Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ካብ ጉዕዞታት ታሪኽ ኤርትራ.pdf


  • word cloud

ካብ ጉዕዞታት ታሪኽ ኤርትራ.pdf
  • Extraction Summary

መሪ መሰል ደራሲኡ ብሕጊ እተሓለወ ኢዩ። መኃሪ ሪ መቕድም እዚ መጽሓፍዚ ስማትቶም በብክእለቶም ዝተርጎሙለይ ሰባት ብምምዝጋብን ምስ እዞም ዚስዕቡ ኤርትራውያን ተመዘዙ። ብዘይካ እቶም ብተጽሪ ኣዝዮም ዉሑዳት ጆሆሻሀ ዚብሃል ሃይማኖት ዝነበሮም መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣድመጸ። ኢትዮጵያ ከኣ ድሕሪቲ ንሰላሳ ዓመታት ዝቀጸለ ደማዊ ውግእ ሰላም ኮይኑ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንኪህሉ ክልቴኤን ሃገራት ሰለ እተሰማምዓ ንኤርትራ ከም ናጻ ሃገር ፈለጠታ። ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ከፈተ። ወረቐት ሹመት ከኣ ብኩሉ ዓይነት ቀልጢፉ ኢዩ እተባራበረ። ቅድሚ ካልእ ተሩጠባዊ ትርጉማት ባጤራናኖ ኖችፋ ወትሩ ሃገራውነትናን ባህሊ ቃልስናን ስለ ዝኾነ ሕሊናውን መንፈሳውን ትርጉሙ ዓቢ ኢዩ። እንቷዕ ከኣ ናብ ከምዚ አብቅዓና። መቐየሲ ተጠባዊ ፅብየትናን ቴርሞ ሜተር ዯተጠባናውን ስለ ዝኮነ ከም ሕልናውን መኣዛኡ መዓርጉን ሓይሉን ንምዕባይ ክንሰርሕ ኣገዳሲ ኢዩ። ናይኾም ዝጠቐስኩዎም ቀንድን ካልኦትን ንጥፈታት ድምር ውጺኢት ናቕፋ ንምሕያል ዓቢ ኣበርክቶ ኪህልዎም ኢዩ። ዛጊት ከሲብናዮ ዘሎና መኣዝን ልምዓትን ብሕርሻ ፈጢርናዮ ዘሎና ከባቢን ኣብ ባይታ ኣረጋጊጽናዮ ዘሎና ዕብየትን ምዕ ባለን ንጥዑይ ባጤራ ምቹእ ከም ዝከውን እሙን ኢዩ። በዚ ጥራይ ከይተኣማመንና ብሰምዒት ከይተጋገናን ከም ወትሩ ናብ ዝደለናዮ ንምብጻሕ ዕጥቅና ሸጥ ምባልን ምብልሓትን ስለ ዘየጸግመኖ ከኣ ኣብ ፈለማን ጸጸኒሖምን ብዝተፈሳለየ ምኽንያታት ዚቕልቀሉ ሒቅታታት ብርትዓውን ምኽንያት ምትእትታው ከነዓግሶም ብኣጋ ተቐሪብናሉ ዘሎና ጉዳይ ሰለ ዝኮነ ብዛዕባ ጥዕና ናቕፋ ዘሻቕል ሰክፍታታት ኣይክህሉን ኢዩ። እስኪ ሓንቲ ካብ ኣብ ስደት ዚነብር ኤርትራዊ ዝነበረ እተላእከት ጉሳዕ ታሕጓስ ናጽነት ኤርትራ ንርኤ። ፈጺምካዮ መብጽዓካ ተሓጐሳ ኩላ ናይ ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ብዓወት ተወዲኡ ጀጋኑ እንተ ጠፍኡ ኣሽሓት እንተ ተሰውኡ እንሆ ተራእዩ ፍሪኡ ኤርትራዊ ተሓጉሹ ረኺቡ ጻምኡ ብጽንዓት ተቓሊሰካ ኣሽሓት ሰዊእካ ጽንኩር ኩነታት ሓሊፍካ ክምህ እንከይበልካ ወራራት መኪትካ ኣፍሺልካ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ዓወትካ ዓቲርካ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ፊጺምካ ማሕለኻ ዝረሃራ ሃቻራ ደድነያ ፎዕ ርቀሯዯ ረጋሄማ ዳ ሌሮያሪ ወግዓዊ ሃገራዊ መዝሙር ንኤርትራ ዝገረገጹ ወጻእተኛ ጀነራላት አይክ ስ ምምሕዳር ኤርትራ ኢድሪስ ዓወተን ብረታዊ ቃልስን ሸክ ኣሕመድ ኢብራሂም ፈረስ ምውራድ ባንዴራ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስፖርት ከም ታሪክ ክዝከር ናቕፋ ባጤራ ኤርትራ መደረ ክቡር ፕረሲደንት ኢሳያስ ጉሳፅ ሓርነት ኤርትራ።

  • Cosine Similarity

ከምዚ ኢሉ ከኣ እቲ ባሕሪ ባሕሪ ኤርትራ ተባሂሉ ተፈልጠ። በዚ ከምዚ ዝበለ ምክንያት ከኣ እቲ በቲ ኣዋንቲ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ብመጥቃዕቲ ንጉስ ግራኝ መሓመድ ዝረግጾ ጠፊእዎ ዝነበረ ሃጸይ ጌላውደዎስ እተባህለ ንጉስ ነገስታት ኢትዮጵያ እቲ ካብ ሃገረ ፖርቶጋል ንሓገዝ ኢትዮጵያ ሰራዊት መሪሑ ዝመጽኤ ክሪስቶፎሮ ዳክምረ እተባህለ መራሕ ሰራዊት ሙማቱ ከይኣክልሲ ርእሱ ተቐሪጻ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ቱርኪ ተሰዲዳ ዝብል ጸብጻብ ምስ በጽሐ ኣዝዩ ሓዘነን ጎሃየን እሞ ብወገኑ ንግራኝ መሓመድ ተቲሉ ክሳዱ ቐሪጹ ርእሱ ዘምጽኣለይ ዓራተይ ማለት ንግስነተይ ከውርሶ ኢየ ኢሉ ኣወጀ። ብዝሒ ናህሪ ወራራት ባዕዳውያን ሓድሕዳዊ ግርጭት ኤርትራውያን ማዕረማዕረ ሀ ሐይሊ ወራር ምስራውያን ኣብ ደሴት ባጽዕ ለ ውዲታዊ ምትእትታጡ ሰራዊት ጣልያን ኣብ ወደብ ዓሰብ ሐ ወራር ኢትዮጵያ ብማርሳ ተኽላይ መ ሃገራዊ ሓይሊ ኣብ ጸዓዘጋ ደሻዝማች ሃይሉ ተወልደመድህን ሰ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣብ ሃዘጋ እቲ ኣብ ድባርዋ ገዛኢ ቤተ መንግስቲ ሰሪዑ ንኤርትራ መለኹ ዝነበረ ባዕዳዊ ሰራዊት ምስሪ ኣብ ወደብ ባጽዕን ከባቢኣን ሰሪቱ ኤርትራ ንዓይ ከም ማለት ስኪ ትሐልፍያ እናበለ ክፍክር ከሎ በቲ ሓደ ወገን ከኣ መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ኣፍሪቃ ግድን ግዝኣት ኢጣልያ ህሉ ይግባእ ብማለት ብውዲትን ሓይሊ ገንዘብን ተደጊፉ ምስራውያን ዋላ ብሓይሊ ካብ ወደብ ባጽዕ ኣውጺኡ ምስጓጐ ኤርትራ ንምሓዝ ይህንደድ ነበረ። ስለዚ ከኣ ንጉስ ረ ቀጺሉ ንኣባ ጁሰፐ ሳፔቶ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ መንግስቲ ኮነ ምሉእ ህዝቢ ኢጣልያ ዘይተሓጎሰልካ የልቦን። እንግሊዛዊ ጀነራል ቻርለስ ጀርጅ ጎርደን ናይታ ግዝኣት ውሁደት እንግሊዝ ምስሪ ወረት ይጣ ኣማሓዳሪ ዝነበረ በቲ ኣብ መንጎ እንግሊዝን ኢጣልያን ዝነበረ ግዝኣታዊ ፓሎቲካዊ ውዲት መሰረት ንኣውራጃ ከሰላ ካብ ኤርትራ ቆሪጹ ምስ ሱዳን ኪሕውሳ ላዕልን ታሕትን ዚብል ዝነበረ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ካፒታኖ ጉስታሾ እተባህለ ኢጣልያዊ ብስም ግዝኣት መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ከተማ ኣቐሩርደት መንበሪ ምምሕዳረግዝኣቱ ሰሪዑ ንምልእቲ መታሕት ኤርትራ ክሳዕ ከሰላ ዘመሓድር ዝነበረ ኢዩ። እቶም ብመንግስቲ ኢጣልያ እተላእኩ ፈላጣት ሰብ ሞያ ከኣ ኣብ ኤርትራ ደረቕ ወርቂ ከም ዝርከብ ፈሳሲ ጸሊም ወርቂ ነዳዲ እውን ከም ዚህሉ ኣብ ቁሸት ቤሉል ዓቢ ወደብ ኪስራሕ ከም ዝክኣል ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ቁጽሪ ዘይብሎም ዓይነት ዓሳ ከም ዘለውን እቶም ዝበለጹ ዓይነት ዓሳውን ኣብኡ ከም ዘለዉ ብምፍላጥ ጸብጻቦም ኣብ ርእሲ ምቕራቦም መርመራኦም ይቕጽሉ ከም ዝነበሩን ዘርዚሮም ንመንግስቶም ኣፍለጡ። መጋቢት መድፍዕ ተተኮሰ ባንዴራ ኢጣልያውን ተሰቐለት ሓምለ ኩባንያ ሩባቲኖ ነቲ መሬት ኤርትራ ንመንግስቲ ኢጣልያ ኣረከቦ ሓምለ ማርዮ ጂሉቲ ንመሬትን ደሴታትን ከማሓድር ብመንግስቲ ጣልያን ብወግዒ ተሾመ ብ መንግሰቲ ጣልያን ንመስርሕ ወደብ በይሉል ካብ ባጀቱ ሊረ መደበ የካቲት ወደብ ባጽፅ ብሰራዊት ኢጣልያ ተታሕዘት ጥሪ ውግእ ኣብ ተደዓሊ ተካየደ የካቲት ደጋ ኤርትራ ንምሓዝ ገስገሰ ወርሒ ሕዳር ፅዮ መንገዲ ባቡር ኣስመራ ባጽዕ ተጀመረ መጋቢት ዐጪልዐኮዚዌለ ዚህክለገገቨ ዚብል ሰነ ከረን ብ ተታሕዘት ዕሊዳ ተተሽለ ነ ጣልያን ተታሕዘት ነሓሰ ጀነራል ጋልያኖ ኣሰመራ ተቐጻጸረ ወርሒ ታሕሳስ ተማራመቲ ጣልያን ከባቢ ዓሰብ መጽኡ ጥሪ አርት ከም ግዝኣት ጣልያን ብኣዋጅ ተነግረ ሰነ ማርዮ ጂሎቲ ጸብጻቡ ሒዙ ንሃገረ ኢጣልያ ከደ የካቲት ጀነራል ኣንቶኒዮ ባልዲሴራ ተ ማራ ይይ ኣማሓዳሪ ኤርትራ ኮነ ግንቦት እቶም ተመራመር ኢጣልያ ብደቂ ቤሉል ተቐትሉ ጥሪ ባጀት ኤርትራ ሊረ ኪኸውን ተመደበ ግንቦት ውዕል ውጫሌ ረቺቹ ተፈረመ ቶኒዮ ባልዲሴራ ቀዳማይ ኢጣልያዊ ወተሃደራዊ ኣመሓዳሪ ኣብ ኤርትራ መጄር ጀነራል ኣን ጥቅምቲ ንጉስ ምነሊክ ሲኞር ተዛረን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓንጸጹ የካቲት ራእሲ በሪቪኺ ወዲ ከንቲባ በቪቢት ብመንግስቲ ኢጣልያ ምስሌነ ሓማሴን ተሾመ ብወርሒ ጥሪ መሬት ኤርትራ መሬት ዶሚንያለ ተባሂሉ ብኣዋጅ ተወርሰ ብ የካቲት ውዑል ውጫሌ ፈረሰ ዝወርነፈ ኖቀምጀ ግጋ ጳሇ ረረቋ ውጋሰ ውጫሌ ሓዝ ዳዲሰ ዳፀፃ ሃላሪሙ ዳደንኖ ሃፈረመ። እቲ ዘገርም አብ ኤርትራ ብዘይካ ሓደ ሓደ ፍርስራስ ሀንጻታት ካብ ዘመነ ግዝኣት ቱርኪ እተወርሰ ትሕተቅርጺ ዝርኤ ብዙሕ የልቦንሪ ግዝኣት ግብጺ መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ሰልጣነግዝኣት ብፖሎቲካዊ ሽርሒ ምስ ግብጻውያን ተሰማሚዑ ነቲ ኣብ ነ ትሕቲኡ ዝነበረ መሬት ኤርትራ ንፅ ኦም ኣረኪቡ ብዘይ ጸቕጢ ውግእ ብፍቓዱ ብ ጥሪ ካብ ኤርትራ ወጽኤ። እቲ ውግእ ግን ኣብ ኣፍሪቃ እምበር ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ኣይኮነን ዝነበረ። ዓበይቲ ፍጻሜታት ኣብ ጊዜ ካልኣይ ውግእ ዓለም ካልኣይ ውግእ ዓለም ኣብ ምሉእ ዓለም ታላቢዑ ሰራዊት እንግሊዝ ካብ ሱዳን ተበጊሱ ኣብ ገለባን ከሰላን ምስቶም መጻርርቱ ሰራዊት ኢጣልያ ምስ ተረኸበ ተጀመረ እሞ ብኡ ኣቢሉ ናብ ኤርትራ ሃገርና ለሓመ። ፈላሚ ፖሎቲካዊ ቃልሲ ሓርነት ኣብ ኤርትራ እንተ ነበረያ ኣብ ኤርትራ ግን ዉ እንግሊዝ ቤት ጽሕፈቱ ከፊቱ መጡ ረ ሰለዚ ከኣ ከም በዓል ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያምን ኣቶ ኢብራሂም ሱልጣንን ዝኣመሰሉ ዘለዉዎም ዓበይቲ ኤርትራውያን ብ ሚያዝያ ዓም ናብ ቤት ይረርት ብርጌደር ጀነራል ከኩነዲ ኩክ ኣዛዚ ወታሃደራዊ ውር ዳር እንግሊዝ ከይዶም እንቷፅ ኣብ ኤርትራ ብዓወት ኩም ክንብል ኢና መጺእና ዘሉና ብማለት ሓሳቦም ገለጹሉ። ልኡኽ ዓባይ ብሪታንያ ኤርትራ ኣብ ክልተ ተመቺላ ደጋ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ይተሓ እቲ ቋላ ዘበለ መሬት ኤርትራ ከኣ ስ ሱዳን ይተሓወስ ዚብል ፍሌ ጃው ፍሉይ ሓሳብ ልእኽ ምስሪ ወደብ ባጽዕ ንግብጺ ኪወሃብ ኢዩ ዝግባእ ብማለት መጎተ ልአኻት ሀ ኢጣልያ ለ በልጅዩም ሕ ብራዚል ድማ ብሲኞር ጋስፓሪኒ እተባሀለ ኢጣልያ ኣቢሎም ኤርትራ ነጻ ሜሬ ኪትከውን ይግባእ ኢዩ በሌ። ኤርትራ ናብ ክልተ ትመቐል ብዛዕባ እተን ግዝኣት ኢጣልያ ዝነበራ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ማለት ኤርትራ ሶማልያ ሊብያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ይኹን ኣብ ውልቀ ሓያላን መንግስታት ብሱልን ዘይብሱልን ውሑድን ብዙሕን ኩሉ ተሓዋዊሱ ኪዕለልን ኪዝረብን ኪጽሓፍን ኪንበብን እዋን ምስ ወሰደ ጉዳይ ሊብያ ኮነ ሶማልያ ተወዲኡ ጉዳይ ኤርትራ ግን ጠልጠል ኢሉ ከለ ብ ዓም ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ተሪቡ ሚስተር ጆንፎስተር ዳላስ እተባህለ ናይ ኣመሪካ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ዝነበረ እዚ ኤርትራ ዝብሃል ሃገር ከምወቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሓለፈ ዓመታት ኢትዮጵያ ከጥቅዑ ዝደልዩ ጸላእታ ብረት ዚእክቡሉን ዘመሓላልፉሉን ምእንቲ ከይኸውን ሀ ብወገን ምብራቕ ዚርከብ መሬት ኤርትራ ብሙሉኡ ብቀጥታ ምስ ኢትዮጵያ ኪሓብር መንግስቲ ኣመሪካ ዚድግፎ ሓሳብ ኢዩ። ስለዚ ከኣ ድሕሪ ነዊሕ ዘተ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት እዚ ዝስዕብ ውሳኔ ኣመሓላለፈ አባላት መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ዘውዲ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ውስጠ ነጻ ብምቧን መንግስቲ ኪትሰርዕ እቲ መንግስቲ ፈደራል ግን ሀ ብፖሊስታት ወጻኢ ጉዳያት ለ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንግድታት ሒ መጓዓዝያታት መ ምንቅስቓስ ሓይሊ ባሕሪ ኮነ ወደባት ሰ ሓለዋ ጠረፍ ወዘተ እቲ ዝተረፈ ስልጣነምምሕዳር ብምሉኡ ናይ ኤርትራ ማለት ሀ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ለ ምምሕዳር ሃገር ሐ ምስፍሕፋሕ ትምህርቲ መ ብባይቶ ኤርትራ ዚውሰን ሕግን መምርሕን ምትግባር ፍርድን ፍትሕን ወዘተ ሰ ነዚ ዘሽውን ህንጻ መንግስቲ ከኣ ብሕቡራት ሃገራት ረቺቹ ብባይቶ ኤርትራ ተመርሚሩ ረጊኡ ምስ ጸደቐ ኣብ ግብሪ ይውዕል ወዘተ ዚብል ነበረ። ቤት ጽሕፈት ባይቶ ኤርትራ ሓምለ ዓም መቅድም ብስም ዙሉ ዚኽአል እግዚኣብሔር ንሱ ንኤርትራ ሰላምን ስኒትን ልምዓትን ከም ዚሀባ እቲ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፈደራሲዮን ከኣ ስምም ዕን ጽቡቕ ፍሬን ዝመልኦ ከም ዚኸውን እናተአመንና ንሕና ባይቶ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ሕዝቢ ኤርትራ ኬንና ዴርዴር ንዱ ሕዝቢ ኤርትራ ኬንና ንዓቡራን መንግሥታት ኤርትራ ውፅጠ ነጻ ሃገር ኩይና ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ ሥልጣን ናይ ኢትዮጵያዊት ዘውዲ ምስ ኢትዮጵያ ፈደራሲዮን ከተቕውምን ሀንጻመንግሥታ ከኣ ኣብ መሠረታዊ ሥርዓት ናይ ደሞክራሷያዊ መንግሥቲ ኪምሥረት ስለ ዘማሕጸና ሞሳና እናገለጽና ። ካብ መቕድም ህንጻ መንግሰቲ አርትራ እተባህለ መጽሓፍ ነባር ሃገራዊ ቅዋም ለበጥ ባይቶ ኤርትራ ሓርበኛ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም ካብ እተዛረብዎ ሓያሎ ኤርትራውያን ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ኪብሉ ከለዉ ምስ ሰምዑ አንታ እዚኦምሲ ኢትዮጵያውያን ኣሽንኳዶ ኪገዝአኡኻቫ ክትገዝኦም እኳ ጸገም ኢዩ በሉ ሓደ ካልእ እዋን ከኣ ብዑሱባት ቀተልቲ ተወጊኦምን ዓይኖም ተደፊኖምን ኣብ ቤት ሕክማናኖ ኣትዮም ከልዉ ዓበይቲ ኤርትራውያን ኪበጽሕዎም ምስ መጽእዎም ኣንታ ኣቶ ወልደኣብ እዞም ንእኩይ ስራሕ ተዋፊሮም ዚብዱለኻ ዘለውሲ እንተ ትርእዮም መለለቫዮምዶሇ ብማለት ሓተትዎም። በዚ ምኽንያትዚ ኣቶ ተድሳ ባይሩ ኖብ ማሕበር ፍችሪ ነገር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢትዮጵያ እተባህለ ፖሉቲካዊ ማሕበር ኪሕወሱ ከለዉ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም ግን ምስ ማሕበር ኤርትራ ንኤርትራውያን ኣተዉ። እቶም በቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ኤርትራውያን እውን ከነታቶም ዚፈልጡ ብምንባሮም ነቲ ሽዑ ዝነበረ ራስ እንዳልካቸው መሳይ እተባህለ ወኪል ሃጸይ ሃይለስላሴ ወልደኣብ ወልደማርያም እንተ ረሓቐ ኣብ ኤርትራ ሰላም ኪነግስ ኢዩ ብማለት ለመኑሎም እሞ ከይወዓሉ ከይሓደሩ ካብ ኤርትራ ኪወጽኡ ኣፍቀደሎም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወገኑ ንጽባሒቱ መንግስቲ ቱኒዝያ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ኢትዮጵያ ይኣትወኒ ኣሎ ብማለት ነቲ ቤት ጽሕፈት ኣዕጽዩ ነቲ ኣምባሳደር ሃገረ ቱኒዝያ ከኣ ብ ሰዓታት ካብ ኢትዮጵያ ከም ዚወጽእ ገበረ። ከምዚ ኢሉ ከሎ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብ ዓም ኣብ ሃገር ሱዳን ኣብ ከተማ ከሰላ ብወግዒ ማለት ብኣቬባ ተመሰረተ። ሰራዊት ተጋደሎ ሓርነት ኤርትራ እዚ ጥራይ ዘይኮነስ እቲ ኣብ ዓሰብ ዚርከብ መጻረይ ነዳዲ ገዜ ካብ ጠቕሚ እ ሰለ ዝፈተነ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብዙሕ ኣሸቢርዎ ደጃዝማች ተድላ ባይሩ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣኖም ወረዱ እቲ ብውድብ ሕቡራት መንግሰታት ዓለም ተመሓላሊፉስ ብባይቶ ኤርትራ ረጊኡ ዝጸደቐ ሕገ መንግስቲ ኤርትራ ሃጸይ ሃይለስላሴ እውን ብ መሰከረም ዓም ተቐቢሎም ብማሕተሞም ኣርጊጸጾም ብፊርማኦም ከቲሞም ኣጽደቕዎ። ብድሕሪዚ ኣብ መተካእታ ደጃዝማች ተድላ ባይሩ ሓደ ካልእ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ኪምረጽ ግድን ስለ ዝነበረ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ፊተውራሪ ሓረጎት ኣባይ ደሓር ደጃዝማች እተባህሉ ብሃይለስላሴ እሙን ዝነበሩ ፊተውራሪ ኣሰፍሃ ወልደሚካኤል ደሓር ቢትወደድ እተባህለ ተወዳደርቲ ኮይኖም ተመዝገቡ። ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ከምዚ ኢሉም ምስ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር እንድነት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ምስ ከም በዓል መልኣከ ሰላም ዲሜጥሮስ ገብረማርያም ዝኣመሰሉ ኣገልገልቲ ኢትዮጵያ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ሚኒሰትሪ ወጻኢ ጉዳያ እኖተማከሸሩ ንኤርትራውያን ከስልሉ ደከክሙ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ኣብ ሽዋ ጎንደር ወሎ ትግራይ ኣብ መወዳእታ ድማ ብእዋን ፈደረሽን ብ ምክትል ምስሌነ ኢትዮጵያ ኮይኖም ናብ ኤርትራ መጺኦም ኣገልገሉ። ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ኣብ መወዳእታ ደጃዝማች ተድላ ባይሩ ካብ ስልጣን ምስ ወረዱ መበል ካልኣይ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ንዎጂጺን ክኢሎም ነበሩ። ኣብ ርእሲዚ እቲ ምልክት መንግሰቲ ኤርትራ ዝነበረ ማሕተም ተሪፉ ብናይ ሃይለስላሴ ማሕተም ኪትካእ ባንዴራ ኤርትራ ወሪዳ ኪትስረዝ እቲ መንግስቲ ኤርትራ ዚብል መጸውዒ ኤርትራ ልጡ ጠቕላሊ ምምሕዳር ኤርትራ ተባሂሉ ኪልወጥ ለይትን መዓልትን ብምጽዓር ጎስጓስ ኣብ ውሸጢ ኣባላት ባይቶን ህዝብን ጀመሩ። ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ዲስኩር ቢትወደድ ኣስፋሃ ወልደሚካኤል ቢትወደድ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መጀመርታ ዘመነ ምምሕዳር ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ምንቅስቓስ ብረታዊ ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ ብሾውዓተ ኤርትራውያን ተጀሚሩስ ልክዕ ሓደ ሰሙን ምስ ገበረ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ስለ እተጸምበርዎ ዓሰርተው ሓደ ዝኣባላቱ ምንቅስቓስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም እተበገሰ ተሰምዐ። ምምስራት ውድብ ዝሓበረት ተሓኤ ዝሓበረት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጀነራል ኢብራሂም ዓቡድ መራሕ ሃገር ሱዳን ኣብ ዝነበረሉ እዋን ተጠኒሳ ንሱ ብወርሒ የካቲት ካብ ስልጣኑ ምስ ወረደ እቲ ዝሰዓበ መንግስቲ ሱዳን ኤርትራውያንን ፓለተካዊ ምንቅስቓሶምን ከሳልጡ ፈቐደ እሞ ኤርትራውያን ብመፋርቕ ዓም ኣብ ከተማ ካኃቱን ዓዲ ዕማል ወይ ከኣ ሰቃሉ ክለብ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ተኣኪቦም ዝሓበረት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ እተባህለ ማሕበር መሰረቱ። ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዚብል መጸውዒ ኣብ ሳሕልን ከባቢኣን እቲ ካልኣይ ከኣ ኣብ ደጋ ኤርትራን ከባቢኡን ኮይኑ ብክልተ ክፍሊ ኪቃለስ ምስ ጸንሔ ሓሙሽተ ሰባት ካብቲ ሓደ ካልኦት ከኣ ካብቲ ካልኣይ ወኪሎም እንደገና ኣብ ደቡባዊ ደንከል ዋዕላ ጌሮም ክልቲኦም ሓደ ግንዛርሮ ኮይኖም ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ሀሓሐኤ ተባሂሎም ኪጽውዑ ተሰማምዑ። ጆን ሃዝወይ ስፐንሰር እተባህለ ኣመሪካዊ ናይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ፍሉይ ኣማሻሪ ኮይኑ ን ዓመታት ዘገልገለ እንተኮነ ግን እቲ ኣብ ክልቲኤን ሂ ን የካቲት ዓም ናብ ርእሰ ሓያላን ቃልሲ ሓርነት ክንዲ ዚብም አባክሮትልን ይ መንግስታት ዝቐርብ ሑፍ ከቕርብ ምስ ተኣዘዘ ነቲ እሞ ክልቲኦም መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንካልልር ን ኤርትራ ዚብል ቃል ገዲፉ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብየካቲት ዓም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሪቬቦም እትርከብ ግዝኣትኖ ኢሉ ጠቐሰ እሞ ኣይፋልካን ብምዝታይ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም አምባሳደር ኣባ ከሀላ ኢሎም ነቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዚርከብ ግዝኣትና ከኣ ቆንሰል ኪትከፍት ሱዳን ከኣ አብ ኣዲሱ አዘላ ኣምባሳደር ኣብ ወለጋ ድማ ቆንስል ኪህልወን ተሰማሚዖም ብል ቃል ኤርትራ ኢሎም ኣረሙዎ። ዝኮነ ኮይኑ ግን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ምስ ሰዓብቶም ህዝቢ ኤርትራ ኣሽንኳይዶ ሎሚ ብዘመነ ግዝኣት ኢጣልያ ከይተረፈ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሰቺሉ ወይ እናኣምበልበለ ይቕበር ነይሩ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ብ ታሕሳስ ዓም ብድሮ ልደት ኣብ ባይቶ ኤርትራ ቀሪቦም እታ ሰማያዊት ባንዴራ ኤርትራ ተሪፋ ብባንዴራ ኢትዮጵያ ጥራይ ኪትካእ ብማለት ንከምስሉ ንባይቶ ኤርትራ ሓተቱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ በዚ ኣይዓገበን እሞ ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ከም ኣመሎም ብወርሒ ግንቦት ዓም ናብ ባይቶ ኤርትራ ቀተሪቦም ድሕሪ ደጊም ኣብ ኢትዮጵያ ብዘይዥኛታ ሓንቲ ዓባይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካልኣይ መንግስቲ የልቦን። ስለዚ እቲ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ርክያ ኗዕ ዚብል ዝነበረ ተሪፉ ናይ ኤርትራ ዋና ኣማሓዳሪ ተባሂሉ ኪጽዋዕ ኢዩ። እቲ መንግስቲ ኤርትራ ዚብል ዝነበረ መጸውዒ ተሪፉ ምምሕዳር ኤርትራ ኪብሃል ኢዩ ብማለት ብመልክዕ ኣዋጅ ኣፍለጡ። ምፍራስ ፈደራስዮን ሕብረት ብጎበጣ ኤርትራ ብፈደራላዊ ውህደት ኣብ ትሕቲ ጽላል ዘውዲ ኢትየጵያ መንግስቲ ኤርትራ እናተባህለት ኣብቲ መወዳእታ እዋን ካብ ኣባላት ኣባላት ጥራይ ዝነበርዎ ባይቶ ኤርትራ ሕጋዊ መምርሒታት እናጽደቐት ብሓደ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ርክር ርህ እኖናተመርሔት ብ ሚኒሰተራት እተማእከለ ስርዓተ መንግስቲ እናተኣለየት ደሓር ግን ቢትወደድ ኣስፍሃ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣብ ክንዲ ናብ ክብ ኣቢሎሙዎም ነበሩ ብድሕሪዚ ባይቶ ኤርትራ ብ ሕዳር ዓም ብደጃዝማች ሓሚድ ፈረጅ ኣቦ መንበርነት ብመልኣከ ሰላም ዲሜጥሮስ ገብረማርያም ምኣቦ መንበርነት ወግዓዊ ኣቬባ ጌሮም ከለዉ ልክዕ ሰዓት ቅቀ ምስ ኮነ መልኣከ ሰላም ዲሜጥሮስ ገብረማርያም ተንሲኦም ሕጂ ቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል መራሕ መንግስቲ ኤርትራ መጺኦም ሓደ ሓበሬታ ከመሓላልፉልና ኢዮምሞ ፈሊጥናዮ ክንጸንሕ ብማለት ኘሹኩሎም ኣባላት ባይቶ ኣፍለጥዎም። ድሮ ከም ዝጸደቐ ብምምሳል ቢትወደድ ኣስፍሃ መራሕ መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ኤርትራ ወኪል ኢትዮጵያን ንኣባላት ባይቶ ኤርትራ ከየማሸሩ እቲ ባይቶ ተኣኪቡ ከሎ ገለ ሰዓብቲ ኣሽቲሎም ናብ ቤት ጽሕፈት ሌተና ጀነራል ዓቢይ ኣበበ ኣብ ኤርትራ ናይ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ከዱ። ምስዚ ተታሓሒዙ ከኣ ካብ ሕዳር ዓምሕጊ ፈደረሽን ይ ኢትዮጵያ ተሰሪዙ ኤርትራ መበል ጠቕላይ ግዝኣት ኢይቶጵያ ከም ዝኮነት ንኣባላት መንግስትን ህዝብን ማቸ ሃጎግሮ ይለሰጎሴ ኃፅት ሐዳሮ ቀጺሎም ከኣ ሰብ መዚ ምምሕዳር ኤርትራ ዝነበሩ ነዚ ዝሰዕብ ናይ መወዳእታ መንግስታዊ መግለጺ ብ ሕዳር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓበረትላ ዕለት ሰለ ዝኮነት ህዝባዊ በዓል ኮይና ከትጽምበል ስለ ዝኮነት በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንህዝቢ ኤርትራ እንቋፅ ናብዚ ኣብጻሓካ ንብሎ። እዚ ን ምስ ኣበዮም ከኣ ኣብ ኤርትራ ወታሃደራዊ ኣዋጅ ኣንገሩ። ሃጸይ ሃይለስላሴ ብ ዓም ኣብ ካይሮ ኣብ እተገብረ ዋፅላ ሃገራት ኣፍሪቃ ካርታ ኤርትራ ከም ዘሎ ሰለ ዘይፈለጡ ብዛዕባ ዶብ ኤርትራ በቲ መግዛእታዊ ምምሕዳራት ኢና እንከሽይድ ስለ ዝበሉ እቲ ማሕበር ነቲ ዘቕረብዎ ሓሳብ ከይተወላወለ ተቐበሎ። ኣቶ መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ብ ሕዳር ናይ ኤርትራ መራሕ መንግስቲ ዝነበሩ ቢትወደድ ኣሰፍሃ ወልደሚካኤል ሕጊ ፈደረሽን ተሰሪዙ ኤርትራ ብኢትዮጵያ ተጐቢጣ ግዝኣት ኢትዮጵያ ከም እቸኸውን ዚሕብር መደረ ምስ ኣስምዑ ኣባል ባይቶ ኤርትራ ዝነበሩ ባሻይ ፍሰሓ ወልደማርያምን ጋንዲ ካልኦት ኣባላትን ተቿውምኦም ምስ ኣስምዑ ንሶም ብወገኖም ከኣ እዚ እትብልዎን እትሰርሕዎን ዘለኹም ጽባሕ ንግሆ ኪሕተቱሉ አኹም ብማለት ብድፍረት ነቲ ዝቐረበ ሓሳብ ነጸግዎ። ኣዛዚ ካልኣይ ክፍለ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐንጸለ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ሰውራ ኤርትራ ንምጥፋእ ላዕልን ታሕትን ኪወናጨፍ ከሉሎ ኣብ ከባቢ ልቢትግራይ ዘሎ ጥውይዋይ ኤርትራ ብ ሕዳር ምስ ተቐንጸለ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኪመርሕ ጀነራል ታሪኩ ላይነ እተባህለ ኢዩ ተኪእዎ። ሕቶ ካሕሳ ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ሰራዊት ውግእ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ ብሓፈሻውንቲ ውግእ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተወዲኡ ጠጠው ምስ በለ ሃጸይ ሃይለ ሰላሴ እውን ብሓገዝ እንግሊዝ ካብ ሰደት ንኢትዮጵያ ተመሊሶም ካብ ጀነራል ዊንገት እተባሀለ እንግሊዛዊ ስልጣነ ምምሕዳር ሃገሮም ምስ ተረከቡሃ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመታት ዘመነ ግዝኣት ኢጣልያ ኣብ ኢትዮጵያ እተፈጸመ ፅንወት ትሕተ ቅርጸን ልዕሊ ቅርጽን ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ዓመታት ዘመነ ግዝኣት ኢጣልያ መንእስያት ኤርትራ ብንግድን ብውድን ተደፋፊኦም ወታሃደራት ጣልያን ኮይኖም ናብ ሃገረ ሊብያ ሃገረ ሶማልያ ከምኡውን ከሰላን ተሰዲዶም ግደ ሞትን ሰንክልናን ኮይኖም ጠፊኦም ዝተረሩ ኣብ ልዕሊ ኣእዋም ኤርትራ እተፈጸመ ጭፍጨፋን ምውዳእ እንስሳታትን ወዘተ ብበምሉኡ ተጸብጺቡ ካሕሳ ኪኽፈሎም ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክሲ መስሪቶም ጠርዑ። ፈጺምካዮ መብጽዓካ ሃገር ከቶድሕን ብሕብረት ምስ ወፈርካ ኣብ ክንድኣ ኪትስዋእ ምስ ወሰንካ ብድሕሬኻ ከይትውጋእ ምስ መሓልካ ንዓኣ ኪትብል ኣብ ጉድጓድን በዓትን ሰፊርካ ኣብ ደሴታት ዳሀላክ ዊዒልካ ወደብ ዓሰብ ምስ ሓደርካ ስለዚ ኢዩ እተፈትሔ ሕልምካቫ ኣብ ዓወተ ዝበጽሔ ዕላማካ ብሓይልኻ ዕምሪ ጸላኢ ተደምሲሱ ኣብ መላእ ኤርትራ ሰላም ነጊሱ ኩሉ ኤርትራዊ ኣየር ነጻነት ኣተንፊሱ ብሰላም ተንሲኡ ብሰላም ደቂሱ ጭንቁ ተወዲኡ ኣእምሮኡ ተሓዲሱ ጸልማት ተቐንጢጡ ብርሃን ተለቢሱ ጠሊዝናም ፈሲሱ መሬትና ተርኪሱ ሓረሰታይ ብሰላም ኪነብር ሓሪሱ ሸቃላይ ኪወፍር ገስጊሱ ሽቃጣይ ኪነግድ ተተመላሊሱ እንሆ የቕርብ ንጀጋኑ ስውኣት ሞጎሱ ፈጺምካዮ መብጽዓሻ ኩሉ ተሓጉሹ ቃልሸካ ብዓለም ተኖኢዱ ናጽነት ከም ዚግብኣካ ድሮ ተፈሪዱ ተሰዲዱ ዝነበረ ኤርትራዊ ኪምለስ ንዓዱ ከማዕብል ክሰልጥን ኪሃንጻ ንዓዱ መብጽዓዛ ተፈጺሙ ተጋሂዱ ኣዴታት ተቐቢለናኻ ዕልል እናበላ ኣቦታት ተቐቢሎመኻ ብጨፈራ ብደበላ መንእሲያት ተቐቢሎሙኻ ብሳዕስዒት ብዓይላ ሕጻኖት ተቐቢሎመኻ ብጉያ ብዝላ ሽዑ ረቪብኳያታ ሃንቀውታ ኣብ ህዝብቫኻ ዘላ ኣብ ማእከል ኣስመራ ባንዴሪኻ ኣምበልቢላ ፈጺምካዮ መብጽዓካ ተሓጐሳ ኩላ ናይ ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ብዓወት ተወዲኡ ጀጋኑ እንተ ጠፍኡ ኣሽሓት እንተ ተሰውኡ እንሆ ተራእዩ ፍሪኡ ኤርትራዊ ተሓጉሹ ረኺቡ ጻምኡ ብጽንዓት ተቓሊሰካ ኣሽሓት ሰዊእካ ጽንኩር ኩነታት ሓሊፍካ ክምህ እንከይበልካ ወራራት መኪትካ ኣፍሺልካ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ዓወትካ ዓቲርካ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ፊጺምካ ማሕለኻ ዝረሃራ ሃቻራ ደድነያ ፎዕ ርቀሯዯ ረጋሄማ ዳ ሌሮያሪ ወግዓዊ ሃገራዊ መዝሙር ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ መዋእል ሃቪስኪ ኣብ ዕላማ ትእምርቲ ጽንዓት ኮይኑ ስማ ኤርትራዛ ሓበን ውጹዓት ኣመስኪራ ሓቂ ከምትዕወት ኤርትሪ ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ ናጽነት ዘምጽአ ልዑል ኒሕ ንህንጻ ንልምዓት ክሰርሕ ስልጣነ ከነልብሳ ግርማ ሕድሪ ኣሎና ግርማ ክንሰልማ መውጽኢ ኣርእስቲ ገጽ ምስጋና መቕድም መወከሲታት ዞፉ ፍሉይ ሓበሬታ ኤርትራን ጥንታዊ ታሪካን ወደባት ኤርትራ ስለምንታይ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ እኩባት ደሴታት ዳሀላክ ኤርትራ ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕ ርክብ ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕን ቱርክን ሞት ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕ ንጉስ ግራኝ ብመሬትና ፖርቶጊዛውያን ብባሕርኖ ጸረ መሓመድ ግራኝ ዝወጸ ኣዋጅ ታሪሽ ሂወት መሓመድ ግራኝ ድሕሪ ሞት ንጉስ ግራኝ ታሪክ ኤርትራ ብኣገላልጻ ፖርቶጊዛውያን ምልቃቕ ቱርካውያን ካብ ኤርትራ ግዝኣት ግብጻውያን ምስሪ ኣብ ኤርትራ ኣሉላ ኣብ ኤርትራ ኣብ ታሪክ ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕ ዚዝከሩ « ዓመተ ምሕረትን ፅለትን ፈተነ ወራራት ግብጺ ብዝሒ ናህሪ ወራራት ባዕዳውያን ሓድሕዳዊ ፊጩ ግርጭታት ኤርትራውያን ማዕረ ማዕረ ኤርትራዊ ሓይሊለኸ ወይዘሮ ውባ ካልኣይ ውማእ ደጃሃይሉን ጎሚዳን ኣብ ማይበላ ሰራዊት ተጋሩ ኣብ ኣስመራ ተደምሰሰ ሞት ራእሲ ባርያኡ ምእሳር ራእሲ ወልደሚካኤል ራእሲ ወልደሚካኤል ምስ ተኣሰሩ እተገጥሙ ቀሩዝማ ሓዘል ግጥምታት ጅግንነት ህዝብኖ ነበረ ኮይኑ ከይተርፍ ዝርዝር ዘርኢ ራእሲ ወልደሚካኤል ዛንታ ኣባ ግፋው ሃብቱ ቀሺ ዛግረታይ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ እምባየ ኣርኣየ ቀተልዎ ባህታ ሓጎስንጣልያንን ክልተ ተወዳደርቲ መንግስታት ኣብ ወደብ ባጽዕ ሰራዊት ውግእ ኢጣልያ ንከበሳ ኤርትራ ደየበ ውዑል ውጫሊ ውዲት ጁሰፐ ሳፔቶ ዋዕላ ዓቢይቲ ከባቢ ዓሰብ ሱልጣን ኢብራሂም ኣብ ወጥሪ ንጉስ ቪቶሪዮ ኣማንኤለ ንችሰፐ ሳፔቶ ተቐበሎ መንግስቲ ኢጣልያ ካብ ሩባቲኖ መሬቱ ተረከበ ጁሰፐ ሳፔቶ ምስ መማክርቱ ተራኸበ ግርጭት ዓቢይቲ ዓሰብ ወደብ ቡያ ዓሰብ ወደብ ዓሰብ ሙታን ጋንጋ ሕልሚ ብዙሓት ሃገራት ታሪክ ከሰላ ብደቂ በይሉል እተቐተሉ ኢጣልያውያን ዚዝከር ታሪሻዊ ፅለታት ናብ ደጃባህታ ካብ ጣልያን እተመሓላለፈ ትእዛዝ ወጥሪ ደጃዝማች ባህታ ድሕሪ ሞት ባሀታ ዝሰዓበ ወግዓዊ ሃገራዊ መዝሙር ንኤርትራ ዝገረገጹ ወጻእተኛ ጀነራላት አይክ ስ ምምሕዳር ኤርትራ ደ ሽ ዳህላክ መልእኽቲ ባይቶ ኤርትራ ንህዝቢ ኤርት ር ኤርትራ ኾ መይት ማልትን ረፍ ኣቂ ልክና ጣላቸው ብ ወልደማርያም ባዕዳዊ ምምሕዳር ፈነወ ራድዮ ካብ ካይሮ ውግእ ዓድዋን ሳዕቤኑን ኣቶ ዓብደልቃድር ከቢረ ገለ ቅድመ ኩነት ዝሰጐመ ኤርትራውያን ካብ ዚዝከሩ ጥቕሲ መደረታት ፋሽሽታዊ መንግስቲ ኣብ ኢጣልያ ። ተ ራቢጣ ኤል ኢስላሚያ ከ ንኢትዮጵያ ወረረታ ሐይ አርም ሱልጣን ዲስኩር ቦኒቶ ሙሰሊኒ መሬት ዘለዎ ብዕራይ ይዕድግ ጽልዋ ካልኣይ ውግእ ዓለም ኣብ ኤርትራ ተሌ ባሕሪ ዘለዎ ር ጨው ኤርትራን ደብዳብ ሂሮሽማን ጥርዓን ኤርትራ ኣብ ውድብ ዓበይቲ ፍጻሜታት ኣብ ጊዜ ሓድነት ኣፍሪቃ ብውልቀ ኤርትራውያን ንጥፈታት ካልኣይ ውግእ ዓለም ህር ን ኣገደስቲ ፅለታት ካብ ካልኣይ ውግእ ይ ል የመራን ዓለም ኣብ ኤርትራ ያአ ጣይጠ ከጃ ምትእትታው ዘመናዊ ሕርሻ ኣብ ኤርትራ ዘይርሳዕ ውዕለት ሶማልያ ት ፈላሚ ፖሎቲካዊ ቃልሲ ሓርነት ኣብ ኤርትራ ተጋድሎ ሓርነት ኤርት ጋና ዋዕላ ልዕለ ሓያላን መንግስታት ፍጻሜታት ዓዕት ፒ ራ ተሓኤ ብዛዕባ ግዝኣት ጣልያን ዝነበራ ሃገራት ደሻተድሳ ባይሩ መራሕ መሣቲ አርትራ እታ ሰንካም ዕለት ካብ ስልጣኖም ወረዱ ተጋዳላይ ኣብ ዓውደ ውግእ ድሕሪ ተድላ ባይሩኸ መን ና ባክንን ሕርቅድ እአትተውያን ር ሰበ መው ነ ቢትወደድ ኣስፍሃ መን ነበሩ ከ ። መሬ መረር ደሰ መራሕ መንግስቲ ኤርጎ ስምምዕ በቪን ስፎርሳ እዝስ ዋለን መክት ልል መርማሪ ኮሚሽን ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ምምስራት ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣመሰራርታ ፈደረሽን ኤርትራን ኢትዮጵያን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሱዳንን መንግስቲ ኤርትራ ተመስረተ መሳርያታት ውግእ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣመራርጻ ሰብ መዚ ኤርትራ ብመንግስቲ ሱዳን ተገበተ ምርክካብ ስልጣነምምሕዳር ኤርትራ ኢድሪስ ዓወተን ብረታዊ ቃልስን ሸክ ኣሕመድ ኢብራሂም ፈረስ ምውራድ ባንዴራ ኤርትራ ምፍራስ ፈደረሽን ሕብረት ብጎበጣ ሕልምታት ሃይለስላሴ ሓድሽ ሕጊ ኣዋጅ ደብዳቤ ለበዋ ስዉእ ሃይለ ተወልደ ውድቀት ሃይለስላሴ ኣቶ መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ክፍለ ሰራዊት ናደው ኣብ ኣፍዓበት ተደምሰሰ ኣዛዚ ካልኣይ ክፍለ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐንጸለ ካሕሳ ኤርትራ ካብ ኢጣልያ ብይን ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ዋዕላ ደርጋውያን ኣባላት ደርጊ ንስልጣነ ምምሕዳር ተሻጓፈልዎ ሻለቃ መንግስቱ ሃይለማርያም ብሽመይ በቐለ ቀዳማይ ወራር ሰራዊት ደርጊ እታ ጸባብ መሊሳ ጸበበት ኣጥፊእኖ ንጥፋእ ምህዳም መንግስቱ ሃይለማርያም ሓርነት ኤርትራ ተረጋገጸ ገ ምርጫ ረፈረንዱም ሚስተር ሰሚር ሳምባር ኤርትራ ቁልጡፍ ዓለማዊ ተፈሳጥነት ረሽበት ኤርትራ ኣባል ሕቡራት ሃገራት ፕረዚደንት ፈደራል ጀርመን ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ባንዴራ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስፖርት ከም ታሪክ ክዝከር ናቕፋ ባጤራ ኤርትራ መደረ ክቡር ፕረሲደንት ኢሳያስ ጉሳፅ ሓርነት ኤርትራ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact