍጥረት ዓለም ኣብ መበል ዓመት ቅድሚ ልደት ጎይታ ንሰማይ ዓረገ ሩ ነቢይ ኤልያስ ዕለት ጥሪ ዝዓረገሉ ዕለት እዩ ቀ ዕለት ታሕሣሥ ዝተወልደሉን ኣብ ቅድሚ አክአብ ዝቐመሉን ካብ ሰማይ ሓዊ ኣውሪዱ ወተሃደራት ዘቃጸለሉ ዕለት እዩ አሰረ ቅዱሳን ሩ ናይ ነቢይ ኤልያስ ክዳን ካብ እንስሳ ዝተሰርሐ ጸጉሪ ነበረ ሩ ብስሙ ኣብ ዓዲ ኮሎም ሃገርና ታቦት ተቐሪጹ ገባሬ ተኣምራት ጸበል ኣለዎ ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኩልና ሕዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ሰላም ለከ ዓራጌ ሰማያት ለአዕርፎ ሕይወተ ዓለም በተናግፎ በእንተ ጌጋዩ ምንንት ለአክአብ እንዘ ትዘለፎ እስመ ነሠትከ ምህራማተ ወቀጥቀጥከ ግልፎ በስብሐቲከ ኤልያስ ተሰባሕከ እፎ ገድለ ኤልያስ ስንክሳር ሓደ ታሕሣሥን ጥርን ተመልከት የቅዱሳን ታሪክ ዓም ይ መጽሓፍ ድርሳነ ኤልያስ። ደሐን ማለት እዩ ኣቡኡ ኣሞጽ ኣዲኡ ከኣ ሶፍያ ይበሃሉ ክልተ ስም ኣለዎ ናይ ትውልዲ ዘርኡ ካብ ነገደ ስምዖን እዩ ነቢይ ኢሳይያስ ግንቦት ሰሉስ መዓልቲ ተወልደ እዚ ነቢይ እዚ ካብቶም ኣርባዕተ ዓበይቲ ነብያት ሓደን ቀንድን እዩ ግንቦት ልደቱ ጥራይ ዘይኮነስ ምሥጢረ ትንቢት ስለ ድንግል ማርያም ዝተነብየሉ ዕለት እዩ ነቢይ ኢሳይያስ ዝነበረሉ ዘመን ንጉሥ ያዝያን ኢዮአታም አካዝን ሕዝቅያስን ካብ ዓመተ ዓለም ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክኸውን ከሎ። ፍጹም ድንግልን ፍጹም ወላዲተ ኣምላኸ ከምዝኾነትን ኣስፊሑ ጸሓፈ ከምኡውን ስለቲ ጎይታ ዝፆሮ ጽዋትወ መከራ ናይ መስቀል መከራን መግረፍቱን ኣስፊሑ ጸሓፈ እዚ ነቢይ እዚ እግዚአብሔር ንዓመጽቲ አሰረ ከምዝቐጽዕ ኣብ ልዕሊ ኣሕዛብ ክፈርድ እዩ ንኹሉ ከኣ ከሰንፍ እዩ ከምኡ ስለቲ ቅኑዕ ጾምን ኢየሩሳሌምን ዝምልከት ጸሓፈ ኢሳ ዘለዉ ምዕራፋት ተመልከት እዚ ነቢይ እዚ ኣብ መወዳእታ ብምናሴ ወዲ ሕዝቅያስ ብመጋዝ ተመጊዙ መስከረም ዕለት ኣዕረፈ እቲ ዝበዝሐን ዝሰፍሐን ግሉጽ ዝኾነን ምዕራፋት ዝጸሓፈ ነቢይ እዩ ንጉሥ ምናሴ ወዲ ሕዝቅያስ ኣዝዩ ፍቕሪ ጣዖት ብምንባሩ ክሳብ ወዱ ንጣዖት ብምስውኡ ነቢይ ኢሳይያስ ከይፈርሀ ስለዝገሠዖ ብናይ ዕንጨይቲ መጋዝ ኣብ ክልተ ተርቲሩ ቀተሎ ነቢይ ኢሳይያስ ን ዓመት ዝኣክል ተነበየ ሰላም ለኢሳይያስ ነቢየ ሥርዓቱ ለእብኖዲ ቅቡዓ ከናፍር ወአፍ እምፍሕመ ምስዋዕ ነዳዲ እንዘ ይብል አስምዐ በእንተ ክርስቶስ የማነ ወላዲ ይፀነስ በከርሠ ድንግል ወይትወለድ ዓዲ ውስተ ግበ ዓርዌ ሕፃን እዴሁ ዘይወዲ ምንጭ ስንክሳር መስከረም ቐድለ ኤልያስ ገጽ ነቢይ ኤርምያስ ወዲ ሕልቅያስ ኬልቅዩ ኤርምያስ ማለት ኣቡኡ ሕልቅያስ ኣዲኡ ማርያ ይበሃሉ ሃገሩ ይሁዳ ፍሉይ ስማ ከኣ አናቶት ትበሃል ነቢይ ዝነበረሉ እዋን ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዓመት ከባቢ እዩ እስራኤላውያን ብሓጢኣቶም ንእግዚኣዝሔር ስለዝበደሉ ከቢድ ጥፍኣት ከምዝበጽሖም ኣጠንቀቐም ገና ኣብ ማኅፀን ኣዲኡ ከሎ ዝተመርጸ ነቢይ እዩ ። ቅዱስ ሚካኤል ሚያዝያ ዕለት እስራኤላውያን ካብ ባቢሎን ከምዝምለሱ ካብ እግዚኣብሔር ተላኢኹ ንኤርምያስ ነገር ወዲ ቅዱሳን ኣሞጽ ንጉሥ ኤዮስያስ ኣብ ይሁዳ ምስ ነገሠ ኣብ ዓመቱ ዝተንሥአ ነቢይ እዩ ደሓር ውን ወዲ ኢዮስያስ ሴዴቅያስ ነጊሥ ክሳብ ዓመቱ ነቢይ ኤርምያስ ነቶም ሕዝቢ ብዙሕ ጊዜ ንኸምህር እግዚኣብሔር ቀስቀሶ ኣብዚ ዓመት እዚ እስራኤላውያን ኣብ ሓሙሻይ ወርሒ ሕዝቢ ተማሪኾም ክውሰዱ ከለዉ ዝንበዮ ዝነበረ ትንቢት መብዛሕትኡ ብቋንቋ እብራይስጢ ምእንቲ ሕዝቡ ዝጎሃየ ኢየሩሳሌም ብጸላኢ ከም ዝተኸበት ዝተነገረ። ሴዴቅያስ ዝተባህለ ከሓዲ ንጉሥ ኣብ ዓይኒ ምድርን ሽቓቕ ኣብ ናይ ማይ ጉድጓድን ደርብይዎ ከሎ አቤሜሌክ ዝተባህለ ናይ ቤተ መንግሥቲ ኣገልጋሊ ስለዝነበረ ናብ ጉድጓድ ከምዘእተዉዎ ሰሚዑ ብጥሜት ከይመውት ኢሉ ካብ ንጉሥ ፍቓድ ሓቲቱ ሠለስተ ሰባት ወሲዱ ከይሞተ ኣውጽኦ እቶም ከሓድቲ ዝኾኑ ሕዝቢ ከይሞተ ብምውጽኡ ጉህዮም ኣብ ቤት መንግሥቲ ዓጸዉዎ እቲ ንጉሥ ግን ብምሥጢር መሓለሉ ንነቢይ ኤርምይስ ብዳርባ እምኒ ክወቕዕዎ ከለዉ ካብዚ ቅትለት እዚ ሰውረኒ ኢሉ ምስ ጸለየ። ዜና ኤርምያስ ዝብል ብዛዕብኡ ዝነግር መጻሕፍቲውን ኣለዎ አሰረ ጸሎቱ በረኸቱን ምስ ኩልና ሕዝበ ክርስትያን ይኹን ሰላም ለኤርምያስ እምነቢያት ዓቢያን ወልደ ኬልቅዩ ካህን ዕረፍተ ብርት ተሰምየ ወዓምደ ሐፄን እስመ ተነበዩ በእንተ ክርስቶስ መድኅን እስከ ወገርዋ እስራኤል ብእብን ምንጭ ስንክሳር ግንቦት የቅዱሳን ታሪክ ዓም ይ መጽሓፍ ነቢይ ሕዝቅኤል ወዲ ቡዝ ቡኤዝ ኖሬ ይብሎ ሕዝቅኤል ማለት ጽንዓ እግዚአብሔር እግዚአብሔር ብርትዐ ይህብ እዩ ማለት እዩ ኣቡኡ ቡዝ ቡኤዝ አዲኡ ሕሬ ክትከውን ከላ ካልኣይ ውን ሌዋዊት ትበሃል እያ ሃገሩ ቤተ ሰማርያን ኤየሩሳሌምን እዩ ኖሬ ውን ትበሃል እያ ኣቦሓግኡ ሳዶቕ ይብሃል ነገዱ ካብ ነገደ ሌዊ እዩ እዚ ነቢይ እዚ ሓምሌ ዕለት ተወልደ ናይ ነቢይ ሕዝቅኤል ቀዳማይ ስሙ ፒታጎራስ እዩ ዝበሃል ነይሩ ካብቶም ኣርባዕተ ዓበይቲ ነብያት ሓደ እዩ ቁጽሩ መበል ሠለስተ እዩ ዝስራዕ ነቢይ ሕዝቅኤል ወዲ ዓመት ምስ ኮነ። ብርቱፅ ኣዋጅ ክትእዝዝ ሓቢርና መኺርና ኣሎና ኦ ንጉሥ ከምቲ ዘይልወጥ ሕጊ ሚዶንን ፋርስን ክኸውን እሞ ከይልወጥሲ ስምካ ጽሒፍካ ነቲ ኣዋጅ ኣጽንዓዮ በልዎ ንሱ ድማ ከምቲ ዝበልዎ ኣጽንዖ ዳንኤል ድማ እዚ ሕጊ እዚ ከምዝተጻሕፈ ምስ ፈለጠ ናብ ቤቱ ከደ እታ ኣብ ደርቢ ዝነበረት ቤቱ ናብ ኢየሩሳሌም ኣቢለን ዝጥምታ መሳኹቲ ነበራኣ እተን መሳኹቲ ብኸፉታተን ከኣ ከምቲ ቀደም ዝገብሮ ዝነበረ ሳዕ ኣብ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ብብርኩ እናተምበርከኸ ጸለየን ኣመስገነን ሽዑ እቶም ሰባት ንዳንኤል ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ክሰግድን ክጽልን ረኸብዎ ናብ ንጉሥ ቀሪቦም ከኣ ከሰስዎ ከምዚ ከኣ በሉ እዚ ካብ ደቂ ምርኮ ይሁዳ ዝኾነ ዳንኤል ኣብ መዓልቲ ሳዕ ልማኖኡ የቕርብ ኣሎ ኦ ንጉሥ ንዓኻ ወይ ነቲ ዝኣወጅካዮ ኣዋጅ ግዲ የብሉን በልዎ እቲ ንጉሥ ነዚ ነገር እዚ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ጎሃየ ንዳንኤል መታን ከናግፎ ከኣ ምኽንያት ደለየ ፀሓይ ክሳብ ትዓርብ ውን ከድሕኖ ተጋደለ ሽዑ እቶም ሰባት ናብ ንጉሥ መጺኦም ኦ ንጉሥ እቲ ንጉሥ ዘጽንዖ ኣዋጅን ትእዛዝን ከይልወጥሲ ኣብ ሜዶንን ፋርስን ሕጊ ከም ዘሎ ፍለጥ በልዎ ሽዑ እቲ ንጉሥ ንዳንኤል ኣምጺኦም ናብ ጉድጓድ ኣናብስ ክድርብይዎ ኣዘዘ ንዳንኤል ድማ እቲ ኩሉ ጊዜ እተገልግሎ ኣምላኽ የናግፍካበሎ ንጽባሒቱ እቲ ንጉሥ ኣንጊሁ ተንሚኡ ቀልጢፉ ናብቲ ዳንኤል ዝኣተዎ ጉድጓድ ኣናብስ ከይዱ። ኣምላኸይ ንቅዱስ ሜካኤል መልኣኸ ልኢኹ ኣፍ ኣናብስ ዓጸወለይ ንሳቶምውን ኣይጎድኡንን ኢሉ መለሰሉ እቲ ንጉሥ ኣዝዩ ተሓጎሰ ካብቲ ጉድጓድ ከውጽእዎ ድማ ኣዘዘ ኣውጽእዎ ከኣ ኣብ ኣምላኹ ተወኪሉ ስለዝነበረውን ገለ ጉድኣት ከምዘይረኸቦ ረኣዩ እቲ ንጉሥ ከኣ ነቶም ንዳንኤል ዝኸሰስዎ ምስ አንስቶምን ደቆምን ናብ ጉድጓድ ኣናብስ ክድርብይዎም ኣዘዘ ገና ፍርቂ ጉድጓድ ከይበጽሑ ድማ እቶም ኣናብስ ጎበጥዎም ኩሉ ኣዕጽምቶምውን ሰባበርዎም ሽዑ እቲ ንጉሥ ንኣምላኸ ዳንኤል ኣብ ኩሉ ግዝኣት መንግሥተይ ፍርህዎን ኣኸብርዎን ኢለ እእዝዝ አሎኹ ንሱ ንዘልዓለም ዝነብር ሕያው ኣምላኸ እዩ መንግሥስቱ ኣይክትጠፍእን እያ ግዝኣቱ ውን ኣይክትጠፍእን እያ ግዝኣቱ ውን ክሳዕ መወዳእታ ክቐውም እየዩ ንሱ የናግፍን የድሕንን ኣብ ሰማይን ምድርን ከኣ ትእምርትን ተኣምራትን ይገብር እዩ ንዳንኤል ካብ ኣናብስ ዘድሓነ ንሱ እዩ። ተቐላጢፉ ውን ተንሥአ ነማኸርቱ ድማ እቶም ኣሲርና ናብ ሓዊ እቶን ዝደርቤናዮምሲ ሠለስተ ሰባት ዶ ኣይኮኑንጃ ኢሉ ሓተቶም ንሳቶም ከኣ ኦ ንጉሥ ርግጽ እዩ ኢሎም መለስሉ ንሱ ከኣ እንሆ ኣነ ፍቱሓት ሰባት ገለ እኳ ከይተጎድኡ ኣብ ማእከል ሓዊ ከመላለሱ እርኢ ኣሎኸ ትርኢት እቲ ራብዓይ ድማ መልኣኸ ይመስል በለ ድሕሪኡ ናቡከደነጾር ናብ ኣፍ እቲ ጉሁር እቶን ሓዊ ቀሪቡ ሲድራቅ። ኣነን እዛ ሰበይቲ እዚኣን ኣብ ሓንቲ ቤት ኢና እንነብር ኣብታ ቤት ብሓንሳብ ከሎና ከኣ ወዲ ወለድኩ ንሳውንኣብ ሳልስተይ ወዲ ወለደት ኣብታ ቤት እቲኣ ብዘይካ ክልቴና ካልእ ሰብ ኣይነበረን ወዳ ከኣ ጸቺጣቶ ስለዝደቀሰት ሞይቱ ሓደረ ፍርቂ ለይቲ ተንሚኣ ድማ ኣነ ደቂሰ ከለኹ ነቲ ወደይ ካብ ሕቕፈይ ወሲዳ ኣብ ሑቕፋ ኣደቀሰቶ ነቲ ምዉት ወዳ ከኣ ኣብ ሑቕፈይ ኣደቀሰቶ ወደይ ኬጥቡ ኢለ እንተተንሣእኩ ሞይቱ ጸኒሑኒ ምስ ረኣኸዎ ግን ዘይወደይ ምእኑ ፈለጥኩ እታ ካልኣይቲ ሰበይቲ ከኣ ኣይፋል እዚ ብሂወቱ ዘሎ ወደይ እዩ ወድኺ እቲ ምዉት እዩ በለት በዚ ድማ ኣብ ቅድሚ ሰሎሞን ተኸራኸራ ሽዑ ሰሎሞን ሴፍ ኣምጺእኩም ነቲ ሕፃን ኣብ ክልተ ቆሪጽኩም ፈፍርቀን ሃብወን ኢሉ ኣዘዘ ሽዑ እታ ኣደ እቲ ሕፃን ኦ ጎይታይ ሰሎሞን። ሰሎሞን ሸምጊሉ ዕድመ ጸጊቡ ዓመት ነጊሥ ኣብ ዓመት ዕድሚኡ ኣዕረፈ መጽሓፈ ስንክሳር ግን ሰኔ ወዲ ዓመት ምስ ኮነ ኣዕረፈ ይብል ምስ ኣቦኡ ዳዊት ከኣ ተቐብረ መንግሥቱ ከኣ ኣብ ክልተ ተመቕለት ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኩልና ሕዝበ ክርስትያን ይኹን ሰላም ለሰሎሞን ዘእክለ አእምሮ ሲሳየ ወንዋየ ጥበብ ንዋዩ ዝንቱ ንጉሥ ከመ ይብል በመኃልዩ በወርኃ ክርስቶስ ፃኡ ተረእዩ ግበ አውያን ጸገዩ ወሮማን ፈረዩ ምንጭ ስንክሳር ዕለት ወ ሰኔ የቅዱሳን ታሪኽ ዓም አአኢ ነቢይ ሆሴዕ ወዲ ብኤርም ሆሴዕ ማለት መድኃኒት ማለት ክኸውን ከሎ ስም ኣቡኡ ብኤርም ይብሃል ብትእዛዝ እግዚኣብሔር ሓንቲ ኣመንዝራ ጎሜር ጓል ቤዴልይም ተመርዕዩ ኢአስራኤል ዝተባህለ ወዲ ወለደ ትርጉሙ ናይ ሕዝበ እስራኤል ወቐሳ ኮይኑ እስራኤል ኣይኮነን ማለት እዩ ከምዚ ከብሎ ዝኸኣለ ከኣ እግዚኣብሔር ንእስራኤል ሕዝበይ ብምባል እዚ ኩሉ ካብ መግዛእቲ ኣውጺኡ ዓመት ካብ ሰማይ መና መጊቡ ዝኣሊ ገዲፎም ናብ ጣዖታት ስለ ዘምለኹ እዩ ደጊሙ ውን ጓል ወለደ ንኣኣ ውን ልክዕ ከምቲ ናይቲ ወዲ ብዝመሳሰል ስም ሰመያ ማለት ኢሥህልት በላ ምሕረት ዘኣልባ ምሕረት ዘይብላ ምሕረት ዝበሃል ዘይትፈልጥ ማለት እዩ ሕዝበ እስራኤል ስለምንታይ ኢሥህልት ኢልካያ እንተበልዎ። እቱም ንኣቃሮን ኣምላኸ ክትሓቱ ትኸዱ ዘለኹምሲ ኣብ እስራኤልዶ ኣምላኸ የልቦን እዩጆ ስለዚ ከኣ ርግጽ ትመውት እምበር ካብቲ ደይብካዮ ዘለኻ ዓራት ኣይትወርድን ኢኻ ይብል ኣሎ እግዚኣብሔር በሎም ኢሉ ተዛረቦ ነቢይ ኤልያስ ከኣ ከምቲ እግዚኣብሔር ዝኣዘዞ ገበረ እቶም ልኡኻት ድማ ናብ ንጉሥ አካዝያስ ተመሊሶም እቲ ነቢይ ኤልያስ ዝበሎም ኩሉ ነገርዎ እቲ ከምዚ ዝበለኩም ሰብኣይ ከመይ ዝበለ እዩቻ በሎም ንሳቶም ከኣ ማቕ ዝተኸድነ ኣብ ሕኞኡ ከኣ ፈልቀ። ዝተዓጥቀ ሰብኣይ እዩ በልዎ እቲ ንጉሥ ሱ ነቢይ ኤልያስ እዩ በለ ሽዑ ንጉሥ አካዝያስ ሓደ ሓለቓ ሓምሳ ምስቶም ሓምስኡ ገይሩ ሰደደሉ እቲ ሓለቓ ሓምሳ ከኣ ነቢይ ኤልያስ ኣብ ርእሲ ኩርባ ኮፍ ኢሉ ነበረ እሞ ኣታ ናይ ኣምላኸ ሰብ ንጉሥ አካዝያስ ውረድ ይብለካ ኣሎ በሎ ነቢይ ኤልያስ ድማ ነቲ ሓለቓ ሓምሳ ኣነ ናይ ኣምላኸ ሰብ እንተኾይነስ ሓዊ ካብ ሰማይ ይውረድ። እቲ እሳት ከይወረደ እንተተረፈ ነቢየ ሓሶት ክበሃል እየ ኢሉ ስቕ በለ ጎይታ ከኣ ኪድ እንድየ ዝብለካ ዘለኸ ኢሉ መሊሱ ገሠጸ ዮናስ ማለት የዋህ ማለት ስለዝኾነ ኣብ ቅድሚኡ ስለዝረኣየኒ እኮ እዩ ኢሉ ካብ ገጽ እግዚኣብሔር ብምህዳም ክሕባእ ፈተነ ሽዑ ናብ ሃገረ ኢዮጴ እትኸይድ መርከብ ረኺቡ ተሰማሚዑ ተሰቺሉ ክኸይድ እግዚኣብሔር ብርቱዕ ማዕበል ብምልዓል እታ መርከብ ክትስበር ዓጠጥ ዓጠጥ በለት እቶም ተሳፈርቲ ነታ መርከብ ጽዕነት ዝኸበዳ መሲልዎም ኣቹሕቶም ናብቲ ባሕሪ ምድርባይ ጀመሩ ኣብዚ እዋን እዚ ዮናስ ኣብ ውሽጢ ከርሠ ሐመር ደቂሱ ይሕርንኸ ነበረ እቲ መራሒ መርከብ ተንሚኡ ንነቢይ ዮናስ ሕዝቢ ከተድሕን ተንሚእካ ስም ፈጣሪኻ ጸውዕ በሎ ነቢይ ዮናስ ወሪድኩም አሰረ ዘሎ መከራ ብናተይ ምኽንያት ስለዝኾነ ንዓይ ኣልዒልኩም ናብዚ ባሕሪ ደርብዩኒ በሎም ንሳቶም ምንት ተግባርከ ስራሕካ እንታይ እዩ እንታይ ኢኻ እተምልኸ ኣበይ እዩ ሃገርካ ቤተሰብካኸ በዓል መን እዮምሯቿ በልዎ ንሱ ከኣ ኣነ እብራዊ እየ ዘምልኾ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኸ እዩ ምስ በሎም ብጣዕሚ ፈርሑ ኣልዒልና እንተደርበናዮ ዕዳ ክኾነና እዩ ብምባል። ኣቡኡ ዳኮር ኣዲኡ ሬፋ ይብነሃሉሌ ነገዱ ካብ ነገደ ስምዖን እዩ ናቢይ ፅንባቆም ነቶም ዓጻዶ ምሳሕ ሒዝሎም ክኸይድ ከሎ ቅዱስ ሚካኤል እዚ ምሳሕ እዚ ነቲ ኣብ ኣፍ ኣናብስ ዘሎ ዳንኤል ሓውኻ ናብ ባቢሎን ኣብጽሓሉ በሎ ነቢይ ዕንባቆም ናይ ኣናብስት ጉድጓድን ባቢሎንን ኣበይ ከም ዘሎ ኣይፈልጦን እየ በሎ እቲ መልኣኽ ብጸጉሪ ርእሱ ኣልዒሉ ኣብታ ነቢይ ዳንኤል ዘለዋ ብዕጹጽው ኣእተዎ መግቡ ሂብዎ ከኣ ከደ ሸዑ ነቢይ ዳንኤል ንጽንጽያ እኳ ዘይንፅቕ ኣምላኸ ስለ ምግበይ ዝዘከረኒ ቅዱሳን ኢሉ ኣመስገነ እዚ ምሳሌ እዚ። ሓደ መዓልቲ ኩናት ገጠሙ ኣጋጣሚ ኮይኑ ንኣቡኡ ኣብቲ ሰልፊ ረኺቡ ቀተሎን ሰለቦን ዝአቡሁ ዕልገቱ ዝብል ተፈጸመ ኣብ ዓዲ ኣትዮም ሃሰውሰው ይመጽእ ወቅዱሰኒ እም ደብረ ፋራን ወእም አሕጉረ ይሁዳ እግዚኣብሔር ካብ ቴማን እወ እቲ ቅዱስ ካብ እምባ ፋራን ይመጽእ ኣሎ ኢሉውን ብዛዕባ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ተነበየ ንሱ ድማ ፋራን ማለት ሓያል ማለት እየዩ ስለዚ እቲ ሓያል ጎይታ ኣባኺ ሓደረ ማለት እዩ ሓደ መዓልቲ ነቢይ ዕንባቆም ክምህር ክኸይድ ከሎ ኣቦ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ምስ ብጾቱ ኣብ ባይቶ ዓዲ ኮፍ ኢሉ ከሎ። ሆሴዕ ወዲ ዮሴዴቅ እዩ ነቢይ ሐጌ ብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝነበረ ኮይኑ ክልተ ምዕራፋት ዝሓዘ መጽሓፍ ጽሒፉ ኣሎ በዚ ዘመን እዚ እስራኤል ካብቲ ናይ ባቢሎን ምርኮ ተመሊሶም ኣብ ኢየሩሳሌም ንገለ ቅሩብ ዓመት ዝነበሩሉ እዋን እዩ ቤት መቕደስ ጌና ዓንዩ እዩ ዝነበረ ስለዚ ነቢይ ሐጌ ንህዝብን ንመራሕቶምን ቤት መቕደስ ከም ብሓድሽ ክሃንፁ የተባብዖም እግዚኣብሔር ከኣ እቶም ሕዝቢ እንተደኣ ነጺሖምን ተቐዲሶምንሲ ሰላምን ሃብትን ከም ዝህቦም ኣተስፈዎም ነቢይ ዘካርያስ ወዲ በራክዩ ዘካርያስ ማለት ዝኩር እግዚኣብሔር ይዝክር እዩ ማለት ክኸውን ከሎ። ናይ ቤተክርስቲያን ሕይወት ኩሉ ግዜ ናብ መስቀል ምጥማት እዩ። ናይ መስከረም ስንክሳር ከምዚ ዝስዕብ ይብል ንጉሥ ቁስጠንጢኖስ ኣብ ዝነገሠ ናይ ቅዱስ እስጢፋኖስ ሥጋ ኣብ ዝነበረሉ ከባቢ ናይ ገማልያል ትብሃል ቦታ ሉክያኖስ ዝተባህለ ሰብ ነበረ። ናይ ኣዲኡ ዓዲ ከኣ ኣብ ውሽጢ ፍልስጥኤም ናይ ሮማ ግዝኣት ኣብ ዝኾነት ብፍላይ ከኣ ድያስ ዝተባህለት ቦታ ነበረት። ኣብዚ ዘመንዚ ሓደ ንጉሥ ኣብ ሮማ ሓደ ንጉሥ ከኣ ኣብ ኣንጾክያ ነጊሦም ነበሩ። እዚ ቅዱስ ውላድ ምስ ተወልደ ወለዱ ጥምቀት ክርስትና ከይሃብዎ ሓደ ዓመት ገበረ ድሕሪዚ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንኣልብሲትርዮስ ሊቀ ጳጳሳት ናይ ሮሜ ናብ ቤት ኣብርሃም ከይዱ ነዚ ቅዱስ ህፃን ብስም ኣባ ቡላ ጥምቀት ክርስትና ክህቦ ኣዘዘቶ። ንሱ ከኣ ኣብ ይ ሽሕ ስለ ግብጺ ከምኡውን ስለ ሮማ ዝፍጸም ዝበለ ኩሉ ራዕይ ዝረኣየ ዓቢ ኣቦ ክበውን እንከሎ ስም ናይቲ መጽሐፍ ከኣ ስለ ሃይማኖት ቅዱስ ፊቅጦር ዝረኣዮ እዩ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ከኣ ሓደ ቅዱስ ውላድ ናይ እግዚአብሔር ሰማዕት ወይ ምስክር ዝከውን ከም እትወልድ ብራዕይ ተገልጸላ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ሮማ ገኒኑ ዝነበረ ጣዖት ናይ ምድካኻሙን ምውዳቹን ምልክት እዩ። ስለ እግዚአብሔር ወልድውን ብፍሉይ ኣካሉ ሰብ ናይ ምቢቧኑ ነገር ክናገር ከሎ ምስ ናይ ባሕርይ ኣቡኡ ኣብ ምስ ናይ ባሕርይ ሕይወቱ መንፈስ ቅዱስ በመለኮትን ብባሕርይን ሓደ እንተኮነ ካብ ቅድስት ድንግል ቅዱሳን ማርያም ክውለድ እንከሎ ብፍሉይ ኣካሉ ደኣ ተወልደ እምበር ሠለስቲኦም ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ተወሊዶም ኢልና ኣይንናገርን ኢና። ቅዱስ ኣግናጥዮስ ዝነበረሉ ዘመን ኩሉ ክርስቲያን እናተሳሕበ ምስ ኣንበሳታት ዝቃለሰሉ ከም ሓደ ጎሓፍ ናብ እሳት ዝድርበየሉ ከም ዝዓበደ ከልቢ ኣብ ዝተረኽቦ እናተኸትከተ ዝከበደሉ ዝነበረ ግዜ ብጣዕሚ ኣሕዛኒ ከም ዝኾነ ኣብ ታሪክ ቤተክርስቲያን ተመዝጊቡ ኣሎ። ከምኡውን እቲ ናይ ቅዱስ ኣግናጥዮስ ትንቢት ምእንቲ ክፍጸም እዩ ኢሉ ነገሮ። መን እዩ ንሱ በሎም እቲ ናይ እስክንድርያ ሊቀጳጳሳት ጴጥሮስ እዩ በልዎ። ነዚ ዘቕረቦ ከኣ ቅዱስ ባስልዮስ እዩ። ልዑል እግዚአብሔር ናይ ክልቴኦም ቅዱሳን ክብሪ ምእንቲ ክገልጽ ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ሞት ንቅዱስ ኤጺፋንዮስ ናይ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ሞት ከኣ ንቅዱስ ዮሓንስ ገለጸሎም እሞ ቅዱስ ዮሓንስ ንቅዱስ ኤጺፋንዮስ ናብ በዓቸጥካ ከይኣቶካ ኣብ መንገዲ ብኣንበሳ ተሰቢርካ ክትመውት ኢኻ ኢሉ ተነበየሉ። ወዲ ሠለስተ ዓ መት ምስ ኮነ ኣዲኡ ሒዛቶ ንቤተክርስቲያን ምስ ከደት ካብ ሕቹፋ ወሪዱ ትኽ ኢሉ ቤተ መቕደስ ኣተወ ዝኣተወሉ ግዜ ከኣ ኣብ ግዜ ዕርገተ ቅዱስ ቀቆሩርባን እዩ ዝነበረ። እቲ ዘይተመርዓወ ከመይ ገይሩ ንጐይታ ከም ዘሐጉጐሶ ብናይ ጐይታ እዩ ዝሓሊ እቲ ዝተመርዓወ ግና ንሰበይቱ ከመይ ገይሩ ከም ዘሐጉስ ኣብ ናይ እዛ ዓለም እዚአ እዩ ዝሓሊ በዚ ከኣ ሓሳቡ ኣብ ክልተ ክፉል እዩ እታ ዘይተመርዓወት ሰበይቲ ወይ ድንግል ድማ ሥጋኣን መንፈሳን ምእንቲ ክቕደስ ኢላ ብናይ ጐይታ እያ እትሓሊ። አሰረ ቅዱሳን ካብዚአቶም እስከ ንሓደ ዓቢ ሰብኣይ ኣማኽክረኒ ክብሎ እየ ኢሉ ሓሲቡ ንሓደ ዓቢ እዩ ዝበሎ እቲ ኩሉ ምስ ሓዉ ዘጋጠሞ ነገሩ ኣማክረኒ እንተበሎ እግዚአብሔር ኣዛሪብዎ እቲ ዓቢ ሰብኣይ ኣወጦ በዓል ጸጋ ልክዕ ከምዚ ዝረኣቫካዮ እዩ ነይሩ ነቲ ኩሉ ሃብቱን ንብረቱን ገዲፍዎ ከኣ ሞተ። ኣብቲ ናይ ቅዱስ መቃርዮስ ሓላፊ ኣባ ሚካኤል ምስተሸመ እቲ ሊቀ ጳጳሳት ጾመ ኣርብዓ ግ ክጸውም ናብ ገዳም ምስ ደየበ ካብ ጐይታ ሓገዝ እንተረቪበስ ሥጋ ናይ ቅዱስ መቃርዮስ ኣብ ማእከልና ክበውን እፈቱ ብዝብል ቃል ተናገረ። እቶም ኣብ ውሽጢ በዓቲ ዘለዉ ሰባት ከኣ ተዳለዉ ማለት ኣባ ማሚጦስ ነታ ጓል ብቅርጫት ብኣርቃይ ዝተሰርሐ ጌሩ ኣብ ሓደ ይሓብኣ እዩ ዝበሎ ቦታ ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ሓብኣ። እቶም ንዓካ ዝጸልኡ ኣብ ዓለም ዝነብሩ ግና ሞቶም ይጽብቕ እዚ እዩ ፍርድኻ ኢሉ ከይዱ ኣብቲ ናይ ኣቡነ በብኑዳ መቓብር ተደፊኡ እዚ ታሪኽዚ ኣምላክ ምእንቲ ክገልጸሉ ማሻ ዓመት ወደቐ ካብ ክሳዱ ንላዕሊ እናተንቐሳቀሰ እዩ እተን ሸውዓተ ዓመታት ግን ብዘይምንቅስቓስ እዩ። ኣብ ውሽጢ ገዳም ከኣ ዓቢ ብርሃን ኮነ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዳግማይ ኣብ ጥቓ ኣባ ኪሮስ ተቐመጠ። ኣባ ኪሮስ ከኣ ከምዚ በለ ኦ ጐይታ ካብ ርሑቕ እዩ መጺኡ በሎ። ከምዚ ኢሉ ከኣ ክዝምር ጀመረ ኣማውታ ናይ ጻድቕ ሰብ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክቡር እዩ። ጻድቅ ቅዱስ ወቅሪስ ካብ ዝገበሮ ተኣምራት ሓደ መዓልቲ ናብ ቤተክርስቲያን እንተከደ እታ ቤተክርስቲያን ብመፍትሕ ተዓጽያ እታ መዕጸዊታ መፍትሕ ከኣ ጠፊኣ ብዙሕ ክሽገሩ ምስ ጸንሕዎ ብጸሎቱ ከም ዝተከበፍተት እዚ ቅዱስ ኣቦ እዚ ኣቦካን ኣዴቫን ሞይቶም ኢሎም ክነግርዎ ምስ መጽኡ ንሱ ሓሲኹም ኢኹም ኣቦይሲ ሰማያዊ ዘይመውት እዩ ዝበለ ኣቦ እዩ። ኣባ ኣርሳንዮስ ኣብ በረካ ኣስቄጥስ ሓሚሙ ከሎ ካብ ሰብ ምጽዋት ስለ እተቐበለ ኦ ጐይታ ስለ ስምካ ምጽዋት ክቕበል ኣብቂዕካኒ ኢቫ እሞ ኣመስግነካ ኣሎኹ በለ ብካልእ ጊዜውን ኣብ ሲሃት ዝተባህለ በረካ ከሎ ተጸልኢዎ እቲ ሕማም ስለዝበርትዖ ከኣ ናብ ቤተክርስቲያን ኣምጽእዎ ብንእሽቶይ ምንጻፍን ትርኣስን ጌሮም ኣደቀስዎ ሓደ ካብ ኣረጋውያን ክሪኦ ምስ መጸ ከምዚ ዝጸንዕን ብመንፈሳዊ ሕይወት ዝተጋድለን እዞም ብምንጻፍ ደቂሶም ዘለዉ ድዮም ኢሎም ብዛዕባ ዕቤት ኣባ ኣርሳንዮስ ተጠራጠረ ኣብዚ እዋንዚ ሓደ ናይ ቤተክርስቲያን ካህን ነዚ ኣረጋዊ ብሃገርካ ከለካ ሥራሕካን መነባብርኻን ከመይ ነይሩ ብምባል ሓተትዎ ንሱ ናይ ኣባጊዕ ጓሳ ነይረ መነባብሮይውን ብብዙሕ ዶካም ውረድ ደይብን ነበረ በሎ። እዚ ምስ በሎ ኣስዒቡ ንኣባ ኣርሳንዮስ ኣብ ዓለም ከሎ ትፈልጦ ይዶ ክብልዎ ከለዉ ኣይፈልጦን እየ በለ ብድሕሪኡ እቲ ካህን ቅዱስ ኣርሳንዮስ ናይ ደቂ ንጉሥ መምህር ነበረ። ናብ ውሽጢ ቤተክርስቲያንውን ክኣቱ ከሎ ብዓንዲ ይስወር ነበረ ሓደ እዋን ካብ ቤተ መንግሥቲ ሮም ዝኾነት ንእግዚአብሔርውን እትፈርሕ ዝነበረት ንግሥቲ ክትርእዮ ስለዝደለየት ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ቴዎፍሎስ ንቅዱስ ኣርሳንዮስ ክዛረበላ ለመነቶ ሊቀ ጳጳሳት ሓሳባት እታ ንግሥቲ ንኣባ ኣርሳንዮስ ነገሮ እንተኮነ ግና ቅዱስ ኣቦና ኣባ ኣርሳንዮስ ፍቓደኛ ኣይኮነን እታ ንግሥቲ ከም ዘይቅበላ ምስ ፈለጠት ኣነ ታራ ሰብ ዘይኮንኩስ ነቲ ዓቢ ቅዱስ ኣርሳንዮስ ክርእዮ መጺኤ ኣሎኹ ቅዱሳን ከም ዝርእዮ በረከበቱውን ከም ዝቕበል ብእግዚአብሔር ኣሚነ ኣሎኹ ኢላ ምስ ብዙሓት ዓጀብታን ሠራዊታን ኮይና ከደቶ ንኣባ ኣርሳንዮስ ከኣ ኣብ ኣፍደገ በዓቲ ረሽከበቶ ከይዳውን ኣብ እግሩ ወደቐት። ቅዱስ ኣርሳንዮስ ብብዝሒ ብቪያት ቅርኒብ ዓይኑ ኩሉ ረጊፉ ነበረ ሻ ዓመት ኣብ ሮም ወ ዓመት ኣብ ገዳመ ኣስቄጥስ ዓመት ኣብ ምስሪ ያ ዓመት ኣብ ኣድባራት እስክንድርያ ዓመት ከኣ ኣብ ደብረ ምስሪ ብምቕማጥ ኣብ መበል ዓመቱ ዓረፈ። እዚ ናይ ኣቦቫ ርስትን ሃብትን ንብረትን ክሓልፍ እዩ ምስ በሎ ናበይ እየ ዝሽይድ እንታይ ክገብር ኢሉ ነቲ መልኣክ እንተሓተቶ እቲ መልኣኽ ንዓ ጥራይ ኣነ ክመርሓካ እየ ኢሉ ለይቲ ኣቡኡ ከይሰምዐ ካብ አሰረ ቅዱሳን ጐድኑ ተንሚኡ ክከይድ እናመርሐ ናብ ኣቡነ ጳኩሚስ ኣብጽሖ። አቡነ ሊባኖስ ካብኡ ካብቲ ቦታ ተበጊሱ ክከይድ እንከሎ መልኣኽ እግዚአብሔር መጺኡ እዚኸ ንመን ትገድፎ ኣለካ እዚ እዩ ቦቿቻቫኻ በሎ ንሱ ከኣ ኣነስ ንኢየሩሳሌም እየ ተበጊሰ ምስ በሎ እቲ መልኣኽ እዚ ንዓካ ከም ኢየሩሳሌም አሰረ ቅዱሳን እዩ። ነቲ ረድኡ ካብቶም መላእክቲ ሓደ ናብኡ መጺኡ ኣስማቶም እናጸውዐ ብኣጻብዑ እናኣመልከተ እዚ ኣባ እገሌ እዩ አሰረ እናበለ ኣረድኦ እቲ ረድኡ ነቲ መልኣክ እዚ ኣብ ቅድሚኦም ዘሎ ገጹ ከም ፀሐይ ዘብርህ መን እዩ ኢሉ ምስ ሓተቶ ኣበ መነኩሳት እንጦንዮስ እዩ ኢሉ መለሰሉ። እዚ ገዳም እዚ ደብረ ወገግ ዘበሎ እቲ ብጾም ምስ ወደቐ መልኣክ መጺኡ ተንሥእ ናብ ገዳምካ ኪድ ምስ በሎ ብርሃን ስለ ዝተራእየ እዩ። እዚ ቅዱስ እዚ ምስ በዓል ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ ኣቡነ ብንያም ዘምድረ ግብጽ ዝነበረ ዓቢ ኣቦ ክበውን ከሎ ከም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣናብስት የገልግልዎ ነበሩ። ከምዚ ኢሉ ከኣ ናብ ንጉሥ ለኣሽ። ድሕሪዚ ዝተጠቕሰ ዓመት ከኣ ቅዱስ ኣቡነ እንድርያስ ናብ ኣምዳክ ጸሎት ገበረ እሞ ካብ ሰማይ ወርቂ ዘነመ። ንሱ ከኣ ኣብቲ ግዜ። ሽዑ ኣቡነ ፊልፅይስ ጸሎት ድሕሪ ምጽላ ዩ ኣብቲ ልዕሊ ባሕሪ ካብ ሰማይ ሓዊ መጺኡ ልክዕ ከምቲ ናይ ክረምቲ ዝመስል ዝናብ ካብ ሰማይ ወረደ እሞ እቲ ሐ ጻ ንላዕሊ እቲ ማይ ንታሕቲ ኮነ። ኣቡነ ብፁዓ ኣምላክ ንሰማይ ይዓርግ ከምዝነበረ ንሣልሳይ ግዜ ከኣ ናብ ካህናተ ሰማይ ወሰደኒ ኣብ ቅድሚ ሥላሴ ከኣ ኣቐመኒ እሞ ፍግም ኢለ ወደቕኸ ፅ አተንሥኣኒ ከኣ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ፀሐይ ኢድ በሪሃ መጺኣ ባረከበትኒ ከምዚ ዝብል ቃል ከኣ ሰማዕኩ። ኣብ ከባቢ እዚ ገዳም እዚ ተረቪባ አሰረ ዝብሃል ቦታ ኣሎ ንሱ ከኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ኣቡነ ዕንቁ ብርሃን ወዳ መጺኣ ተራቪኪባቶ ባሪካቶ ስለ ዝተሠወረት እዩ። እቲ ዝፈርድ ከኣ ሓደ ንሱ እዩ። እዚ ንባብ እዚ ምስ ተርጉሙ ስለ ስለ ድንግል ማርያምን ስለ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ወዳን እዩ ናብ ዝብል ከኣ ከም ዝዝንብል ኮነ። ቅዱስ ዜና ማርቆስ ከኣ ኣነ እየ ንበቫ ግና እግዚአብሔር ካብ ሰማያት ምውራዱን ካብ ድንግል ማርያም ምውላዱን እመን ምስ በሎ እቲ ዘይኣምን ዝነበረ ሰብ ምሁር ናይ ኦሪት ምንባሩ ሓጊዝዎ ብሓደ ወገን ሸነክ በቲ ካብታ ናይ ድንግል ማርያም ሥዕሊ ብዝረኣዮ ተኣምራት። ኮይኑ ከኣ ቅድስት ፌቤን ናይ ቅዱስ ጳውሎስ መልእኽቲ ተቐቢላ ናብ ሮማ ክትከይድ እንከላ ኣይፍለየክን እየ ስለዝበላ ሓዚላቶ እያ ዝተጓዕዘት ኣብ ከተማ ሮማ በጺሓ ነቶም ኣብ እንዳ ኣቂላ ዝተኣከቡ ክርስቲያን ነቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝጸሓፎ መልእኽቲ ክትህቦም እንከላ እግዚአብሔር ካብ ሰማይ ዝወረደ እዩ ዝመስሎም። ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ ኣማበርቲ ዮስጦኣ ንዲዮቅልጥያኖስ እሞ ንቕተሎ ንበካ ናይ ኣቦ መንግስቲ ትሕዝ እንተ በልዎ ንሱ ኣነ ናይ ሰማይ መንግስቲ እምበር ናይ ምድሪ መንግስትስ ኣየድልየንን እዩ ብምባል ምስ ሰበይቱ ቅድስት ታውክልያን ወዱ ቅዱስ ኣቦሊን ናብ ዲዮቅልጥያኖስ ከይዶም ብጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ እምነቶም ገለጹ። ኣብ ዓለም ንበር ዓለም ግን ኣባካ ኣይትንበር ዝብልዎ ምስላ ኣቦታት ዘንጊዓ ካብ ህላወ እግዚአብሔር ርሒቓ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ኃጢኣት ዓለም ብጭንቀትን ጓህን ድሕሪ ምንባራ እግዚአብሔር ልባ ኣብሪሁላ ብበዓለ ልደት ናይ ጐይታናን ኣምላክናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክትሳለም ኢላ ምስ ከደት እቲ ሓላዊ ቤተክርስቲያን ንበስቪቢ ናብ ቤተክርስቲያን ክትኣትዊ ኣይፍቀደልክን እዩ ኢሉ ምሕላፍ ምስ ከልኣ ንከፍቅደላ ብዙሕ እኳ እንተለመነቶ መሊሱ ደኣ ኣብ መንጉኦም ባእሲ ተፈጥረ።