Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convertir en PDF
  • Liste de lecture
  • Abrégé
  • Livre audio
  • Chercher
  • Télécharger
  • myzon
  • S'identifier
  • registre
English  አማርኛ  Français  العربية
Livre du jour

1 መልክዐ ምድር-6.pdf


  • word cloud

1 መልክዐ ምድር-6.pdf
  • Extraction Summary

መብዛሕትኡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከቡሉ ቦታ ሬዞን ነገ ወልደ ኣዴርይ ነገ አዛሄል ነገ ፋ ወልዶ ኣዴር ይ ነገ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ጐይታ ብዛዕባ ነገረ ምጽኣት ኣብዚ እምባ ቤተ መቕደስ ከም ዝሰርሐ መጽሐፍ ቅዱስ ይነግረና። ደብረ ጽዮን ጽዮን ማለት እምባ ማለት እዩ ። አታ እግዚአብሔር ዝሓረያ እምባ ጽዮን ጽብቐትን ልዕል ዝበለትን እያ ።

  • Cosine Similarity

እስራኤል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዘለዋ ሃገራት ዝተፈለየ ቦታ ከትሕዝ ዝኸኣለት ብመንጽር ኣብ መንጐ እግዚአብሔርን ሰብን ዘሎ ርከብ ኣዝዩ ብዙኅ ታሪኻት ዝተፈጸመላ ብምኳና እያ ሀ ማዕከለ ምድር ብምኺና እስራኤል ብመንጽር ናይ ዓለም መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ከትርአ እንከሎ ኣብ ማእከል ዓለም ዘላ ሃገር እያ ማእከላይ ምብራቕ ተባሂለን ካብ ዝጽወዓ ሃገራት ሓንቲ ምኺና ነዚ ሓቂ ዘረጋግጾዩ። ፓምፔ ዝተባህለ ሮማዊ ጀነራል ንኢየሩሳሌም ወረራ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ሄሮድስ ዓቢ ንጉሥ እስራኤል ኮይኑ ብቄሣር ናይ ሮም ተሸመ ሰ ታሪኸ እስራኤል ድሕሪ ልደተ ከርስቶስ ዘርኢ ሰንጠረጅ ድሕሪ ልደተ ከርስቶስ ዓምፈ ኣብ እስራኤል ዝተፈጸመ ታሪኸ ፋ ሄሮድስ ዓቢ ሞተ ኣይሁድ ኣብ ልዕሊ ሮማውያን ዓለዉ። ናዝሬት ኣብ ኣውራጃ ገሊላ እትርከብ ከተማ እያ። ድሕሪ ዕርገት ጐይታ ኣብ ገሊላ ዝነበሩ ኣይሁድ ኣብ ልዕሊ መንግሥቲ ሮም ስለ ዝዓለዉ ሮማውያን ብዓም ንኢየሩሳሌም ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ኣፍረስዋ ድሕሪ እዚ ግና ገሊላ ብሃይማኖታውያን ኣባይተ ትምህርትን ዓበይቲ ምኩራባትን ኣዝያ ገነነት ኣውራጃ ገሊላ ካብ ሰሜን ከሳብ ደቡብ ኪሎ ሜተር ካብ ምብራቕ ከሳብ ምዕራብ ድማ ኪሎ ሜተር ይዝርጋሕ። ትርጉሙ ናይ ናሆም ዓዲ ማለት እዩ ኣብ ገምገም ባሕሪ ገሊላ ብወገን ሰሜን እትርከብ ወደባዊት ከተማ እያ ሩባ ዮርዳኖስ ናብ ባሕሪ ገሊላ ኣብ ዝሕወሰሉ ቦታ ንሸነኸ ምዕራብ ትርከብ። ማቴ ቫ ከምኡውን ካብ ዓመት ኣትሒዙ ደም ዝፈሳ ዝነበረት ሰበይቲ ዘሕወያ ኣብ ቅፍርናሆም እዩ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ይኹን እምበር ኣብ ውሽጣ ዝነብሩ ዝነበሩ ሰባት እዚ ኩሉ ተኣምራት እኳ እንተረኣዩ ከኣምኑ ግና ኣይከኣሉን በዚ ምኸንያት ዓስኺ ኣቲ ቅፍርናሆም ከሳብ ሰማይ እኳ እንተ ተለዓልኪ ክሳብ ሲኦል ከትወርዲ ኢኪ። ካብታ ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ አንቅፀ አባግዕ እትርከብ ቤተ ሳይዳ ዝተፈለየት እያ ከም ቅፍርናሆም ወደባዊት ከተማ ኮይና ኣብ ሰሜናዊ ጫፍ ባሕሪ ገሊላ እተደኩነት እያ ብወገን ምብራቕ ሩባ ዮርዳኖስ ተጐዝጐዝዋ ናብ ባሕሪ ገሊላ ይፈስስ። ትርጉሙ ድማ ናይ ሰላም ከተማ ማለት እዩ። ኣብ ውሽጢ ናይ ሎሚ ኢየሩሳሌም እትርከብ ጥንታዊት ኢየሩሳሌም ሸውዓተ ኣፍ ደጌታት ብዘለዎ ቁመቱ ሜትር ንውሓቱ ድማ ኪሜ ብዝኾነ ግንቢ እተሓጽረት እያ አዚ ናይ ቀጽራ መንደቕ ኣብ መፋርቕ ክፍለ ዘመን አብ ዓም ዑስማናውያን ቱርካውያን ኣብ ዝወረርዋ ጊዜ ዝተሃንጸ እዩ። ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ኣብ ኢየሩሳሌም ካብ ዝርከቡ ታሪኻውያን ቦታታት ሓደ ቤተ መቅደስ ሰሎሞን ተደኩናቶ ዝነበረት ቦታ ከኸውን እናከሎ ሎሚ እስላም ናይ ከውሒ ጉልላት ወይ መስጊድ ኦማር ዝብሉዋ ሓኒጾመላ ይርከቡ። እዚ ናይ ኢትዮጵያውያን ቤተ ከርስቲያን እዩ። ንጐይታ ናብ ርስቲ ኣዲኡ ጐልጐታ ወሲዶም ከይቐበርዎ ስለዝመሰዮም ዮሴፍ ንባዕሱ ኣብ ዘዳለዎ መቓብር ቀበርዎ ሎሚ ኣብ ኢድ ግሪኻውያን ይርከብ ሎሚ እዛ ቅድስቲ ከተማ ኢየሩሳሌም ኣብ ዓቢ ውጥረት ትርከብ። ካብ ምዉት ባሕሪ ንምዕራብ ካብ ኢየሩሳሌም ድማ ኪሎ ሜተር ንሸነከ ደቡብ ርሒቓ እትርከብ ከተማ እያ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ ሜትሮ ብራኸ ኣለዋ ኣብ ጊዜ ጥንቲ ቂርያት አርባዕ ትብሃል ነበረት ዕድመ ሳራ ዓመት ነበራ ሳራ ኣብ ቂርያት አርባዕ ማለት ኬብሮን ምድሪ ከነዓን ሞተት ዘፍ ዘፍ ። ቅዱስ ዳዊት ኣብ እስራኤል ዓመታት ከነግሥ እንከሎ እተን ዓመታት ኣብ ኬብሮን እተን ዓመታት ድማ ኣብ ኢየሩሳሌም ዋና ከተማ ብምግባር ዝነገሦ ደሚርካ እዩ። ሎሚ ድማ ኣብቲ ጐይታ ዝተወለደሉ ቦታ ካብ ብሩር ዝተሰርሐ ጩራ ዘለዎ ኮከብ ኣብቲ ምድሪ ቤት ተነጺፉ ይርእ ኣብ ዙሪያኡ ዝኣኸሉ መብራህቲ ኣብሪሆም ኣብታ ከተማ ሽሕ ሕዝቢ ይነብርዋ ካብ ቤተ ልሔም ንሸነክከ ሰሜን ቁሩብ ውጽእ ኢልካ ሓደ በዓቲ ይርከብ እዚ ናይቶም ሄሮድስ ዝቐተሎም ህጻናት መቓብር እይዩ መ ቢታንያ ካብ ኢየሩሳሌም ኪሜ ንሸነከ ምብራቅ ርሒቃ ኣብ ምብራቓዊ ቆላቹል ደብረ ዘይቲ እትርከብ ኩርባታት ዝበዝሓ ከተማ እያ ሎሚ ዓዲ አዕራብ ከትከውን እንከላ ኤልኣዛርያቤት በለስ ትብሃል። ይሳሙ ኣብ ጊዜ ሓዲስ ኪዳን ግና ባደመት ኒገባዖን ካብ ኢየሩሳሌም ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ኬሜ ርሒቓ እትርከብ ካልእ ናይ ብንያም ከተማ እያ። ሊልዳ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ካብ ኢየሩሳሌም ኪሎ ሜተር ካብ ኢዮጴ ድማ ኪሜ ርሒቓ ጥቓ ቤንጐርዮን መዕርፎ ነፈርቲ እትርከብ ቦታ እያ ኣብ ጊዜ ጥንቲ ሉድ ትብሃል ነበረት ቅዱስ ጴጥሮስ ኤንያ ንዝተባህለ ሸሞንተ ዓመት ኣብ ዓራት ዝተደነሰ ሰብ ዘሕወየላ ቦታ እያ ግሐ ። ሎሚ ኣብ ኢድ ግሪኻውያን እትርከብ ኮይና ብስም ቅዱስ ጊዮርጊስ እተሓንጸ ቤተ ክርስቲያን ይርከባ ሒቂሣርያ ኣብ ገምገም ሜድትራንያን እትርከብ ከተማ ከትከውን እንከላ ኣብ ብሉይ ኪዳን ታሪኸ የብላን ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግና ኣብ ይሁዳ ዝሽየሙ ሮማውያን ገዛእቲ ይቕመጥዋ ዝነበረት ኣብ ዘመን ሄሮዶስ ዓቢ አተሰርሐት ውቅብቲ ከተማ እያ። መ ሴሎ ሜሎ ማለት ቦታ ሰላም ማለት እዩ ካብ ኢየሩሳሌም ናብ ሴኬም ኣብ ዝወስድ መንጋዲ አተመስረተት ካብ ቤቴል ድማ ኪሜ ርሒቃ እትርከብ ከተማ እያ እስራኤል ናብ ከነዓን ኣትዮም በብነገዶም ትኸፋፊሎም ከነብሩ እንከለዉ ንሰለስተ ሚእቲ ዓመታት ታቦተ ኪዳን ኣብ ድንኳን ደብተራ ኦሪት ዝተቐመጠትሉ ቦታ እያ። ካብ ሴኬም ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትርከብ ካብ ኢየሩሳሌም ድማ ንሸንኸ ሰሜን ኪሜ ርሒቓ እትርከብ ቦታ እያ ብሳምር ሰማርያ ተባሂላ ተጸወዐት ነገ ነዛ ከተማ ዝመሥረታ ግን ንጉሥ ዘንበሪ እዩ እዚ ዓመት ቅድሚ ልደተ ከርስቶስ እዩ ዘንበሪ ካብ ሳምር ከልተ መኸሊት ብዝምዘን ብሩር እምባታት ገዚኡ ነዛ ከተማ ሃነጸጻ። ኣብ መጽሐፍ ቅዱስ ፍልስጥኤም ዝብሃል ቦታ ካብ አስራኤል ብወገን ደቡባዊ ምዕራብ ዝርከብ ቦታ ከኸውን እንከሎ ብወገን ምዕራብ ምስ ሜድትራንያን ብደቡብ ምስ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ምስ ግብጺ ዝዳወብ ከባቢ እዩ። እዚ ሎሚ ኣብ ኢየሩሳሌም ይርከብ ። ኣብ ቢታንያ ቤተ አልዓዛር ካብ ኢዮርሳሌም ብወገን ምብራቅ ኣብ እትርከብ ከተማ ቢታንያ ብስም ኣቡነ ተከለሃይማኖት እተሃንጸ ሓደ ናይ ኢትዮጵያ ቤተከርስቲያን ኣሎ ። ንሳ ኣብ ቤተ መንግሥቲ ኣብ ዝነበረትሉ ጊዜ ሐማ ዝብሃል ናይ ንጉሥ መኮንን ኣብ ልዕሊ ኣይሁድ ብጽልኢ ተላዕለ ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተመዝገቡ ኣብ ዘመነ ብሉይ ነገሥታት ሶርያ ዝነበሩ እዞም ዝስዕቡ እዮም ተቁ ስም ንጉሥ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከቡሉ ቦታ ሬዞን ነገ ወልደ ኣዴርይ ነገ አዛሄል ነገ ፋ ወልዶ ኣዴር ይ ነገ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ረአሶን ነገ ኢሳ ኣብ ዘመነ ሐዲስ ኣብ ቀዳማይ ሚእቲ ዓመት ከርስትና ካብ እአተሰብከለን ሃገራት ሓንቲ እያ ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ጻውዒት ከርስትና ዝመጾ ከርስቲያን ከሳድድ ናብ ደማስቆ እናተጓዕዘ እንከሎ እዩ። ኣብ ጊዜ ቅዱስ ጳውሎስ ናይ ዓመታት ዕድመ ነበራ። ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ሮም ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ካብ ዝጸሓፎም ኣርባዕተ መልእኸትታት እታ ሓንቲ ናብ ሰብ ኤፌሶን ዝተላእኸት እያ። ባሕርታት ኣብ ሃገረ እስራኤል ከልተ ዓበይቲ ባሕርታት ይርከቡ እቲ ቀዳማይ ባሕሪ ገሊላ ከኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ድማ ምውት ባሕሪ እዩ ፋ ባሕሪ ገሊላ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ሽሕኳ ሎሚ ብዙሓት ጥብርያዶስ ኢሎም ይጸውዕፅዎ ዮሓ ቀደም ግና ባሕሪ ገሊላ ይብሃል ነበረ። ፈለገ ዮርዳኖስ ካብ ሰሜናዊ ጫፍ ምድሪ ገሊላ ካብ እምባ አርሞንኤም ይምንጩ ካብ ሰሜን ተበጊሱ ናብ ደቡብ ድሕሪ ምጐዓዝ ብሰሜናዊ ጫፍ ባሕሪ ገሊላ ይኣቱሞ ንባሕሪ ገሊላ ኣብ ከልተ ከፊሉ ብደቡብ ብምውጻእ ናብ ምዉት ባሕሪ ገጹ ይግስግስ ኣብ ባሕሪ ጨው ኣትዩ ድማ ይተርፍ። ከሳዕ ሎሚ ዝኾነ መዘከርታ ዘይተሰርሓሉ ከኸውን እንከሎ ኣብዚ ሎሚ እዋን ግና ብውሳኔ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶከስ ተዋህዶ ቤተ ከርስቲያን ኤትዮጵያ ሓንቲ ቤተ ከርስቲያን ንምሕናጽ ኣብ ጻዕሪ ትርከብ ኣብ እስራኤል ዘይርከቡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተጠቐሱ ካልኦት ኣፍላጋት እውን ኣለዉ ። ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ግዮንኒል ኤፌሶን ሎሚ ኣየናይ ፈለግ ከም ዝኾነ ግልጺ እኳ እንተዘይኮነ ግዮን ግና ኣብ ምድሪ ኢትዮጵያ ኣብ ከፍሊ ሃገር ጐጀም ደሞት ሰከላ ካብ ዝበሃል ከባቢ ይምንጩ ። ሒ ቀርሜሎስ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ትርጉሙ ፍርያም ተኸሊ ማለት ከኸውን እንከሎ ንማእከላይ ባሕሪ ንምዕራብ ሓዲጉ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነከ ምዕራብ ኪሜ ርሒቹ ኣብ ጥቓ ወደብ ኣይፋ ዝርከብ እምባ እዩ። በዓቲ ኤሌዎን ኣብ ላዕለዋይ ከፍሊ እዚ ደብሪ ይርከብ እዚ በዓቲ ጐይታ ለይቲ ለይቲ ዝሓድረሉ ዝነበረ ከኸውን እንከሎ ቀደም መቓብር ነቢያት ከም ዝነበረ ይንገር ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መልከዐ ምድር ጂኦግራፊ ቤትሰደግፅዛን መድኃኔ ዓለም ገዛ ባንዳ ጥልያን አስመራ ዩ ጐይታ ብዛዕባ ነገረ ምጽኣት ኣብዚ እምባ ኣስተምሃረ። ሎሚ ግና እዚ ቦታ ኣብ ኢድ መሐመዳውያን ይርከብ ጐይታ ኣብዚ እምባ ኣቡነ ዘበሰማያት መሃረ። ኣብ ከተማ ኣምላኽና ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ቅዱስ እምባ ምስጋናኡ ብዙሕዩ ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Commentaires:


memezon

Options de téléchargement | Convertir en PDF | Livre du jour

© dirzon | Conditions d'utilisation | Intimité | Sur | Services | Contact