Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ባህሊን ታሪኻዊ ቦታታትን ትግራይ ዘላሊ ሓድጊ ኣተሓሳስባ ዝቀርፁ ናይ ህይወት ኣስተምህሮታት ዝቀርብሉ ኣብርሆት ብሓፀርቲ ታሪኻት ኣቢሉ ቁምነገር ዘትሕዝ ዛንታ ኣሃዱ ግዝያዊ ሓበሬታን ዝርዝር ስፖርታዊ ዛዕባታትን ዝህበና ዓምዲ ጥዕና ምስ ቴክኖሎጂ ዝተኣሳሰሩ ፅሑፋት ዝቀርቡሉ ዓምዲ ቴክኖሎጂ ከምኡውን ወግዒ መቼሽሽ ን ሓፈሻዊ ፍልጠትን ዝተብሃሉ ዓምድታት ዝሓዘ ኮይኑ ኣብ ጨፍ መወዳእታ ድማ ብፍሬም ሓጳዊን ተሓጊዙ ፍርቂ ቅርዒ ክቢ ዝሕዘ እዩ። ከበ ከስ የ ው በመክነየተ ምስ ምክንየጉ ምክንየታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ዝቀርበሉ ዓምዲ ጸአዩ ሰብን ፍልስፍናን ሓድነቶም ኣመክገዮ ክድሀሰሱ እዮም ቅድምኹሉ ግንገ ብዛዕባ ፍልስፍና ባዕሉ ክንምርምር ግድን እዩ።ልፍልስፍና ከምለሎ ብቀጥታ ምትርጓም ኣፀጋሚኳ ተኾነ እቱ ልብዙሓት ዘረዳድእ ትርጉም ግን «ዞከበርፀከነ» ልብል ቃል ይህበና ትርጉሙ ድማ ፍቅሪ ወይውን ሓያል ፃምእ ፍልጠት ማለት እዩ። ፍልርፍና አብ ትርፊ ሰዓትና ንዝክሮ ካልኣይ ሳልሳይ ለይኾነስ ናይ ሂወት ምርጫ ዩ ፍልስፍና ቅገጦት የኾነይ ኮታስ ማግንዛበኸኻ ልምስፋሕ ብ ሓሳባት ሓንጎልኻ ምፍትሕታሕ እዩ ፍልርፍና ምክንያታዊ ኣተሓሳስባ እዩ። ኮይኑ ግና ኩሉ ነገርውን ብሳይገከ ኣይምለስን እዚ ካብ ክሊ ሃይማኖትን ወፃኢ ዝኾነ ነፃ ቀጠና ፍልስፍና ይበሃል።ዓቅሊ ጌርኻ ምድማፅ ኣገደበተ ርቴእ ተናጋሪ ምኻን ምዕባይ ባህሊ ዓባብ ባህሊ እቶም ውሑዳት እዮም እዮ ካብ ረብሓታት ፍልስፍና ።
ኣብ ናይ ራብዓይ ሕታምና ኣመክንዮ ብዝብል ርእሲ ዓምዲ ኣብ ፍልስፍና ትኹረት ዝገበሩ ዝተፈላለዩ ፅሑፋት ናባኹም ከብሉ እዮም ከምቲ ዝፍለጥ ኣብ ማሕበረሰብና ብዛዕባ ፍልስፍና ምዝታይ ከም ነውሪ ተገይሩ ይውሰድ ስለዝነበረ ሕቶታት ኣብ ምሕታትን ምኽንያታዊ ኣብ ምኻንን ኣሉታዊ ፅልዋ ኣሕዲሩ እዩ። ፈሳሲ ዝኾኑ ነገራት ብምፅራይ ካብ ኣካልና ዘዉግደልና ናይ ኣካልና ክፋል ኩላሊት ይበፃል ኣብ ኩላሊትና ፀገም ከምዘሎ ከመላኽቱልና ዝኽእሉ ምልክታት ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም ስምዒት ድኻም ኩላሊት ክጉዳእ ከሎ ኣብ ኣካልና ውሽጢ ዝርከብ መጠን ቀይሕ ዋህዮ ደምና ይቅንገስ እዚ ድማ ካብ ሓንጎልና ምድኻም ጀሚሩ ኣብ ጭዋዳድትና ኣካባቢ ናይ ድኻም ስምዒት የስዕብ። በህልታተይ ትግራይ እያ ዝብል ውዲ በይረ ካብ እፀጳጦስ ክሳብ መርከብ ዘርእስተን ፍቕሪ ገድን ምስ ገድሊ ጉዕዞን ህዝቢ ትግራይን ዝገልፅ ብዙሓት ስራሕቲ ኣብ ሕልና ሚልዮናት ኣለዉ ምስ ንፉዓጻት ሙዚቀኛታት ሓቢርካ ናይ ምስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወዲ ባይረ ኣብ ልቢ ብዙሓት ዝሓደሩ ጣዕሞ ዜማታት ንህዝቢ ኣበርኪቱ ኣሎ ልዕሊ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ትግራዋይነቱ ከይተደራደረ ዓዱ ክሕሉ ኣለዎ ነብስኸ ትፈቱ እንተኾይንካ ዓድኻ ክትፈቱ ማድን እዩ ብዘይካ ፍቕሪ ዓዲ ዝህሉ ናብራ የለን ድማ ይብል ከ ርክ ብዓይነ ሕልናኹም እናርአኹም ብእዝነ ሕልናኹም ብምድሟማፅ ምስ ጦብላሕታ ሓሳብ ፅሑፈይ ምሳይ ግንጓምጉዓፍዝ ናብታ ሰላማዊት መርከብ እተዉ ወዲ በይረ ሰላማዊት መርከብ ኢሉ ዝሰየማ ብሕራነን ተስፋን ዝደርፈላ መርከብ እታ ገስኹም ሟማዕረ ብሌን ፍይንገኹም እትሕልዉዋ ብደምኩምን ደም ኣያታትናን ጩራ ሰላምን ዴሞክራስን ረኺባ መሟእኸል ፖለቲካን ኢኮኖምን ኣፍሪካ እትኸውን ዘላ ግን ድማ ሟእአለያ ዘይብሎም ፈተናታት ኣብ ዝባና ዝተዳዕነነት ትግራይ እያ። ከተማ መቐለ ንወዲ ባይረ ምስ ብዙሓት ጥበበኛታት እያ ተቐቢላቶ ምስ ቅድም ኢሉ ዝፈጳጦም ሙዚቀኛታት ድሌት ባንድ ብሓባር ኮይኑ ኣብ መላእ ትግራይ ስለችግራይ ፍቕሪ ህይወችት ተስፋን ድኽነትን ዛዕባ ብዝገበሩ ስራሕቱ እናተፈልጠ መጻኡኅ ኣብ መወዳእታ እውን እምነት ዘርእስቱ ስራሕ ገፀ በረከት ንግመድምፅቲ ኣበርኪቱ ድሕሪ ማዜ ሜጋ ኪነጥበባት መማእኸል ኣዲስ ኣበባ ብምኻድ ሓደ ኣልቦም ስርፈ ለዕሊ ኩሎም ባህልታተይ ትግራይ እያ ዝብል ውዲ ባይረ ካብ እፀጳጦስ ክሳብ መርከብ ዘርእስተን ፍቕሪ ገድን ምስ ገድሊ ጉዕዞን ህዝቢ ትግራይን ዝገልፅ ብዙሓት ስራሕቲ ኣብ ሕልና ሚልዮናት ኣለዉ ምስ ንፉዓት ሙዚቀኛታት ሓቢርካ ናይ ምስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወዲ ባይረ ኣብ ልቢ ብዙሓት ዝሓደሩ ጣዕሞ ዜማታት ንህዝቢ ኣበርኪቱ ኣሌ ልፅሊ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ትግራዋይነቱ ከይተደራደረ ዓዱ ክሕሉ ኣለዎ ነብስኻ ትፈቱ እንተኾይንካ ዓድኻ ክትፈቱ ማድን እዩ ብዘይካ ፍቕሪ ዓዲ ዝህሉ ናብራ የለን ድማ ይብለል ብዓይነ ሕልናኹም አናርአኹም ብእዝነ ሕልናኹም ብምድሟማፅ ምስ ጦብላሕቷታ ሓሐሳብሑፈይ ምሳይ ግምጉዓጓዝ ናብታ ሰላማዊት መርከብ እተዉ ነታ ወዲ ባይረ ሰላማዊት መርከብ ኢሉ ዝሰየማ ብሕራነን ተስፋን ዝደርፈላ መርከብ እታ ገስኹም መዕረ ብሌን ዓይንኹም እትሕልዉዋ ብደምኩምን ደም ኣያታትናን ጩራ ሰላምን ዴሞክራስን ረኺባ ማእኸል ፖለቲካን ኢኮኖምን ኣፍሪካ እትኸውን ዘላ ግን ድማ ሟማእአለየያ ዘይብሎም ፈተናታት ኣብ ዝባና ዝተዳዕነነት ትግራይ ኣብታ ደንበ ኩሎም ስልጣነታት ዓለም መእኸል ውቁብ ባህልን ታሪኽን ኣዳራሽ እምነት ክርስትናን ሕቼፊ ካልኦት እምነታትን ሰላማዊት መርከብ ውሽጢ ምእንተ እዚ ሰላማዊ ምህዳር ደሞምን ኣዕፅምቶምን ዝሓምሸሹ ጀጋኑ ሰማእታት ኣለዉ ጋምባለን ዝናርንገ ፍዓጢቐም ጅግንነትን ኣይግዛእን በሃላይነትን ዘምሣሩ ምጸንተ እዚ ክቡር ኣካሎም ዝኸፈሉ ኣቦታት ተሳፈርቲ እዮም ደቃ መሪቓ ናብ ሃልሃልታ ኩናት ዝሰደደት ፅንዕቲ ኣደ ትግራይ ነዚ ቃልሲ ባሕርን ጨፍ ብልሕን ኮይኑ ኣብ ጨፍ ዓወት ዘብፀሐ ህዝቢ ትማራይ ብትእምርቱ ኣብታ መርከብ ከምዘሎ ሕሰቡ ደረትን ዓቕሚ ትሕዝቶን እታ መርከብ ታሪኽ ጅግንነት ዘመናት ህዝቢ ትግራይ ዘዘንቱ ጭብጢ ዘለዎ ረቀቕቲ ሓሰባች ዝሓዘ ምኺኑ ነጋሪ ኣየድልየኩምን ኣዳምፅዎ ጉዕዞኖክንጅምሯር እትው እትው በሉ ድምዒ እቲ ሙዚቃ ብዓውታ ነዳምይፅ ነዛ ሰላማዊት መርከብ ብቕብብል ወለዶታት ብጅግንነት እናገንሑን እናቐዘፉን ዝጮምፁ መራሕቲ ኣብ ሕልናና ይንበሩ ትሕዝቶ ግጥሚ እታ ዜማ እናተገተንና ኣብታ ሰላማዊት መርከብ ንኺድ ኣብታ ዜማ መሞመረዋሕ ድምዒ ወዲ በይረ ተጎዝጊዞም ዘለዉ ረዘንቲ ማጥምታት ኣብ ሓደ ጦብላሕታ ሓሳብ ትግራዋይነት ሓሚስካ ክትወፅእ ይዕድሙኸ። እዚ መጓዝን ብኸመይን ከምዝወደቀ ገብዙሓት ተመራመርቲ ዓለም ዘይተግሃደ ሓቂ ኮይኑ ዝርከብ ሓወልቲ ክትከል እንተሎ ጀሚሩ ወዲቼ ዝተሰባበረ ከምዝኾነ ይግመሙት እቲ ኣብ ፊትንፊቱ ዝተኹዓተ መሰረት ጉድጓድ ዝርከብ ሓወልቲ ወዲቼዌ ኣብ ሓሙሽተ ቦታታት ዝተኸፋፈለ ምኽኑ ብ ኣቆፃፅራ ፈረገጂ መፅናዕቲ ዘካየዱ ተምራመርቲ ጀርምን ዘጊቦም እዮም እዚ ሓወልቲ ምናልባት ብኣንፈት ደቡብ ብዝተኹዓተ ዓብዬ ጉድጓድ ምኽንያት ከይወደቀ ከምዘይተረፈ እውን ይግመት እቲ ሓወልቲ ካብ ዝተሰባበረሉ ከባቢ ዝተረኸቡ ስራሕቲ ሸኽላ እቲ ሓወልቲ ዝወደቀሉ እዋን ብግምት ኣብ መበል ይ ክፍለዘበን ክኸውን ከምዝኽእል ምልክት ሂቦም እዮም ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ብ ኣብ ዝተገበረ ኳዕቲ እቲ ሓወልቲ ተተኺሉሉ ዝነበረ ትኽክለኛ ቦታ ዘመላኸተ እንትኾን ብ ኣብ ዝተገበረ ኳዕቲ ድማ ጫትሮ ብ ጫትሮ ዝኾነ መሰረት እቲ ሓወልቲን ክልተ ድጋፋትን ንምርካብ ተተኺሉ እዩ። እዚ ሓወልቲ ሚሊንየም ኢትዮጵያ ብድምቀት ኣብ ዝተኸበረሉ ዓም ተነቂሉ ካብ ዝተወሰደሉ ቦታ ተተኺሉ ይርከብ እቲ ብይ ክፍለዘበን ጠጠው ከምዝበለ ዝፍለጥ መበል ይ ሓወልቲ ሓወልቲ ኢዛና እናተብሃለ ዝፈለጥ እንትኾን እዚ ሓወልቲ ካብ ዝትከል ንነዘ ኣስታት ዓመታት ዘቼፀረ እዩ እዚ ሓወልቲ ንዋላ ሓደ ግዘ ካብ ቦትኡ ከይተነቃነቀ መዋእሉ ዝፀንሐን ሐዚ እውን ምስክር ኮይኑ ዘሎን እዩ እዚ ሓወልቲ ጫትሮ ገውሓትን ቶን ክብደትን ዘለዎ ኮይኑ ከምቶም ካልኦት ክልተ ሓወልትታት ብኣርባዕቲኡ ገፁ ዘይኮነስ ብሰለከቲኡ ገፁ ጥራሕ ዝተመላኸዐ እዩ። ብሓፈሻ እዞም መማግለዒ ቀንዲ ስልጣነ ሣገርና ዝኾኑ ሓወልትታት ኣክሱም ብ ዓም ብቅርስነት ዓለም ዩኔስኮ ክምዝገቡ ክኢሎም እዮም ክርስትና ክሳብ ዝኣትወሉ ግዘ ሓወልትታት ኣክሱም ንገስፍራታት መቃብር ዘመላኽቱ ነይሮም እዞም መቓብራት ነናይ ባዕሎም ዝኾኑ ጥበብ ስነህንፃ ዝተኸተሉ እዮም ካብ መሰረቶም ሰፊሖም እናሞጥሞጡ ዝመፅኡ ጥፍጣፍ ሓወልትታት መቃብራት ክፋል ማእኸላይ ሕብረተሰብን ሊቃውንትን እንትኾኑ እቲ ብቅርዒ ዝማዕረገ ማን ናይ ኀጉሳውያን ቤተሰብ ከይኾነ ከምዘይተርፍ ይግመት እዞም መቕብራት ስልጣነ ጥንታዊት ኣክሱም ዝገደፎም ገፀ በረከት ዓለምና እዮም ጠዓመ ገሄር ከዕጠ ሓገኘነልና ኩሉ ገዜ ነቲ ዝየዓ ኣገዳሲ ኢዩ ኢልና ገስተውዕለሉን ክብሪ ገህቦን ነገራት ኢዩ ደልዩ ዝረኽቦ እሞ ኣብ ቦታ ስራሕና ብዘይካ እቲ ገኽፈሎ ሞግጠን ገዝብ ካልእ ከነስተውዕለሉ ዝግብኣና ብልጫታት ይህሉ ዶ ይኸውገ ኣልበርት ኢገስታይን ትምህርቲ ወዲኡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ምስ ተመረቐ ገግግዝያዊ ወዉፃኢታቱ ዝሽፍን ኣታዊ ዝረኽበሉ ስራሕ ከናዲ ነይርዎ ከም ውፅኢቱ ድማ ዝተፈላለየ ፅቡቅ ደረጃ መዓርግን ደሞዝን ዘለዎም ናይ ስራሕ ዕድምታት ክቐርብሉ ጃምሞሩ እዞም ስርሓት እዚኦም ግን ምሉእ መዓልቲ ብዛዕብኦም ክሓስብ ዝግድዱን ኣተኩሮ ዝደልዩን ስርሓት ብምንባሮም ክቅበሎም ፍቃደኛ ኣይነበረን ኣብ ክንድኡ ኣብ ሓደ ትሑት ደሞዝን መዓርግገ ዘለዎ እንተኾለ ግን ብዙሕ ናይ ሓገጎል ሓይሊ ዘይሓትትን ብዛዕባ እቲ ዝፈትዎ ዝንገባልኡ ዝኾነ ዓውዲ ፊዚክስ ንገክሓስብን ክመራሞርን ብዙሕ ናፃ ግዘ ዝህቦን ስራሕ ንኽሰርሕ እዩ መሪፁ እዚ ድማ ግዘ ብምሣብ ኣብቲ ዝፈትዎ ዓውዲ ንኽሰርሕን ግክዕወትን ዓብዬ ሓገዝ ገበረሉ ግኅሕናኸ ቦታ ስራሕና ብዘይካ ኣታዊታትና ብቀጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ኣብ ሂወትና ክሕግዘና ዝኽእል እንታይ ዓይነት ብልጫታት ዘለዎ ክኸውን ኢና ግመርልሷ። ብተዘዋዋሪ ማለት ከም ናይ ኣልበርት ኢገስታይንገ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሂዉትና ክንበፅሖ ግደሊ ነገራት ክንሓስብን ክገዳሎን ናፃ ማዘ ዝህበናሞ ነዚ ግዘ ተጠቂምና ናብቲ ንደልዮ ነገር ግኽንበፅሕ ዕድል ዝፈጥረልና ህይወት ካብ ገንዘብ ንላዐሊአያ ብቀጥታ ድማ ስራሕና ሓድሽ ክእለታት ከነጥሪ ዝሕግዘና ወይ ድማ ምስ ክመርሑና መገገዲ ዓወት ከርእዩና ኣብነት ክኾኑና ዝኽእሉ ሰባት ክንራኸብ ዕድል ዝፈጥረልና ክኸውን ከሎ ማለት አዩ ከምዚ ዓይነት ናይ ስራሕ ዕድል ክፍጠረልና ከሎ ብጥንገቃቀን ምስትውዓልን ክንሕዞ ይግባእ ዝኾነ ዓይነት ዋጋ ብምኽፋል ብዉሑድ ኣታዊ ወይ ውን ኣገዳሲ እንተኸይኑ ብዘይ ክፍሊት እንዳገልገልካዮም ኣብ ከባቢ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክትረከብ ምኽኣል ዓብዷ ደረጃ ናይ ጥበብ እንበር ዕሽነት ኣይኮነን ምኽንያቱ እቲ ካብዚኣቶም ትመሃሮ ጥበብን ተመኩሮን ድሕሪ ጊዜ ዝልዓለ ኣታዊ ንኽትገብር ክሕግዘካ ስለ ዝኾነ ዘገድሰካ ነገር መዓልቲ ደሞዝ ምስ ኣኸለ ትወሃቦ መጠን ገንዘብ ጥራይ እንተኾይኑ ማን ንሓለፍትኻ እቲ ዝኸፍሉኸ ዘለዉ መጠን ገንዘብ ይግበኣካ ምኺኑ ከተረጋግፀሎምን ወትሩ ከተሐጉሶም ጌጋ ከይሰራሕካ ክቱር ጥንቃቀ ክትገብርን ክትግደድ ኢኻ እዚ ድማ ክትጋገን ካብ ጌጋኸ ክትመሃርን ዕድል ዘይከፍተልካ ኣብ ርእሲ ምኺኑ ካብ ጫዔቐን ንላዕሊ ጥንቁቅ ናይ ምኺንገን ፈጺምካ ሓላፍነት ናይ ዘይምውሳድን ባህሪ ግኸተማዕብል ክድርኸካ እውን ዓብዷ ተኽእሎ ኣለዎ ሳሙኤል ገብረማርያም ጠርህ ገዝርጸጾፍ ጸርበር ደንን ንርሽሸ ሄን ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ቄሸት ሓደ ዓይነ ስውር ሰብኣይ ገበይኑ ይቕመጥ ነበረ እቲ ሰብኣይ ወላሓንቲ ብርሃን ኣይርእን ነበረ። ካብ ባህርያቱ ብምብጋስ ድማ ልፍልስፍና ብብዙሕ ይትርጉምፍ ኩላቶም ትርጉማት ድማ ብሰለስተ ቀንዲ ሓሳባት ይጥሞሩ ፍልስፍና ጠያቂ ምክገያታውን ሂሳዐን እዩ ፍልስፍና ካብ ኣብ ዝርዝር ነገራት ኣብ ኣውራ ዓበይቲ ጥቅሉል ስነ ሓሳባት ዘተኩር ምኸኽኑ ፍልስፍና ስለ ዓለም ስለ ደቅሰባትን ውሽጣዊ ሓሳብ ደቅሰባት ዝጥምት አዩ ስለዚ ድማ እዩ ምሁራን ፍልስፍና ፍልስፍና ብዛዕባ ዋና ዋና ሓሳባት ዝምርምር ምክገያታውን ሂሳውን ብዝኾነ ምመገዲ ዝሓስብ ዘፈር ምርምር እዩ ልቡሉ አብ ዝቅፅሉ ፅሑፋትና ድማ ብዙሓት ኣብ ብዙሓት ዓበይቲ ርእሰ ጉዳያት ክንዛተይ ኢና።