Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ኣብ ኣእሙሮኻ እትገድፎ ዝኽሪ ከም ዝህልዋ ድማ እምንቶይ እዩ እተፍርዮ ፍረ ሰናይ ክኾነልካውን ልባዊ ምንዮተይ እዩ። መዘኻኸሪ እዚ ጽሑፍዚ ካብቲ ዝተለምደ ኣጸሓሕፋ ብዝተፈልየ ዝተዳለወ ኮይኑ ብትርር ዝበሉ ምሉእ ሓሳባት ዝተሃንጸ እዩ። ወድሰብ ካብ ዘመን እምኒ ኣትሒዙ ካብ ባዶ ተበጊሱ ናብ ድሑርን ድሩትን መሳለጥያ ብዘገምታውን ብብዙሕ ዓይነትታት ቃልሰን ድማ ናብዚ ዘለናዮ ዘመነ ፍጻመ ተሰጋጊሩ ምስጢር እዚ ኩሉ ዓመታት ሰለምንታይ እናፈለጥካ ደሃይ ዘይትገብር ኣነ ኣብ መዋጥር ናይ ህይወት ኣትየ ሓቀኛ እንታይነተይ ጠፊኡኒ ብጓሂ እናነበርኩሰ ሓወይ ነርካኒ ኦው ነው ሁ ኣም ኣይ መልሰለይባ መልሰለይ ኒያት ክሳብ ሕጂ ዘይተሓጽበት ንጣብ ደም እያ። እዚ ከኣ እቲ ብዕላል እትፈልጥዮ ዓርከይ እየዩእዚኣ ከኣ ጓል ሓወቦይን ሓፍተይንያ ዮሃና ትበሃል ኢሉ ኣላለዮም። ክልቲኦም ኣዕሩኽ ብቕድሚሜት እተን ኣጋይቨ ብድሕሪት ወገን ዘዝመጾም እናዕለሉ ጉዕዞኦም ናብ ከተማ ኣፋረኞዎ። ዘይተጸበዮ ድማ ሓኒቓ ሓቐፎቶ ቅድሚ ሸዑ ተፈለጥዎ ዘይፈልጥ ሰምዒት ኣካላቱ ተዘዝ ኣበሉ ቁጽሪ ሰልካ ሂባ ድማ ተፋነወቶም። እንትርፎ መቓልሕ ዝመልስ ጎደናን ርሻውንትን ካልእ እኣይነበረን። ሰርሓ ኣብ ሓደ ክትቀውም ሰለ ዘየፍቅደላ ገዲፋቶም ናብ ካልእ ክፍሊ ከደት በቲ ናይ ሃንደበት ኩነታት ተሻቺሉ ዝነበረ ዓርኩ ገለ መዘናግዒ ኣርእሰቲ ምኽፋት ዝሓሸ ኮይኑ ሰለ ዝተሰመዶ ብናይቲ መውጽኢ ኣፋ ዝኾነ ምስጢራዊ ጸሓፋይ ክጅመረሉ ሃቀነ ትፈልጥ ዴቭ ብኣግርሞት ትረኻ ጀመረ። እንታይ። ክገርመኩም ኣብ ሂወተይ ካብ ጽሑፋቱ ብዙሕ ነገራት ተማሂረየ ንሰኻውን ትፈልጥ ኢኻ ኣበየናይ ጫፍ ናይ ሂወት ነይርረሞ ናብዚ ዘለኹዎ ከም ዝሰገርኩ ኣጸቢቕካ ትዝክር ኢኻ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ምስጢራት ሕዳሴ ሂወተይ ድማ ጽሑፋቱዮም። እዚ ፍላስፋ እንታይ ማለቱ ምኳኑ እንተ መርሜሚርኩም ንበል ኣብ ፊት መስትያት ደው ኢልና ኣለና እዚ ብስነ ሓሳባዊ ኣገባብ ምስ ዝግለጸ ከም ሓደ ቅኑዕ ሰሉስ ኩርናዕ ኣብ ማእከሉ ብማዕረ ዝስንጥቕ ሕንጻጽ ዘለዎ ማለት እዩ እቲ ዝቦቐለ ዘርኢ ልዕሊ ዝኾነ ዓንቢቡፍርዲ ክሕደትኩምን ንዕቀትኩምን ብኣፍኩም ደም በለል በለል ዘብል መቕጻዕቲ ከምጽኣልኩም እአዩ እቲ ዝዓንበበ ዘርኢ ምስ ፈረየ ደኣእንታይኮን ከምጽእዩተሉ ንነብስኹም ብኸዩየእንተዘየለ ብትዕቢት ጉድጓዳትኩም ፈሓሩ ገንዘብ ዘሕውየ ብኽያት ዘይመልሶ ጣዕሳ ዘይድብሶ ህልቂት ኣብ ልዕሌኹምን ኣብ ልዕሊቲ ዝመጽእ ናይ መወዳእታ ዘመን ዘርኢ ወዲ ኣዳምን ከኸትለልኩም እዩ። ምዕባለኹምብዘይ ፍቕሪ ብምኳኑ ሞት ከምጽኣልኩምዩ እቲ ካብ ጉሓፍኩም ዝወጽእ ኣቕሓ ንሱ ኣብ ልዕሊዛ ከተማ ክትንሰእ እዩ ነቶም ጎሓፍቱን ፈንፈንቱን ክኽሕስ ድማ ኣካላቱ ብጥበብ ኣደልዲሉ ናይ ፍልጠት ባርኔጣ ወድዩ ናይ ሓጺን ካባ ለቢሱኣብታ ዝዓበየት ርቫን ክሰፍር እዩ። እዚ ብኣርባዕተ ፊደላት ዝሰመ ገዛኢ ብጽልኣት ነበርቲዛ ከተማ ዝሰይጠነ ጨካን ፍጡር ክኸውን እዩ። ብሌን ዓይኑ ድማ ናብ ቀይሕ ተለወጠ ምዕራፍ ሸሞንተ ቃናቲ መቓብር ሚያዝያ ድቐ ማርታንስኺ ሓንቲ ካብቶም ሰጋ ህልዋን ዝበልዑ ቁሰሊ ምውታን ድማ ዝጎድኡ ሰባት ኢኺእዛ ዘለኽያ መቓብር ድማ ምስ ክብርኺ እትመዓራረ ዘይትገፍሓኪ ዘይትጸበኪግዕረ ግብርኺ እያ። እቶም ምውታት መናፍስቲ ብምልክት ሕቶ ኣተኩርም ይጥምትዋ ነበሩ ኣብ ነፍሲ ወከፎም ዝመላለሰ ዝነበረ ሓሳባት ድማ እዛ ድቕድቕ ጸልማት ነብሲሲ ብርሃን ከተውጽእ እቲ ልቦና ዝተመልአ ንጉስ ግን ብርሃንአብ ድቕድቕ ጸላም እዩ ዝሕይልሰለዚ ገለ ቁልዒ እንተ ተረኽባስ ዕድል ደኣ ሃብዋ። መልሳ ደው ከም ዝብል ገበር ንድሕሪት ተጠውዩ ድማ ብሓውሲ ፍቕሪ ጠመታ ደሓንምስ ኣዕረፍና ክደግመልኪ እየ ንኺድዶያ ከንፈራ ሰዒሙ መሪሑዋ ተበገሰ ድቐ ቅድሚ ብዙሕ እዋናትነዛ ከተማና ከቢድ ሓደጋ ኣንጸላሊዋ ነይሩ እዚ ሓደጋዚ ኣብ ታሪኽ ደቂ ኣዳም ካብ ዘጋጠሙ እቲ ዝኸፍአን ዝዓበየን ህልቂት ዘጋጠመሉ እአዩ ኣፈ ታሪኽ ከም ዝሕብር ንጽር እኳ እንተዘይኮነ ጠንቂ እቲ ህልቂት ክፍኣት ፍጡራት ናይቲ ዘመን እዩ ዝብሃል ደረት ስልጣኖም ሓሊፎም ምስ ፈጣሪኦም ክወዳደሩን ክተሃላለኹን ፈቲኖም ብስልጣንን ምዕባለን ልዕሊ መዛኑኣኳ እንተነበረት ምዕባለኣ መጥፊኢኣ ኮይኑ። እቲ ጥንታዊ ግንቢ ናይዛ ከተማ በቹጽልትን ዝተፈላለዩ ዕንባባታትን ማዕሪጉ በተን ሕብሪ ቀርበት ዘይፈልያ ኣዕዋፍ ክመሓደር ካብ ዝጅምር ናብ ጎበዝ እዩ ተቐይሩ።
ወድሰብ ዘይከም ካልኦት እንሰሳታት ኣብ ዘቤታዊ ጉዕዙኡ ቅልጡፍ ምዕባለ እናኣርኣየ ክመጽእ ጀሚሩ ካብ ናይ ዕለታዊ ቀረብ መግቡ ምሕሳብ ሓሊፉ ድማ ናብ ፍልሰፍናን ሰነፍልጠትን ማዕቢሉ እቲ ቀንዲ መሳልል ደቅሰባት ናብዚ ምዕቡል ናይ ሳይንሰን ቴክኖሎጅን ዘመን ድማ ምሰጢር ፍልቀት ሓሳባቶም አየዩ ኣመዓባብላ ፍልቀት ሓሳባት ኣብ ክልተ ዘይነጻጸሉ ክፍልታት ኣብ ተመክሮን ውጽኢት ተመኩሮን ድማ ይምድብዖ እዚ ልክዕ ከም ደረጃታት ምዕባለ ናይ ሓደ ህጻን ፍልቀት ሓሳባትውን ማዕረ ማዕሪኡ ይኸይድ ፈለማ ደቅሰባት ነቲ ዝጸነሐ ኩነትን ሓሳባትን ምስ ደረጅኡ ክመዓራረዩ የድልዮም ስለዝኾነ ድማዩ ናይ ተመኩሮ ግዜ ዝህልዎም። ብተወሳኺውን ናብ ናይ ውጽኢት ተመኩር ዘሰጋግር መድረኽን ግዜን እዩ ዝኾነ ህጻን ካብታ ካብ ማህጸን ወላዲቱ ዝወጻላን ህላውነቱ ኣብ ዓለም ዝእወጀላን ደቺቕ ኣትሒዘ ናይ ተመኩር ግዚኡ ኣሃዱ ኢሉ ንክጅምር ሕጊ ተፈጥሮ የግድዶ ብዝተፈላለዩ ናይ ህይወት ግድላት ምዕባለ ኣካላትን ስነ ኣእምሮን ካልእን ድማ ይሓልዓ ብመንጽር ዝሓለፎ ተመኩርን ካብኡ ዝቐሰሞ ዓቐን ፍልጠትን ብልሕን ብዘይ ናይ ዕድመ ገደብ ናብ ናይ ውጽኢት ተመኩሮ ግዜ ይኣቱ ኣብቲ ሓቀኛ ዓለም ድማ ልክዕ ከም ሓደ ናይ ዩንቨርሲቲ ተማሃራይ ብክልሰ ሓሳብ ተመሪቹ ናብቲ ግብራዊ ውድድር ናይ ዓለምና ይጽንበር ናይዛ ከተማና ተማራማሪ ሰነ ኣእምር ዝነበረ ሊቅ ብዛዕባዚ ክገልጽ አንከሉ መሰረት ህሉው ኩነታት ዓለም ምስጢር ፍልቀት ሓሳባት እዩ ይብል ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እዚ ብማሕበራዊ ፍጡር ዝፍለጥ ወዲሰብ ብብዝሒ ብዓቐን ይኹን ብዓይነትን ደረጃታትን ምዕባለ ገሊጽካ ክውዳእ ብዘይኽእል ሕሉፍ ተመኩሮን ግዜን ዝሓለፈ ፍጡርዩ። ኣብዚ ዝተራቐቐን ቅልጡፍ ምዕባለ ዝነበረሉን ግዜ ድማ ምስ ምውሳኽ ብልሒ ኣእምሮ ደቅ ሰባት ጥቕምን ኣገዳስነትን ፍልቀት ሓደሰቲ ሓሳባት ብዝተዓጻጸፈ ጎሊሑ ክረኣዮም ጀሚሜሩ ስለዝኾነ ድማዩ ካብ ዝሓለፈ ናይ ቃልሲ ሳይንሰን ፍልስፍናን ከምኡውን ናይ ኢንዱስትርን ዓውለማን ዘመን ብዝተፈልየ እዚ ተበጺሑ ዝነበረ ዘመን ናብ ናይ ብልሒ ኣእምርን ናይ ሓበሬታን ቴክኖሉጅን እዋን ዝዘንበለ ካብዛ ብምዕባለ ከም ባቡር ትሕምበብ ዝነበረት ዓለም እዋናዊ ፍልጠት ዘይዓጠቐ ሰብ ከም ኣብ ምድረበዳ ብዘይ ማይ ዝጉዓዝ እዩ እንተተባህለ ምግናን ከም ዘይኮነ ባዕሉም ደቅ ሰባት ዝሰማምዕሉ ነጥቢ እዩ። ኮይኑ ተሪፉ ግን ምሰጢር ፍልቀት ሓሳባት ብልሒ ኣእምር ደቅ ሰባት ምኳኑ እዩ መልእኽተኛ ናይ ሲኦል ሚያዝያ ሰዓት ድቀ ይነብር ኣለኩ ኣብ ዝብለሉ ዝነበርኩ እዋናት ካብ ምርጫይ ይኹን ውሳኔይ ንድሕሪት ኢለ ኣይፈልጥን ኣብ ጉዕዞ ህይወተይ እልቢ ዘይብሉም ጸገማት ርእየን ሓሊፈን እየ ከንቱነት ምንባረይ ግን ደባሲ ሓሳብ ሲኢነሉ እታ ከም ማንም መንአሰይ ውዑይ ደም እትጩንጉዕ ህዋሰይ እንተኾነትውን ትርጉም ኣልቦነተይ ግዲ ኣሰልቺይዋ ከም ኣሳሓይታ ቀዝሒ ዝሕልሕል ዝብል ፈሳሲ ናብ ኣካላተይ ክትዘሩ ካብ አትጅምር ውሑድ ኣይገበረትን ሰለምንታይ ንዝበል ሕቶ መልሲ ክደልየሉ ኢለ ሓሲበኺ ኣይፈልጥን ምኽንያቱ ምኽንያት ዘድልዮ ሰለ ዘይኮነ። እሞ ኣነ ዘይኮንኩ እቲ ልኡኽ ኣነስ ከማኻትኩም እየ እዚ ጹሑፍ እንተኾነ ካብቲ መልአኽተኛ ዝተለቃሕኩዎምዩ እምበር ኣነ ደኣ ኣብዛ ትነብሩላ ከተማ ይነብር ምናልባትውን ከም ወዝቢ ኣብ ጎደና ተራኣኢና ንኸውን እቲ መልእኽተኛ ሰሙ ክነግር ፍቓደኛ ኣይኮነን ምኽንያቱ ኣብ ቦታ ፅዮኡ ንሰለ ሰሙ ኢሉ ዝሰርሖ ዕማም ስለ ዘይብሉ ቀንዲ ሰራሕ ናይዚ መልእኽተኛ መዓልታዊ ጸብጻብ ገበርቲ እከይ ካብ ምድሪ ናብ ሓለቓቲ ንሓደ ዘመን ሙሉእ ተሓይርሉ ዝነበረ ሲኦል ምብጽጻሕ እዩ መልእኽቱ ኣብ ዘረኽበሉ እዋን እንታይ ዓይነት ሞሳ ከም ዝወሃቦ ዘጠራጥር እዩ ንሱውን እንተኾነ ብዛዕባዚ ክዛረብ ዝደሊ ኣይመስለንን። ልክዕ እዩ ምስ እዞም ሰድራ ናይ ኣቦኣ ቅድሚ ምሰ ሓትንኣ ናብ ወጻኢ ሃገር ምኻዳ ጌና ህጻን ከላያ ኣዲኣ ሒዛታ ትመጽእ ዝነበረት እምቧእናይ ብሓቂ እዚኣያ እታ ሓፍተይ ኣላልያትኒ ድያ ኣስቂጣ ደኣ ወይ ጋሻዩ መሲሉዋ ሳይሞን እዚ ኩሉ ሓሳባት ኣብ ሞንጎ ነቶም ዓጊነም ተመቕሊሉም ሰላምታ ዝልግሰሉ ዝነበሩ ኣንስትን ሰብኡትንራ ካብ ሓደ ናብ ካልእ እንክናጠር ዘሰላሰሉ ሓሳባትዩ። እንተስ ብፍላጥ ወይ ድማ ብግርህነት ጥሒሰዎም ክሓልፍ እንከሉ በብዝጥዕሞም ተተገምጢሉም ይዕዘብዎ እተን ጓና ሸታ ዘስተንፍሳ ጥሪት ከይተረፉ ብኣድናቐት ክሳደን ዓጺፈን ይጥምታ ነበሪ እዚ ከም ዕቡድ ናብዝን ናብትን ዝብል ፍጡር ገዛውትን ደቂ ዓድን ጥሒሱ ቁልቁለት ወሪዱ ርሑቕ ኣብ ዘይኮነ ብመንጽርታ ዓዲ ናብ ዝርከብ በሪኽ ቦታ ክሓኩር ጀመረ እዞም ምስ ተፈጥሮ ተሳንዮም ዝጓዓዙ ሕብረተሰብ ሸሕኳ ጋሻ ዘኽብሩን ዘየጋይሹን እንተኾኑ ማዕረ ክንድዚ ኣብ ዓይኖም ኣትዩ ንክብርታቶም ዝሕሉ ዘይመስል መንእሰይ ግን ብጥርጣረ ዝጥምትዎ ዘለዉ ይመሰሉ እታ ገጠር ብስሩዕን ንኣሸቱ ህንጻታትን ዝቆመት እያ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከባቢኣ ዝርከብ ዕሙር ኣግራብን ዕንባባታት መሮርን ኣብ ርእሲ ግርማ ግርማ ይውሰኸላ እዛ ብዕድመውን እንተኾነ ካብተን ኣብ ዙርያኣ ዝርከባ ዓድታት ዝገደመት ገጠር ብታሪኽን ጽዋታትን ዝተመልአት እያ ንዝኾነ ኣባልዛ ጥንታዊት ሰፍራ ካብ ንሓው ኣሕሊፉ ክህብ ሞት ብክልተ ኢድ ከም ዝቀሎ ሕሉፍን ህሉውን ዝመሰከርዩ። እዚ ስለ ዝኾነ ድማ ከም ቀደሞም እቲ ንኽንደይ እዋን ከም ዝጸንሐ ዘይነጸረ ጸጥታን ትዕዝብትን ናብ ናይ ቀደሙ ክመልሰዎ ኣይተሸገሩን ወዮ ጎበዝ እንተኾነ ንዓቐብ ናብ ናይታ ዓዲ ቤት ጸሎት እትርከበሉ ቦታ እናደየበ ንድሕሪት ገጹ ብተደጋጋሚ ግልጽ እናበለ ይስጉም ከም ሰብ መጠን ተፈጥሮ የሰተማቕር ኣሉ ክትብሉ ዘጠራጥር እዩ እዚ ሰብዚ ምስዚ ጠባይ ዝና ከም ዘይብሉ ርዱእዩ ሰለዚ ኣብ ውሸጡ ኮይኑ ዝህውኾ ገለ ዝተደጎለ ምስጢር ኣሎ ማለትዩ ኣብ ጥርዚ የማናይ ወገን ናይታ ቤት ጸሉት ዝርከብ ናብ ካልእ ኣንፈት ዝጥምት ጸድፌ ተገቲሩ ድማ እዝኒ ሰብ ብንጹር ክሰምዖ ዘይክእል ምህትፍታፍ ጀመረ ካብን ናብን ብዝተወሰነ ርሕቀት እናተመላለሰ ከም ሓደ በዓል ዋኒን ሕሳብ ናይ ዘለቅሖም ሰባት ዝገብር ዘሉ እንክመስል ብተደጋጋሚ ቀጸለ ድቐ አብ ሂወተይ ምሉእ እንታይነተይ ከይፈለጠ ክብረተይ ዘይሕሉ ሓጎሱን ረብሑኡን ጥራይ ዘቐድም ሰብ እሞ ከኣ እዚኣ ሓፍተይ እትኸውን ሰብ ኦህ ጎድ እኖኖኖ ኩሉ ሰብ ሓደዩ ማለት ድዩ ዴመት እንታይዩ እዚ ህይወት ሰግንጠርነት ሕጊ ኮይኑ ገለን ካልኣይ ንክህልዎ ደም እናነበዐ ይጽሊ ገለን ከኣ ሓው በዚሕዎ ኩናት ይኣጉድ ግን ሰለምንታይ የሰ ክኸውን ኣለዎ ንሳ ውን ጓል ሄዋን እንድያ ካብ ዓንኬል ጠባይ ሄዋን ክትወጽእ ኣይትኽአልንያ። እዚኣ ከኣ ኣብ ክንዲ ኣቕሪበ ናይ ውሸጠይ ጸልማትን ቃንዛን ከዊለ ከሐጉሳ ዝፈተንኩ ግን ምኽኣል ሰኢናዶ ትኸውን ኖኖ ኩሉ ግዜ በደላት ደቅ ሰባት ኣብ ልዕለይ እናሸፋፈንኩ ክነብር የብለይን ግንሞ እንታይ ደኣ ኣታ ኣምላኽ መንዩ ዝመጽእ ዘለ ይገርም እኳዩ ማዕረ ክንደይ ደፋርያከ ናብዚ ትመጽእ ኣነ መጺአያ ዘይተቐበለትንሰ ድቐ ሳይሞን ስለምንታይ ሰለምንታይ ግን እዚ ኩሉ ዓመታት ሰለምንታይ እናፈለጥካ ደሃይ ዘይትገብር ኣነ ኣብ መዋጥር ናይ ህይወት ኣትየ ሓቀኛ እንታይነተይ ጠፊኡኒ ብጓሂ እናነበርኩሰ ሓወይ ነርካኒ ኦው ነው ሁ ኣም ኣይ መልሰለይባ መልሰለይ ኒያት ክሳብ ሕጂ ኣይፈልጠክንየ ንስኺ ውን ትፈልጥኒ ኣይመሰለንን እንተ ፍቓድ ፈጣሪ ኮይኑ ወይውን ብሰሪ ምሰ ነብሶም ዝቐሓሩን ገዛእ ቁሰሉም ከሕውዩ ዘይከኣሉን ሰድራቤታት ኣይተራኸብናን ልክዕዩቅድሟ ውሑድ ዘይኮነ ዓመታት ህጻን እንኾለኺ ኣብ ብርሃን ዘይነበሮ ገዛ ሰዒመኪ ኔረ ኣብቲ ሸዑ እዋን ንእሸተይ ስለ ዝነበርኩ ከምኡውን ዝውጥጠኒ ነገርን ሃለዋትኪ ከይከታተል ዝዓግትን ካብ እምባ ዝዓቢ መንደቕ ኣብ ቅድመይ ኔሩ ቁረብ እሞ ሕስብ ኣብለሊ ነቲ ኩነታት ርኢኺ ንስኺ ካልእ ሓውን ሰድራን ኣነ ድማ ካልኦት ስድራን ኣሕዋትን ኣብ ዝነበረና እዋገን ርሕቐት ቦታ ከይኣክል ርሕቀት ልብታትተን ሰድራቤታትውን ኔሩ እዩ ንምኳኑ ነቦና ትፈልጥዮዶ ብርግጽ ርኢኽዮ ከምዘይትፈልጢ ርዱእ እዩ እዝከረኒ ሓደ ግዜ ሓድሸ ጅንሰ ዝዓይነቱ ክዳን ገዚኡ ኣምጺኡለይ ነይሩ ጉዳይ ህዝቡ ሃልይዎ ተሃዊኹ ሰለ ዝነበረ ብሓደ ሓዲርና ንጽባሒቱ ብሓደ ኣነ ማማ ባባ ኣብ ሓደ ቤት ሰአሊ ተሳኢልና ድሕሪኡ ንሱ ናብ ጉዳዩ ከይዱ ካልእ እዋን ድማ ንሱን ሰሙ ዘይዝከሮ ዓርኩን መጺኦም ከጻውቱኒ ኣምሲዮም ንጽባሒቱ እንተተንሳእኩ ግን ኣይጸንሑን። ድቐ እታ ዕለታዊ ሰርሓ ፈጺማ ምስ ጥዑም ዝሸቨትኡ ንፋሳትን ተሰንያ ወርቃዊ ብርሃን እናሃበት ትሰናበት ዝነበረት ጸሓይ ነዞም ክልተ ፍቹራት ክትብሉም ዘየድፍሩ ሰባት ንክትብል እተማሲያ ትመሰል እቲ ኣብ መንጎኦም ዝነበረ ጨርባሕባሕ ናይ ቃላትን ነውጺ ናይ ሓሳባትን ኣብ ምኽታሙ ጸሓይውን መዕረፊኣ ክትሕዝ ትደናደን ነበረት እቲ ህልኽ ንግዜኡ ጸጥ በለ እቲ ወዲ ኣዳም ናይ ውሸጡ ዝርዳእ ዝሰኣነ እንክመሰል ናብዝን ናብትን እናበለ ይምድር እቲ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ናይዛ ገጠር ግዲ መቂሩዎም ወይ ድማ ዛዕብኦም ዘይዛዘመ ኮይኖም ቃላት ክታኾሱ ይረኣዩ እታ ጓል ሄዋንውን እንተኾነት ኣዝዩ ረገድ ጃኬት ተኸዲና ኢዳ ኣመሳቺላ ኣብ ዘላቶ ቀዚዛ ምርኢት ናይቲ መንአሰይ ትከታተል ዘላ ትመስል ፈለማ ክትርእዮ እንከላ ሓዋ ምኳኑ ምስ ፈለጠት እንታይ ሒዝዋ ነጢራ ዘይሓቐፎቶ ንዓኣውን መልሲ የብሉን። ከም ኣማራጺ ኣብ መሳኹቲ ተሌቪዥን ሓበሬታ ምትሕልላፍ ወይ ከም መርድእ ዝነግር ኣብ ፈቐዶ ጎደናታት ሰምን ዘይንጹር ናይ ብሞባይል ዝተቀርጸ ምስላን ምዝርጋሕ እዩ እዚ ግን ዕሸነትዩ ምስ ክብሩን ዝናኡን ዘይከይድ ዕሸነት እታ ካልኣይን እንኮን ምርጭኡ እታ ኣብ እጅገ ናይ ጻዕዳ ካምችኡ ዝነበረትሞ ክሳብ ሕጂ ዘይተሓጽበት ንጣብ ደም እያ። ሓይሉ ኣኪቡ በታ ሰልኪ ቁጽሪ ደዊሉ ንቆጸራ ሓተታ ንሳ እንተኾነትውን ፍቓደኛ ነበረት ኣብ ናይ መጀመርታ ርክብ እንታይ ክኽደን ከም ዘለዎ ሓሲቡሉ እዩ ውዒሉ ቦታን ግዜን ድሕሪ ምሕባር ዝርርብ ተቿረጸ የስአይ ሜድ ኢት የሰ የስ የሰ ከም ጹሉል ኢዱ ዓሚኹ ካብን ናብን እታ ኽፍሊ ተናጠረ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ንዓርኩ ዘየማኸሮ ዋላኳ ቅር እንተበሉ ካብ ምቨጋሩ ትም ዝሓይሸ ኮይኑ ተሰመፆዖ ሚያዝያ ድቐ ኣብቲ ኣዳራሸ ናይቲ ሆቴል ነጊሱ ዝነበረ ሕሹኽሹኽታ ፍቹራት መቐረት እናወሰኸ ክኸይድ ይርአ ኣብ ማእከል ወገን ኣብ እትርከብ ጣውላ ተቐራሪቦም ዘዕሉሉ ዘለዉ ፍጡራት ንኣዳምን ሄዋንን ይመስሉ ኣነኮ ንፈጣሪ ብልቢ እየ ዘመስግኖና እዋእ ኢሂ ንዓኺ ብምልላዩ ኣነኳ ካብታ ንዓኺ ዝራኣኹልኪ ሰዓት እንድዒ ቃላት ዝሓጸሮ መሰለሰ ኢዱ ሰዲዱ ድማ ኣጻብዕታ ክደርዝ ጀመረ ኣብ ሕሉፈይ ኣብ ልዕሊ ደቅ ኣንስትዮ ዝነበረሂ ኣረኣእያ ኣዝዩ ተነቃፊ ኢዩ ኔሩ። እዞም ክልተ ኣዕሩኽ ኣብ ግዜ ጸገም ይኹን ሓጎስ ፈለማ ምሰጢሮም ነንሓድሕዶም እዮም ዝካፈሉ ዳዊት ናይ ዝሓለፈት ምሸት ኩነታት ክዝክራ ዝደሊ ኣይኮነን ድሕሪቲ ዝጎነፎ ፍጻመ ብኸመይ ናብዚ ሆስፒታል መጺኡውን ዝፈልጦ ኣይነበርን ብቐዳምነት ዝተዓዘባ ነታ ለዋህ ዝበላ ኣላይት ሕሙማት ዩ ናብ ሓቀኛ ዓለም ኣብ ዝተመልሰሉ እዋን ብሰንኪ ሕሉፍ ዝኽሪ ከም ናይ ኣእምሮ ስንኩል ዓበድበድዩ ጀሚሩ ነይሩ። እዚ ኣነ ዝዛረቦ ዘለኹ ኣብ ግምታትን ሳይንሳዊ ተኽእሉታትን ዝተሞርኮሰ እዩ ሓደ ናይዛ ከተማና ናይ ቀደም ፍላሰፋ እንታይ ኢሉ መስለኩም እዚ ዘመንዚ ኣብ መንጎ ሕሉፍን መጻአን ዝርከብ መስትያት እዩ ኢሉ ኔሩ። እዚ ፍላስፋ እንታይ ማለቱ ምኳኑ እንተ መርሜሚርኩም ንበል ኣብ ፊት መስትያት ደው ኢልና ኣለና እዚ ብስነ ሓሳባዊ ኣገባብ ምስ ዝግለጸ ከም ሓደ ቅኑዕ ሰሉስ ኩርናዕ ኣብ ማእከሉ ብማዕረ ዝስንጥቕ ሕንጻጽ ዘለዎ ማለት እዩ እቲ ሕንጻጽ ንሱ እቲ መስትያት ማለት እዚ ዘመን እዩ። ብኻልእ ኣገላልጻ ልክዕ ከም ሰንሰለታዊ ምዕባለ ናይ ደቂ ሰባት ካብ ድሑርነት ክሳብዚ እዋን ከምኡ ድማ ካብዚ ናይዚ እዋን ምዕባለ ናብ ድሑርነት ዝመርሕ ኣገባብ መሰርሕ ሓደን ዝመሳሰልን እዩ በቃ ከም ካብ ሓመድ ዕትሮ ትፈጥር እሞ ምስ ኣረገ ናብ ሓመድ ዝምለስ እዛ ዕትሮ ዓለምና ድማ ከምኡ። ነታ ሓንቲ ዘይሓዝኩምላ ህይወትኩም ኣብ ቀር እንክትሓብኡ እቲ ንጉስ ህጻን ግን ኣብ ቃልዕ ምሕዳሩ ነብሱ ዝመነነዶ ይመስለኩም ኣይኮነንአይኮነን ኣቱም ሰብ ድሑር እምነትንሱስ ገዛኢ ናይቶም ከም ንፋሰ ዝሸቡ ኣብ ቋሕ ሰም እሰትንፋሰ ዝሰልቡ ናይ ድነ ሃደንቲ ስለ ዝኾነ ምበር ከምቲ ቅድሚ ብዙሕ ዘመናት ጎይታ ናይዚ መሬት ዝነበረ ንጉስ ኣብ ጸልማት ዝሰልጠነ ህይወቱ ንመሰዋእቲ ዝወፈየ በዓል ጻዕዳ ልቢዩ። ድሮ ተበራቢሩ ኣብ ሓሳብ ጥሒሉ ጸንሓ ቁሊሕ ኢሉ ኣብ ዝተዓዘበሉ እታ መልኣኽ ናይታ ለይቲ ብዙሕ ኣይተቐየረትን እንተ እቲ ክፍሊ ግን ካብ ገነት ናይ ሰማይ ናብ ሆስፒታል ናይ ምድሪ ተለዊጡ ምሕዳሩ ኣደነቐ። ከምቲ ዝፈርሖ ሰለ ዘይጸንሖ ግን ነዊሕ ኣስተንፈሰ እታ ነርስ ድማ ገዲፋቶም ናብ ካልእ ክፍሊ ከደት ድቐ እቲ ብዓይኑ ዝሰሕባ ዝነበረ ጎበዝ ክትሰዕሞኳ እንተተምነየት ሞያኣ ዘፍቅደላ ሰነ ምግባር ብዘይምኳኑ ቁጽሪ ሰልካ ሂባቶ ምስናይ ሰናይ ምንዮታ ናብ ኣኮኣ ተበገሰት ኣብ ሓንጎላ ዝመላለሱ ጽቡቓት ሓሳባት ምስ ነብሳ ከም እትሓዋር ገበራ ጸሎት ኣኮኣ ዝተሰምዐ መሲሉዋ ድማ ልባ ብሓጎሰ ተመልአ ብፍሱህ ጉዕዞ ድማ ናብቲ ቤት ብዝበጽሐት ተወሳኺ ሓጎሰ እዩ ጸኒሑዋ እቲ ዳግማይ ንክትርእዮ ዝተመነየት ህጻን ጽላለይ ከምይ ውዒልከኪ። ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ሰራሕ ኣነ ደኣ ማዕረ ክንድኡ ዘይትመሰለኒ ኔርካ በለ እቲ ቀይሕ ቀጢን ሰብኣይ ብፍላይ እታ ናይ ኣብስትራክት ሰራሕካ ንኢደያ ወሰኸ እቲ ቁንጹብ ከደራይ ሰብ እቲ ነዚ ዝሰምዕ ዝነበረ ጨጓር መንእሰይ ናይ ምስጋና ምልክት ሓደ ክልተ ግዜ ርአሱ ድፍእ ኣቢሉ መለሰሉም እንግዶት ናይዚ ሓምላይ ቀጽሪ ክሳብ ሰዓታት እቶ እቶ ቀጻሊዩ። ኣጋይሹ እንተኾኑውን ናብዚ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ቦታ ካብ ምምልላስ ኣይተርፉን ልሳንልሳን መጽሄት ልሳን ኣቃልሐ ሓደ ቀልባዕባዕ ዝብል ሩሕ ዘይብሉ ቀዋልዓ ክንቲት ኣታ ቀቆልዓንዓስከ ዝብል ሃዳዲ ጻውዒት ድማ ብሓደ ኩርናዕ ይሰማዕ ድቐ ኣዝያ ምልክዕቲ ጎርዞ ኣብቲ ሸኻ ኣሳፊሓ ሓንቲ ቀይሕ ዝሕብራ ንእሸቶ መጽሓፍ ከተንብብ ትረአ ነተን ኣብ ከባቢኣ ዝዝንብያ ኣዒንቲ ኣጉባዝ ግዲ ከይገበረት ተልእኾኣ ንምፍጻም ነታ መጽሓፍ ኣተኩራ ተንብብ እንተስ ወዲኣ ወይ ድማ ኮላፊ ሓሳብ መጺኡዋ ነታ መጽሓፍ ዓጺፋ ንርእሳ ናብ የማናይ ኢዳ ኣተርኢሳ ናብ ውቅያኖስ ሓሳብ ጠሓለት እቲ ቀንዲ ምኽንያት ነዚ ክሰተት እዚ እታ ኣብዛ መጽሓፍ ዘንበበታ ኣብ ሓምላይ ቀጽሪ ርኸብኒ እትብል ሰምዕታ እያ ቅድሚ ሳልሰቲ ገይቫትሉ ኣብ ዝነበረት ዓዲ ዝረኸበቶ ሓዋ ዝተላበዋ ቃል ድማ እየዩ ዘይከምቲ ንሳ ዝሓሰበቶ ኩነታት ካልእ እዩ ኮይኑ። እቲ ዝነበረ ሰርቢ እንታይ ሒዙ ክመጽእ ከም ዝኽእል ኣይንታዮምን እዩ። እታ ምሰአን ዝነበረት ጎርዞ ብሓቦ ናይ ዓባይ እናተገረመት ናብቲ ብቕድሟኣ እናጎየየ ሰሕት ኢሉ ግልጽ ዝብላ ዝነበረ ምዕሩግ መንእሰይ ፍሸኽታ ኣሰንያ ሰሪቃ ጠመተቶ እንተ እቲ መጽሄት ዝሸይጥ ህጻን ግን ብዘይ ዝኾነ ሰምዒት ኣብታ ዘለዋ ኮይነ ናብቲ መዳራይ የቕባሕብሕ እቲ ፍረ ገጹ ብዝተፈላለየ ሓሳባት ዝተመልአ ምቕሉል መዳራይ የማናይ ብርኩ ሰይሩ ነቲ ህጻን ኣብ ነብሱ ኣጥቢቹ ሓቀር ብዝገመታ ካብ ነብሱ ብምፍንታት ድማ ግንባሩ ሰዓሞ ኦገዛኢ ናይዛ ከተማ እቲ ሰዓት ኣኺሉእቲ ኩናት ድማ ተጀሚሩዩኪድ እቲ ግቡእካ ግበር። ወዮ እንጣጢዕ ትቕብል ኣቢሉ ሰብ ናብ ሰቡዘብኢ ናብ ገረቡ ትብል ጓል ጓለይ ብምባል ንሰብ ዘሸቹርር ሰሓቕ ከም ዝሰሕቹ ገበርም እንታይነት ናይታ መቓብር ሸዑዩ ተረዲእዋ መቓብረይ ኣንፈጥፈጠት ሚያዝያ ቅቐ ኣብ ዓራታ ተኾዲማ ነቲ ኣብ ቅድሚኣ ብዘይ ዝኾነ ሰምዒት ዝጥምታ ዝነበረ ሓዋ ብርህራሀ ጠመተቶ ሓዋ ካብ ምግራም ሓሊፉ ዝብሉ ኣይነበርን ንሓፍቱ ካብ ዝቐብጻ ነዊሕዩ ኮይኑ። እቲ ተኸፊቱ ዝጸንሐ ጋህስታት ብህድኣት ክዕጾ ጀመረ ፍቕሪ ናይ ምውታን ከምዚ ካብ ኮነ እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ናይቶም ህያዋን ደኣ ማዕረ ክንደይ ምልኣት ክህልዎ ይኽእል ምግማቱ ኣይተቨሸገረትን ካብ ተንበርኪኻትሉ ዝነበረት ብድድ ምስ በለት ንርስሓታ ዘጽሪ ክመሰል ኪፍኪፍታ ማይ ከንጠብጥብ ጀመረ ክብሪቲ ቦታ ንምሕላው ድማ ብዘገምታ ካብቲ ቤት ፍቕሪ ወጸት ምዕራፍ ትሸዓተ ገምቢ ቅዱሳን ሚያዝያ ቅቐ ጥዑም ዝመኣዝኡ ሸታ ናይ ዝተፈለለዩ ዓይነት ዕንባባታት ነቲ ዝሑልን ጠሊ ዝሓዘን ኣየር መቐረት እዮም ኮይኖሞ።